"ኣብ ትግራይ ዕጥቂ ዘፍትሕ ዘይኮነስ ሰራዊት ዘውስኽ ኩነታት እዩ ዝፍጠር ዘሎ!" ቃለመሕትት ምስ ኣሉላ ሰሎሞን Interview_With_Alula_Solomon

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • WelCome To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
    #Yosei_,Studio
    #Twmesgen_Tewelde
    #ተመኣገን_ተወልደ
    #ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
    #Interview_With_Temeage_Tewelde
    #Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
    #Abrha_Teklu_
    #Interview_With,Abrha_Teklu
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #መምህር_ኣብርሃ _ተኽሉ
    #Shewit_Bitew
    #ሸዊት_ቢተው
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ተጋዳላይ_ሸዊት_ቢተው
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣሉላ ሰሎሞን
    #Alula_Solomon
    #Interview_With_Alula_Solomon

ความคิดเห็น • 409

  • @redietamare461
    @redietamare461 2 หลายเดือนก่อน +27

    ፅቡቅ ትንታነ አቅሪቡኹሙልና ብራኽ ሾው አሉላ ነመስግን

  • @Haftom-psych
    @Haftom-psych 2 หลายเดือนก่อน +1

    Owww what a wonderful and productive interview thanks for both of u👏👏👏 and we expect a lot of meaningful and useful program....!

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 2 หลายเดือนก่อน +24

    Good morning tigray. God help you all tigray people and political parties. BROTHER FROM ERITREA 🇪🇷

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 2 หลายเดือนก่อน +3

      Nay tigrayka giber

    • @YosepheYehdego-cc8zw
      @YosepheYehdego-cc8zw 2 หลายเดือนก่อน

      @hagarawinet2088 what about you my brother ERITREA 🇪🇷.

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@YosepheYehdego-cc8zw I don’t have brother from tigray, but neighbor. You might have tigraway brother and that is fine with me,but don’t bring Eritrea to this

    • @YosepheYehdego-cc8zw
      @YosepheYehdego-cc8zw 2 หลายเดือนก่อน

      @hagarawinet2088 I just said God help you all people of tigray and politicians. Nothing wrong with it.

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 2 หลายเดือนก่อน

      @@YosepheYehdego-cc8zw those politicians you praying for their success are plotting day and night to destroy Eritrea. I don’t know your true nationality but don’t use Eritrean flag to praise them

  • @teklitgebremeskel5934
    @teklitgebremeskel5934 2 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንታነ እቲ ሓቂ ክኮን ዘለዎን
    ናይ መፃኢ ክመፅእን ከጋጥምን ዝኽእሉን ሓሳባት ቀሪቦም

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 หลายเดือนก่อน +4

    Informative discussion
    . Thank you Mr.Alilula

  • @okay5271
    @okay5271 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks your fantastic interview and insight into the history behind this conversation

  • @Berhun-zw9uw
    @Berhun-zw9uw 2 หลายเดือนก่อน +7

    መድህን ብጣዕሚ ናመስግን ቀፅልሉ ኣብ ሐኺ ሰዓት በለሕቲ ዝኾኑ ተጋሩ ኣድለይቲ ስለ ዝኾኑ ብራኸ ሾዉ ድማ ትግራይ ዘማእኸለ እዩ ኣብ ዝቅፅል ድማ ንኣቦ ወንበር ዉድብ ናፅነት ተጋዳላይ ደጀን መዝገቦ ንኽታቕርብልና ንላቦ

  • @ELIAS533.
    @ELIAS533. 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፅብቅ ሓሳብ ገሊፅካ አሉላ bravo 👏

  • @angesomgebregziabher19
    @angesomgebregziabher19 2 หลายเดือนก่อน +3

    Very constructive discussion and criticism! Keep it up!

  • @MaksjJdhd
    @MaksjJdhd 2 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል ትንታነ ኣሉላ ጅግና እሙን ወዲ ህዝቢ ትግራይ💪💪💪❗❗❗👌👌👌💜💜💜

  • @amanuelmesfin1683
    @amanuelmesfin1683 2 หลายเดือนก่อน

    አሉላ ሰለሙን ብጣዕሚ ፅቡቃት ሓሳባት እተቅርብ አለካ ንህዝብና ካብሓደጋ ዘድሕን መራሕትና ናብ ልበኖኦም ንክምለሱ ንህዝቦም ንካሓስብ እዩዝገብር እና አይካ በርትዕ

  • @arsemateddy4912
    @arsemateddy4912 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ብራኸ ሸው ኣሉላ ከኣ ብጣዕሚ ጎበዝ ግርም ትንተና

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሉላ ናይ ብሓቂ ጽብቅ ትኽክለና ትንተና ኢኻ ተንቲንካዮ:: ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ::
    Prof መድሂን የቀንየልና::
    ብምጻል ንቴድሮስ ጸጋይ ኣቅርብልና እሞ ምስቲ ናይ ሕጊ ምሁር ምኻኑ ጽብቅ ገይሩ ከሩደአና::

  • @tegarustrong9372
    @tegarustrong9372 2 หลายเดือนก่อน

    Alula is analyzing the situation independently. Thank you for your insights and great analysis.

  • @samuelsamuel-uw6ew
    @samuelsamuel-uw6ew 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks alula, nay libey gelitskayo

  • @tewoldegebremariam8574
    @tewoldegebremariam8574 2 หลายเดือนก่อน +7

    Thank you, Allah. Perfect and timely analysis !!!!!

  • @okubayburu4186
    @okubayburu4186 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም መድሂን ሓብተይ ከምወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ኣሉላ ጽቡቅ ትንቲነ ኮፊደስ እውን ይበል ኣሉላ ሓውናውን ኣነ መድሂን ሓብተይ ኣብጸጥቲኺ ብርቱዕ ጥቃቀ ክትገብሪ ይላበወኪ ኣነ ሓቲ ክላበወካ ህዝቢትግራይ ካባና ካብ ኤርትራውያን ተማሃሩ ንጸላኢ ብብረት ብድሮን ብቲንኪ እዳመጸኩም ብእምንን ብበትርን እዳ ማረኽኩም እዛ ኾብራ ዝኾነት ሕውሓት ሓብቲ ሻዕብያ ከላ ህዝቢ ትግራይ ክጥዕሞ ኣይክእልን እዩ ኩልኻ ትግራዋይ ኩነቲት ኣስተብህል ሕጂውን ንውሓት ክትብል ኣኮነን ሂወትካ ጽፍርኻ ከት ሰድድ ብዝተኻእለ መንእሰይ ተሰማሚዕካ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ እዩ ዘሎ እቲ እዋን

  • @ShishayAbraha-cd3hb
    @ShishayAbraha-cd3hb 2 หลายเดือนก่อน +1

    That's great discussion! Go on!

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 หลายเดือนก่อน +2

    Alula mekseb Tigrayna.
    Thank you Medhin🙏🏽

  • @SH-mu4ci
    @SH-mu4ci 2 หลายเดือนก่อน +3

    Good example brother keep it up this program 👍

  • @zufankebede
    @zufankebede 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሉላ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ !!! ካባኻ ሰላማዊ ዝኾነ ቃልሲ ከምትቃለስ ብዙሕ ንትስፎ!!

  • @MengistuBeletu
    @MengistuBeletu 2 หลายเดือนก่อน +1

    Exelent jo Alula Solomon and Berake Show good job keep up it.

  • @gebrezgabherweldu5627
    @gebrezgabherweldu5627 2 หลายเดือนก่อน +1

    wow. so amazing clarification. keep up it .

  • @sofoniasdaniel5547
    @sofoniasdaniel5547 2 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ንፍዕቲ በላሕ ጋዜጠኛ፡ ንህዝቢ ትግራይ ብሓይሊ እግዚኣብሔር ኣብዚ ከቢድ ግዜ ክሕግዞ ጸሎተይ እዩ፡ ናይ ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ዘይናይ ኢዱ ረኪቡ፡ ኣብ ሕልናና ኩልሳዕ ምሳና ኣለኩም፡ ብሓይሊ ፈጣሪ ኩሉ ክስተኻከል እዩ። ኣጆኩም።

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሉላ ሰለሞን ኣጀኺ በሪቲዕ የቀንየልና መድህን ሓፊቲና በሪቲዕ ❤ኣሉላ ካብ ማሕበራዉ ሚዲያ ኣይቲጣፈአና?

  • @axumguy9803
    @axumguy9803 2 หลายเดือนก่อน

    Mr. Alula your explanation or details are very clear about #TigrayInterest . Thank you

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ms. MEDHIN, THANK YOU, FOR YOU BRING PEOPLE OF DEFFERENT OPINIONS TO YOUR SHOW!!!!.

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 2 หลายเดือนก่อน +30

    ጀ/ል ጻድቃን ዝተዛረባ ሐንቲ ታሪኻዊት ዘረባ አላ። ንሳ ድማ ሐይልን ገንዘብን ዘይቕይሮ ነገር የለን ትብል እያ። እዛ ዘረባ አብይ አሕመድ እዩ ተዛሪብዋ። አብይ አሕመድ እዛ ዘረባ ክዛረብ ከሎ ናይ ኢትዮጵያ ሀብትን ስልጣንን ሐይልን ምስ ተቖጻጸረ ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ምዕራባውያን ናይ ዓረብ ሀገራት ካልኦት ጎሮባብቲ ሀገራት አብ ጎኑ ከምዝኾኑ ናይ ገዛ ዕዩኡ ሰሪሑ ምስ ወደአ እዩ።
    ሕዚ እውን ዝኾነ ናይ ገዛ ዕዮ ሰሪሐ እየ ኢሉ እዩ ዝአምን ንሱ ድማ ን ተጋሩ ከም ህዝቢ፣ ሕወሐት ድማ ከም ፖርቲ ብውግእ ብዕጽዋ ኽባ፣ ብጥሜት፣ ብሕማም ብጆኖሳይድ አዳኺመዮም እየ ተሪፋትኒ ዘላ አብ ውሽጦም ከም ቫይረስ አትየ ብቡዙሕ ስልትታት ገማሚዐ አባሊዐ አብ መወዳእታ እቲ ጀሚረ ዘይወዳእኽዋ ተጋሩ ናይ ምጽናትን ሕወሐት ሐንሳብን ንሐዋሩን ንምጥፋእ ይኽእል እየ ትብል እያ።
    ስርሑ ሰሪሑ ወዲኡ ስለ ዘሎ አብ ቀረባ ናብ ተግባር ኽሰጋገር እዩ።
    ተጋሩ ስኽን ንብለሉ ውልቃዊ ጡሙሕና ናብ ውሽጥና ውሕጥ አቢልና። ብቑኑዕ ልቦና ኢሂን ሚሂን ንባሀለሉ እዋን ሕዚ እዩ። አብዚአ እዋን fail እንተገይርና ን አሽሐት ዓመታት ቅንዕ አብ ዘይንብለሉ ጨሪስና ንጸንተሉ ኹነታት ኽፍጠር እዩ።
    ንተጋሩ አብ ታሪኽና እታ ዝጸንከረት እዋን ሕዚ እያ።
    እሞ እንታይ ድአዩ ክግበር ዘለዋ መልሳ ሐንትን ሐንትን እያ።
    "ቆቓሕ" ምኻን ሐድነትና ምስጣም " regular political games” ጥራሕ ዘይኮነስ " street smarts political game” አተሐሳስባ ከነማዕብል ይግባእ።
    አብይ አሕመድ ገና ሉኡኹቱኡ አይወደአን ተጋሩ ግን መኸተና ንውድእ ዘለና ይመስለኒ።
    መኸተ አይተወደአን ገና እውን ብቐሊሉ አይወደአን እዩ። ሕዚ እውን መኸተ.. መኸተ.. መኸተ..መኸተ
    Be smart, be smart.

    • @KidaneGebre-w9j
      @KidaneGebre-w9j 2 หลายเดือนก่อน +2

      እዛ መኸተ መኸተ ትብል ቃል ጽብቅቲ ነይራ ግን ባዕላቶም ህዝቢ ዳበተኑ ከመይ ገይርካ እዩ ክምከት ህዝቢ መራሒ እንተ ሒዙ እዩ ዝዉደብ ግን ህዉሐት አብዚ ጉዳይ ዘይኮኑ ክረግጽ እየ አብ ምባል ዘሎ ዉድብ እዩ መን ተሪፍዎ ዘይበተኖ ዲአስፖራ ተበቲኑ አብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ተስፋ ቆሪጹ እንታይ ከም ዝደልዩ ብልሐቶም ጠፊኡና

    • @Barry-m3w
      @Barry-m3w 2 หลายเดือนก่อน +2

      why and where is the problem why you not pay sacrifices to make peace with your intetmrdiate brothers, the ERITREAN PEOPLE???. I BELIEVE, WE TOGETHER CAN CAN ACHIEVE MANY THINGS, SECURITY, ECONOMIC MITUAL ADVANTAGE, AND MAKE PEOPLE BORN FROM BOTH SIDES OF THE MEREB RIVER HAPPY, ETC. ETC.????.

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s 2 หลายเดือนก่อน

      Leave this backward politics. We could have used the opportunities the Pretoria Agreement has offered us. Conspiracy theories are not to be used here. It is clear that TPLF has been sectarian and provincial. Anyone who is outside the family lineage and the cartel is not fit to be a leader of Tigrai, according to unwritten laws of TPLF. The leadership has monopolized everything in Tigrai for the past 50 years. And, they do not want to lose this hegemony. That is the current problem of the Junta. Nothing else. Do not beat around the bush.

    • @duliti7133
      @duliti7133 2 หลายเดือนก่อน +1

      እም ሃየ አላ በረኻ ውረድ አንሕና ግን ይአኽለን ፅቡቅ እባ ወሰን ሒዝኻ ዘረባ

    • @hundesahundesa2479
      @hundesahundesa2479 2 หลายเดือนก่อน

      @@duliti7133መኸተ እንትብሀል ውግእ ምክያድ ጥራሕ ማለት አይኮነን። ብቡዙሕ መልክዕ እዩ ዝካየድ። ውግእ ደው ስለ ዝበለ መኸተ ደው ክብል አለዋ ዝብል አተሐሳስባ እዩ ዝኸፈአ አረአእያ። አደስኪሉ contain ገይሩ ብውሽጣ ውሽጢ ከም virus አመንሚኑ ዝቐትለካ ቃልሲ ውሽጢ ኢና ዘለና። እዚ ድማ ካብቲ አብይ አሕመድ ዝአምነሉ ሐደ ብሐይሊ "ገንዘብ" እዩ ዝካየድ ዘሎ። ጸኒሑ እውን እቲ "ብሐይሊ ሰብን ናይ ጦር አጽዋርን" ዝበሀል እምነት እውን አፍጢጡ ኽመጽእ ይኽእል ይኸውን። በዚ በለ በቲ ካብ ቃልሲ ካብ መኸተ ካብ ሐድነትካ ምስጣም ዓዲ ኽንውዕል የብልናን። ንዘመናት ሚስጢር ዓወት ተጋሩ ሐድነትን መኸተን ክኾና እንከለዋ ጥፍአት ተጋሩ እውን በንጻሩ ሐድነት እንተ ላሕሊሑ መኸተ ደው እንተ አቢሉ እዩ።

  • @mbh8883
    @mbh8883 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዝገርም እዩ ኣሉላ ሰለሙን ከምዚ ኢሉ ክልብም ደስ ዘብል እዩ ብጣዕሚ ።

  • @tibletsmerso9794
    @tibletsmerso9794 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሄር ይአክለኩም ይበለና ትግራይና ሰላም ይግበርልና

  • @Fsahakahase6275
    @Fsahakahase6275 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሃናፃይ ዝኮነ ሓሳብ እዩ ቃልስኩም ፅዕንቶ ፈጣሪ ክከዉን ንድግፍ

  • @teshomegebremeskel4492
    @teshomegebremeskel4492 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ትንታነ አሉላ ምስ መድሂን
    ❤❤❤

  • @degleltesfamicael975
    @degleltesfamicael975 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good job brakhe show

  • @FilmonNegassi-hl5pp
    @FilmonNegassi-hl5pp 2 หลายเดือนก่อน

    ንመጀመርታ ግዜ ኣሉላ ብልቢ ክሰምዓካ ዝገበረትኒ ቃለመጠየቅ ኢያ ኣብ ብዙሕ ኣድኒቀካ ኣለኹ ኣብ ገሊኡ ግን ኣይሰማማዕን ግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቕ መደብ መዲ🎉

  • @AmbachewFiseha-yv9mf
    @AmbachewFiseha-yv9mf 2 หลายเดือนก่อน

    አሉላ ሰለሞን ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ኢኻ አቕሪብካ respect you

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 2 หลายเดือนก่อน +1

    Constructive criticism is vital and essential for any organization to stay afloat.As long as criticism is used to construct, not to destruct is a healthy treat to have professionally or personally. ❤❤❤❤❤

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 2 หลายเดือนก่อน +4

    ትክክል አሉላ 👍👍👍

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Brahke show .it 's sensitive & interesting interview with Alula Solomon. ናይ ሎሚ ናይ ኣሉላ ሰሎሞን ንፁር ሚዛናዊ ቃለመሕተት ተኸታቲለ ብጣዕማ ፅቡቅ እዩ። ሓንቲ ነገር ግን ከይነፅራ ዘሓለፈ እቲ ቅድሚ ኩናት ዝነበረ ናይ ተጋሩ community ዝደኸመሉ ዋና ምኽንያት ተዓደምቲ ሃላላ ኬላን ተሸለምቲ ኣንድነት ፓርክ ድዮም ሕወሓት እያ ሕብረት ተጋሩ ኣዳኺማ....?!

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኩሎም ፀላእትና ሱቅ ኢሎም ኣይኮኑን ሕውሓት ሕውሓት ዝብሉ ዘለው ሕውሓት ኣጥፊእካ ህዝቢ ትግራይ ንምብስባስ እዩ ስለዚ ኩሉኻ ትግራዋይ ጥንቃቀ ምንቃሕ የድሊ እዞም ኣብዚ ርኢቶ ዝፅሕፍ ዘሎ ዝበዝሑ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ እዮም
    ሕውሓት ዘሎ ፀገማቱ ፍቲሑ ንክዕውት ዳኣ ንስራሕ ይግባእ
    ምፍልላይ ፁቡቅ ኣይኮነን ዋጋ ከየኽፍለና ንስተውዕል ሕጂ ውን ትግራይ ክትስዕር ንስራሕ ።

    • @JonNati
      @JonNati 2 หลายเดือนก่อน +1

      ስማዕ ንስኻ ንባእልኻ ኣይጥዑይ ብልዕለኻ ዘሎ መንግስቲ መጀመረያ ብምርጫ ቦርዲ ተመዝገቡ ካባኡ ንድሕሪት ምርጫ ቦርዲ ኣብዘለዉሉ ጉባኤኹም ተካይዱ ትእኸሉ ኢኹም እናተብሃሉ እናሀወ ዘሊሎም ናብ ኣኼባ ተደአ ኣትዮም ብሓቂ ኣብ ሕወሓት ዝሓስብን ዘስተንትንትንን የብሎምን ደናቁርን ንህዝቦም ዘይሓስቡን እኽብኻብ ጥራሕ ዝተኣከቡሉን ውዱብ ምዃኑ የረጋግጽ ስለዚይ መጀመርያ ክምዝገብ ኣለዎ ዲሞክራሲያዊ ድርጅት ክኸዉን ኣለዎ ኣምባ ገነንን ዓፋናይን ተደኣ ኮኑ ክቅጽል ተደኣ ኮይኑ ከምታ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባረሩ ካብ ትግራይ እዉን ክባረሩ ይኽእሉ እዮም ፡፡

    • @selamselam2569
      @selamselam2569 2 หลายเดือนก่อน

      @@JonNati
      ስላም ጆን
      ናይ ብሓቂ ብትግራይን ተጋሩን ታሓስብ እንትኮይካ ኣስተውዕል ጉባኤ ምግባር ንትግራዋይ እምበር ንብልጽግና ኣይምልከቶን ስምዓ ጆን ሓውና ብልፅግና ንትግርይ ከብቲ ዘላቶ ንላዕሊ ከዳኽም ላዕልን ትሕትን ይብል ኣሎ ንትግርይ ቡዙሕ ተንኮላት እዩ ዝፋሓስ እዚ እቶም ሓደ ሓደ ባንዳ ምስ ኣብይ ዝማኸሩ ዘለው ዘቅርብዎ ሓሳብ እዩ ንትግራይናን ህዝብናን ዘድልዮ ግን ሓደ ዝተወደበ ሓይሊ የድሌና ትሞክሮ ዘለዎ ውድብ ኽኣ እሱ እዩ ስለዚ እየ ክኣ እቲ ናይ ሕውሓት ዘሎ ፀገማት ኩሉና በቢዓቅምና ክንድግፍ ዘለና ዝብል ዘልኹ ክሳብ ካብ ሕውሓት ዝበልጽ ክሳብ ዝፍጠር እንተዘይኮይኑ ከምዛ ናይ ኣምሓራ ተላኣኣክቲ ከይነፍሪ ።

  • @FasilYohannes-l8b
    @FasilYohannes-l8b 2 หลายเดือนก่อน +3

    መድህን አሉላን ዝገበርኩዎም ዘተ ንሕዝቢ ትግራይ ይጠቅም እዮ ።ሐበን ተጋሩ ኢኩም።

  • @TaemeGhere
    @TaemeGhere 2 หลายเดือนก่อน

    አሉላ ፅቡቅ ሐሳብ እዩ ትሕቦ ዘለኻ
    ቀፅለሉ

  • @HadushHaile-t5y
    @HadushHaile-t5y 2 หลายเดือนก่อน

    ሳዓርነ ተሳዓር ን ከይረሳዓና ተጋሩ ሓቢርና ንነብረሉ ስርዓት ክህልወና ኣለዎ። ካብታዓዘብናዮ ጉዕዘና ሓደሓቂ ግና ተሳዓሩ ምስፀላኣቲ ከይዶም ይሓብሩ ደገፍቶም ሒዞም ዘይቃለሱ።

  • @tewoldesebhat9158
    @tewoldesebhat9158 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብራከሸ ፅቡቅ ትንተና የቀንየልን

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላማት አሉላ እና መዲሂን ፁቡቅ ትንተና ለምቅነ ተቅር ቢዮም ዘለኸ ለትግራይና ልህዝብና ዝምለክት ብሙኻኑ ብጣእሚ ነመስግን መጀመሪያ ናይ አድና ችግር ብልፈታህና ናህ ጎሬቤታት ቃለ መህተት ነርክበሉ ኢና ቀፅልሉ 💕💕🙏🙏ሀፍትና

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 2 หลายเดือนก่อน

    thanks medi

  • @kevifkrr-pt9on
    @kevifkrr-pt9on 2 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክለ ኛእዩ ናይ አልላ ሰለሙን 👍👍

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 2 หลายเดือนก่อน +4

    If Eritrea, Tigray and Amhara fight each other it will be a great opportunity for Abby Ahmed as well as Oromo Elites. Abby Ahmed is still very smart & sensitive game these three major powers above

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 2 หลายเดือนก่อน +1

    solid party ... ፈትየያ እየ

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good point. After extensive genocide by Abiy Ahmed in Tigray, referendum should no be declared.

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብብዘለኽሞ ወላድት አምላክ ትሓልኹም እስክ ጀማርት እየዋ ብስም ቅድስት ማርያም አደና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ከትሓልፉን🙏🙏🙏🙏

    • @HsuveuBsgyi
      @HsuveuBsgyi 2 หลายเดือนก่อน

      ብወላዲት ኣምላክ እውን ዶ ጀሚርኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ምባል መሕፈርቲ

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ እቶም ለያቡ መራሕቲ ፡ እቶም ጸረ ቃልሲን ለውጥን ዝኾኑ ንለያቡ መራሕቲ ዘዳኽሩን ዘሻድኑን ባራዩ ካድራት ይብእሱ ።

  • @Kuchakamparach-lg1qd
    @Kuchakamparach-lg1qd 2 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks Medhin for having this thoughtful Tigraway and you have special place in your people Tigraway. Abiy has never exercised siege and blokage in Amhara, what if it was in Tigray? The Ethiopian people became one and the same when comes to Tigray as it was observed during genocidal war of Tigray and this shit could be repeated by the ethiopian people as they still hate Tigraway more than even Egypt. Luckily enough the country is on the verge of disintegration and soon will cease to function as a state.

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน +3

    Brakhe show, your guest welcome back

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    ደቅ ጸፋሕትይ እግሪ ሃዳሽደሽ ትበል ትንኩልና ትግራይ ሕዝኩም ይጥፋእ ይህባይ ፍጥረት

  • @MaksjJdhd
    @MaksjJdhd 2 หลายเดือนก่อน

    ይበል ኣሉላ

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ትንታነ እዩ ህቶ አለኒ ጸገም አብ ማአከላይ ኮሚተ ተኮኑ ንምታይ ናብ ካድሬ ታት ዝወርድ መጀመርያ ዉሽጦም ይራአዩ ?

  • @weldebrhanhalefom3061
    @weldebrhanhalefom3061 2 หลายเดือนก่อน

    Amazing,Alula analysis!
    But TPLF goes still in the critical wrong way!

  • @isrelking6008
    @isrelking6008 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጎበዛት ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤

  • @SomariSomari-y1u
    @SomariSomari-y1u 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብራኸ ሾው ጽቡቅ ትንታነ

  • @bini2117
    @bini2117 2 หลายเดือนก่อน +1

    Nice to see you @Medihin❤️

  • @Fggh-f7s
    @Fggh-f7s 2 หลายเดือนก่อน +1

    Epoby 2024 ktfers eya abzi semun kulu nselfi kwetsa eyu

  • @kibreablegesse1430
    @kibreablegesse1430 2 หลายเดือนก่อน

    ሃይ ብራኸ ሸው ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንታነ ዝህቡ ሰባት ምቅራብኪ ፅቡቅ ኢዩ። ብፍላይ ድማ ኣይተ ኣሉላ ሰሎሙንን ኣይተ ተኽለብርሃን ኣርኣያን ዝሃብዎ ድሞክራሲያዊነትን ህልዊ ሓቅን ብፅቡቅ ምግላፅኩም ብጣዕሚ ትምስገኑ ኮይኑ ብፍላይ ድማ ባዓል ተኽለብርሃን ኣርኣያ ሓቀኛተታታ መራሕቲ ዘለውዎ ድርጅት ካብዞም ሓቀኛታታ ሰባት ክማሃሩ ይግበኦም ነይሩ ወይ እቲ ስልጣን ሓቀኛታት ክመርሕዎ ምግባር።

  • @asteryup3208
    @asteryup3208 2 หลายเดือนก่อน +8

    Those who are old politicians should resign and give a chance to the younger generation

    • @axumguy9803
      @axumguy9803 2 หลายเดือนก่อน

      Do you know #AbiyAhmed is a younger leader ? It’s not about age it’s about rules of law and justice. I am not sided with anyone I just follow what are the rules and what is going on ?

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 2 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን ፣ንጀነራል፣ፃድቃን፣ነጅረናል፣ወዲ፣ወረደን፣ዝአመሰሉ፤ማንም፣ ሰብ፣ተቃመውትን፣፣ካልኦትን፣ክትቹ፣ክፈርድ፣አቅሚ፣ዘለዎ፣ሰብ፣የለን። ብርቂ፣ሕይወቶሞ፣አብ፣ቁርፂ፣እዋን፣ዘፈወዩ፣ከሞልጡ፣እንዳካአሉ፣ፃድቃን፣ናይ፣ኢኮኖሚ፣ፀገሞ፤ዘይብሉ፣አብታ፣ቁርፂ፣እዋን፤ዘመስከረ፣ጀግና፣እዩ። ከማይ፣ዝበለ፤አብ፣አሜሪካ፣ዝሞቺ፣ሐገር፣ተቀሚጠ፣ሐሞበርገር፣እንዳበላኩ፣ካልአይ፣ዘይትድገሞ፤ሒወቱ፣ዘፈወየ፣ሂወቱ፣አሕሊፊ፣ዝሐበ፣ክፈርድ፣ክትቹ፣አቅሚ፤የብለይን። መድህን ፣ንባአል፣ፃድቃን፣አብ፣መድረክ፤ኮይኖሞ፣ክትችው፣እንከለው፣ፃድቃንን፣ፃድቃን፣ዝመስሉ፣አትፈርድ፣አቂሚ፣አለካ፣ድዩ፣ኢልኪ፣መሊስኪ፣ጠይቅዬሞ ? ማንሞ፤አብ፣ዳያስፐራ፣ዘሎ፣ይኩን፣አብ፣ትግራይ፣ውሸጢ፣ዘሎ፣ውልቀ-ሰብ፣ንፃድቃን፣ነወዲ፣ወረደ፣ሞግበይ፣ክትቺ፣አቅሚ፣ዘለዎ፣ሰብ፣የለን፣የለን። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e 2 หลายเดือนก่อน +1

    መድህን አሉላ ፅቡቅ አሎኾም ናይትግራይ ችግር እናነቀሰ ዘዉፅእ ጠንካራ ሚድያታት የድልየና አሎ ሰለዙይ ከይተሳላቸኹም ጠንኪርኩም ቀፅልሉ ! ???

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብራኸ ሸው አሉላ ሰለሞን ምቕራብ ይ ኻልኦት ናፓለቲካ ፈላጣትይ ብላምባ ዲና እላደለኺ ሕዝቢ ትግራይ ክነቅህ ፣ ብምግባር ኺ ሓቦኛ ፣ተባዕ ፣ ደፋር ❤ መድህን ክንብለኺ ንፎቲ ። ምስ አሉላ ልገበርኽዮ ጋዜጣዊ ምልልስ ኃልዮ ትግራይ ነይሩ ። እቱ ኹነታት ለጭነቐኪ ፣ ሕራስ ለስኤነኪ ምዃኑ ካብ ገጽኺ ይንበ ብ። ሓቂእዩ ናትግራይ ነገር ሕራስ የስእን እዩ ይኹንእምበ ብቱትገብርዮ ለለኺ ቓልሲ ኧወት ክመጽእ ግድነት እዩ ። አሉላ ዶኽተር ምዑዝ ልበሎ ሀቂ ልበሎ እላመስገና ። ጥዑም ሰሚእና የቐንየልና ካብ አሜሪካ

  • @michaelassefa1897
    @michaelassefa1897 2 หลายเดือนก่อน

    ውድቀት ስትራተጂክ ኣመራርሓ ማለት እቲ ኣመራርሓ ብፍላይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ግዕዝይና እንትጥሕሉን ነዚ ንምክልኻልን ንምሕላውን ድማ ስልጣን ከም መሳርሒ እንትጥቀሙ ዘጋጥም እዩ። ከባብያውነት ድማ ከም መሳርሒን መሕቢእን ይጥቀሙ። ካልኦት ፖለቲካዊ ዛዕባታት ከም ሪፎርም፥ ዴሞክራሲ፥ ሰላም ወዘተ ዝብሉ እዋናዊን ዘይእዋናዊን ዛዕባታት ኣጀንዳ ክገብሩ ይፍትኑ፥ ይፈጥሩን ይጥምዝዙን። እዚ ሓይሊ ድማ ውድቡን ህዝቡን ክጠልም ዝኽእል ሓይሊ'ዩ። ምስ ፀላእቲ ክሰርሕ ይኽእል። ሓደገኛ ሓይሊ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ግና ኣብዝሓ ይነቕሕሉ። ተፈልዩ ይወፅእ። ቅድሚ ኩናት ጀሚሩ ንብዙሕ ዓመታት እናተኣከበ ዝመፀ ፀገም'ዩ። በቢብርኩ ናፃ መድረኻት ገምጋም፥ ፅሬትን መፅናዕትታትን ጌርካ ፖለቲካዊ፥ ምምሕዳራዊን ሕጋዊን ስጉምትታት ምውሳድ እዩ እቲ ዘላቒ መፍትሒ። በዚ መዳይ ነዊሕ ርሕቐት ተኸይዱ ኣሎ። ተሓታትነት እንተዘይተረጋጊፁ ግና እቲ ስጉምቲ ግዝያዊ መፍትሒ ካብ ምኻን ኣይሓልፍን።
    ነዚ ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ዘጋጠመና ዕንይንይ፥ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ታሕሚስን፥ ስርገት ፀላእትን ቀንዲ ምኽንያት እዚ ፖለቲካዊ ሕመቕ'ዩ። ከም ውፅኢት ድማ ናይ ምድርዳር ዓቕምና ተዳኺሙ፥ መሬትና ክነምልስ ኣይከኣልናን፥ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ምምሕያሽ ክነረጋግፅ ኣይከኣልናን፥ ዲፕሎማሲና ተዳኺሙ፥ ናብ ደገ ካብ ምርኣይ ናብ ውሽጥና ክንጥምት ኮይንና፥ መረፃ ክነካይድን ሕጋዊ መንግስቲ ክንምስርትን ኣይከኣልናን። እዚኦም ንምፍፃም ድማ ፅሬት ኣገዳሲ'ዩ። ጉባኤ ህወሓት ኣገዳሲ ዝገብሮ እዚ'ዩ። ብቐንዱ ጉዳይ ኣባላት ህወሓት’ዩ። ብተነፃፃሪ ዝፀረየን ሓድነት ዕላማን ተግባርን ዘለዎ ኣመራርሓ ስለዝፍጠር ዝተረጋገአ ፓለቲካ፥ ፀጥታ፥ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ምምሕያሽ ብቐፃሊ ክነረጋግፅ ንኽእል። ፖለቲካዊ፥ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ሪፎርም ብምክያድ ድማ ነቲ መድረኽ፥ግዜን ጠለባት ህዝቢ ትግራይን መሰረት ዝገበሩ ለውጥታት ምጅማር ንኽእል። እቲ ቀዳምነት ዝወሃቦ ግና ካብ ስርገት ፀላእቲ ናፃ ዝኾነ ዝተወደበ፥ ፅሩይን ሓድነት ዘለዎን ኣመራርሓ ብጉባኤ ኣቢልካ ምፍጣር ክኸውን ኣለዎ። ካልኦት ውድባት ብልፅግና ሓዊስካ ድማ ኣብ ናይ ባዕሎም ጉዳይ ከተኩሩን ዘይምርግጋእ ካብ ምፍጣር ክቑጠቡን ክንገሮም ኣለዎ። ሰራዊት ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን ትግራይ ድማ በቲ ክሳብ ሕዚ ዝተኸተልዎ ኣንፈት ብምቕፃል ኣብ ፀጥታ ህዝብናን ሓለዋ ግዝኣታዊ መሬት ትግራይን ከተኩሩ ግቡእ’ዩ።
    ቀፂሉ ዝስዕብ ድማ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራስን ዳግመ ህንፀትን እዩ። ዴሞክራሲ ከይዲ ምኻኑ ፍሉጥ’ዩ። ቀንዲ መግለፂ ዴሞክራሲ ድማ ምርጫ’ዩ። ካብ ምርጫ ወፃኢ ተቐባልነት ውድባት ምፍላጥ ኣይከኣልን። ብዝረኽብኦ በዝሒ ድምፂ’ዩ ደረጃ ተቐባልነተን ዝፍለጥ። ብዝኸፍተኦም በዝሒ ሚድያታትን ብዝቖፅረኦም ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኣይኮነን። ስለዚ ኩሎም ውድባትን ውልቀ ፖለቲከኛታትን ንምርጫ ክዳለዉ ይግባእ። ግዝያዊ መንግስቲ ይመስረት፥ መሰጋገሪ መንግስቲ ይመስረት፥ ካውንስል ይመስረት ዝብሉ ሓሳባት ንዲሞክራሲ ክትክኡ ዘይኽእሉን ኣብ ዕንይንይ ክንነብር ዝገብሩ እዮም። ምእንተ ውልቀ ሰባትን ድኹማት ውድባትን ተባሂሉ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣቱ መትከል ዴሞክራሲን ምርግጋእ ትግራይን ክህሉ የብሉን።

  • @TesfayHagosWoldu
    @TesfayHagosWoldu 2 หลายเดือนก่อน

    ሕወሓት ክጠፍእ ኣይንደልን ግን ፖለቲካዊ ጥበብ ይሓትት (Political Prudence) የድልየና እንተዘይኮይኑ ግን ናብ ዝገደደ ሓደጋ ንኣቱ ኣሎና።

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrigna 2 หลายเดือนก่อน

    መድህን ፕሮፈሽናል ኢኺ ኣጆኺ ቀጽልሉ🎉🎉🎉🎉

  • @GoiteomTeklay
    @GoiteomTeklay 2 หลายเดือนก่อน

    ብዝኣረገ ኣተሓሳስቦኣምን ኣካይዶኦምን ትግራይን ህዝባን ኣብ ሓደጋ ይኣትው ኣለው።

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሉላ ሰሎምን ኣርሒቑ ኣብ ፍልጠትን ሳይንሳዊ ትንታነን ዝተሞርከሰ ቃልዓለም ዘይብሉ ፖለቲከኛ ክኾን ደልዩ ዘይኮነስ ትግራዋይ ኮይኑ ብምፍጣሩን ንዓርሱን ንህላወ ህዝቡን ሓደጋ ዝኾነት ኢትዮጵያ ንእትብሃል ምስረታ ሃገር (ኣምሓራይዝድ ኢትዮጵያኒዝም)ኣምሓራ ዝባሃል ክልል ብንመለስን ስብሓት ነጋን እንትምስረት ማለተይ ውሽጣዊ ባህጎም ዝኾነ ምእንቲዚ መስዋእቲ ትኾን ዝተሓረየት ሃገርን ህዝብን መንነት ታሪክ ትግራይን ብዝረአዩ ምዕባለታት ተገዲዱ ዝኣተዎ ኮይኑዩ ዝርድኣኒ ኣሉላ ሰሎሞን።

  • @mussieghirmay3721
    @mussieghirmay3721 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዝኸበርካ ህዝቢ ትግራይ!!
    ኣሉላ ዝብሃል ሰብ ዘይ ሓይሽ ካብ ኣድጊ ካብ ብዕራይ።
    ጽልኢ ዝምህር ምስ ኤር/ዊ ፡ ምስ ኣም/ራይ።
    ጥዑም ዘይ ወጾ፡ ኩሉ ግዜ ኣዕገርጋራይ።
    ህዝብኹም ዓቅሉ ክጸቦ ፡ናቱ ግን ገፊሕ ውራይ።
    ኣብኡ ዳኣ ዘይ ከይድ ነሩ ፡ንምሕጋዝ ንምብራይ።
    እዚ ሰብ 'ተ ኾይኑ ቲ ናትኩም ፡ምዓዳይ(መኻራይ)።
    ሽርብ ክትብል'ያ ትግራይ ፡ከም ሳንቲም ኣብ ጸሊም ቐላ,ይ።
    ኣለኹ' የ ዝብል ፡እንተ ሃሊና ኣብ ዚ ክልል ገለ ዓይነት ማታ -ባይስ ዘለዎ ቁማር ክንርኢ ኢና ። መኽንያቱ ናይ ጁባ ( እምበር ናይ ዕላማ ዝብሃል ሓሳብ መጻኢ የለን ። ንጉስኩም ኣብይ ዳኣ ንቶም ማይክ ሃመር ዝገደፈልኩም ካርታ፡ ውቑጣጥ ኢሉ ከየሕድገኩም ።

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 2 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ወዲ ላዕለዋይ ስልጣን ዘለዎ ካድረ እዩ ን ጌታቸው ኮነ ደብረፅዮን ዘምፀኦም ካድረ እዩ ዘረባኻ ሕውስውስ አይተብሎ ዕስለ ግሳንግስ ታይ ማለት እዩ ሰለዚ አስተኻኽል አብ ህዝቢ ትግራይ ጠጠው በል ካብ ክልቲኦም ወፃኢ ግበር ከም ዝረአኽቦም አብ ህወሓት ብጣዕሚ ለያቡ አለዉ አብ ግዝያዊ እውን ብጣዕሚ ለያቡ አለዉ ግን ዝገደደ ትግራይ ትጥፋእ ዝብሉ ናይ ብልፅግና ገንዘብ ዝረኸቡ አለዉ ነዚኦም ነጥፋአዮም ሓቀኛ መንእሰይ ንፍጠር

  • @TigrayTigray-p7s
    @TigrayTigray-p7s 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ናይ ህወሓት ደጋፌውን ኣባልውን ኣይኮንኩን ግን ካብ ዛሓለፈ ክንማሃር ዘለና እታ ጦቢያ ትባሃል ዓዲ ብህወሓት ሹም መፂ ናይ ዘርኢምጥፋእ ፈፂማትልናስ ሙሉእ ቡሙሉእ ኣይተሳኸዐላን ሕጅውን ንኽተጥፋኣና ሕልሚ ኣለዋ እዩ እንድሕር ኮምኡ ኾይኑ ህዝብና ቡሹም ህወሓት ንኽይጠፍእ ህወሓት ብፀላእትና ንኸይትጠ ፍእ ምስ ህወሓትኮይና ጠንኪርና ንቃለስ

  • @Tarikugebre-s8p
    @Tarikugebre-s8p 2 หลายเดือนก่อน

    በጣምጰየበሰለ ሰው ነው።
    ጌታቸውን እዛው ብልፅግና ጋር አባሮ አሉላን መተካት

  • @AbadiWeldu
    @AbadiWeldu 2 หลายเดือนก่อน

    ንህዝቢ ትግራይ ዝሓስብ ተኾይኑ
    ጉባኤ ይፅነሐሉ

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 2 หลายเดือนก่อน

    Yes,Abiy Ahmed does have tendencies to cripple Tigray and its institutions once and for. Thank you, Solomon.

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሉላ ዝተዛረብካዮም ዘረባታት ንድሕሪት ተመሊስካ ክትዝክረንከለኻ የሕነኸካዶ? ምዃን ትሓንኽ እንተትኸዉን ኔርካ ናብ ሚድያ አይምተቐልከልካን። ኩናት ዝባህሉ ህዝቢ ኢልካ ዝለከምካዮ መንእሰይ ናይ ጊዜ ጉዳይ ኢዩምበር ከምዝሓቱኻ ፍሉጥ እዩ።

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน +2

    Pretoria agreement gave Tigray 50% power but due to leadership failures, Abiy is dictating what Tigray should do and not do. We have to uphold our 50% power, so that Abiy cannot threatening Tigray.

  • @kemal4775
    @kemal4775 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብይ ንህወሓት ከምብሓዱሽ ክትመዝገብ'ምበር ኣፍልጦ ክምለሰላ ዘይደልየሉ ምኽንያታት፡
    1. ፈራሚ ውዕሊ ፕሪቶርያ ህወሓት እዩ - ሕዚ ዘሎ ህወሓት። ፈራሚት ህወሓት ሞይታ ሓዳሽ ህወሓት እንትትምዝገብ ሓደ ፈራሚ ስለዝመውት ውዕሊ ፕሪቶርያ'ውን ይመውት። ኣብይ በዚ ኣቢሉ ኣጀንዳ ትግራይ ካብ ዓለምለኸ መድረኽ የውግድ። ብኹናት ዘይተሳኸዐ ዕላምኡ ብሽርሒ የዕውት።
    2. ብመሰረት እቲ ኣብይ ዘውፅኦ ሓዱሽ ሕጊ ኣብ ዓመፅ ዝነበረ ፓርቲ ክምዝገብ ዝኽእል ጥፍኣተኛ እየ ኢሉ ይቅርታ ምስዝሓትት'ዩ። ህወሓት ጥፍኣተኛ እየ እንተይላ መንቀሊ ውግእ ትግራይ ስለትኸውን'ሞ ጀኖሳይድ ብተበግሶን ትልሚን (intent & plan) ስለዝብየን ትግራይ ናይ ጀኖሳይድ ኣጀንዳኣ ትንጠቕ፤
    3. መቐፀልታ ናይቲ ንህወሓት ብሽም ዲሞክራሲ ኣብ ክልተ ገሚዕኻ ከምታ ንኦነግ ዝገበሮም ንዝድግፎ ጉጅለ ሕጋዊ ኣፍልጦ ብምሃብ ነቲ ኻሊእ ሓይሊ ብሕገወጥነት ብምኽሳስ ንምጥቃዕ ሕጋዊ ባይታ ንምድልዳል፤
    4. ትግራይ ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦርሞ) ክትግብር ምግባር፤
    5. ታሪኽ ህወሓት ኣብዚ ጠጠው ንምባልን ንሕሉፍ ታሪኽ ህወሓት ንምድምሳስን፤
    6. ህወሓት ትሓትቶም ታሪኻዊ ሰነዳት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ካብ ኢህአዴግ ትሓትቶ ገንዘብን ካሊእን ንምምካን፤
    በጠቓላሊ ንህወሓት መቕሀሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንትግራይ ባዕሉ ኽኢሉ ብትረት ዝሟጎተላ መሪሕ ብምስኣን ካልኣይ ከምዘይትልዓል መድቆሲ ውጥን'ዩ። እዚ ሓዱሽ ውጥን ኣይኮነን። መቐፀልታ ናይቲ ብውግእ ዘየሳኽዖ ፅንተት ትግራይ ብሽርሒ ናይምስኻዕ ውጥን'ዩ።
    ስለዚ ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፈፅም ዕንቱር ኣመራርሓ የደልያ። ዋላ መላኺ ይኹን። ዓቕሚ ዘለዎን ዘይሕሽከርን መሪሕ የድልያ። ህልውናኣ እንተረጋጊፃ ውሽጣዊ ዲሞክራሲኣ ንምዕራይ ካብ ቁፅፅራ ወፃኢ ኣይኸውንን። ናፅነት ይኹን ኻሊእ ተስፋ ይህልዋ። እንተዘየለ ብተኣዛዛይ መሪሕነት ሃለዋታ ኣሕሊፋ ምስሃበት ትግራይ ካብፍቓድ ኣዘዝታ ወፃኢ ናይ ምውሳን ዕድል ኣይህልዋን። ስለዚ ብፅንዓት ንፕሪቶርያ ዘፈፅም ጠንካራ መሪሕ ውድብ፡ ዋላ መላኺ ይኹን ምህላው ልዕሊን ቕድሚን ኹሉ ክርአ ዝግባእ ።

  • @afeworkikinfe8823
    @afeworkikinfe8823 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ውሽጥና Circle of safety ከይኣውሓስና external danger ክንከላኸል ኣይንኽእልን።ቀደም ቀዳድም ካብ ሽርሒ ኣብዪ ሓመድ ንምውጻእ ውሽጥና ንርአ!

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 2 หลายเดือนก่อน +1

    Allula: listen what Teklebirhan Araya interview. He said TPLF old guards suppressed the opponents and did not give them chance to talk. The old guards thought they won but this will not be the end.

  • @ghiwotgslassie3797
    @ghiwotgslassie3797 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብ ናይ ሕወሓት ኣተሓሳስባ infulence ዝኸውን diaspora ምርኣይ መሕፈሪ እዩ::

  • @amanuelmesfin1683
    @amanuelmesfin1683 2 หลายเดือนก่อน

    መዲህን ሓፍትና እቸዳልውዮ ዘለኪ ሓሳባት ደስ ባሃላይ እዮ ንህዝብና ዘድሕን መራሕትና ደው ይሎም ንካ ሓስቡ ይገብሮም እዩ

  • @MustefaTigray
    @MustefaTigray 2 หลายเดือนก่อน +2

    Good morning my people

  • @g.t.5313
    @g.t.5313 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቕ ትንተና እዩ

  • @Eagle82asmara
    @Eagle82asmara 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ለኩለኩሙ
    ዘ ብሄረ ግእዝ !!!
    ግእዛዊ ሰላምታይ ብምቅዳም
    ኣቱም ሰበይ እስከ ነስተዉዕል ኣብዘን ውሽጢ 33 ዓመታት ህዝበ ግእዝ እንታይ ተጠቂሙ ? እንትርፎ ሞትን ህልቂትን : ጥምየትን ስደትን : ብሰንኪ ስንፍና መሪሕነት ሕዋሐት 1.2 ሚልየን ህዝበ ግእዝ ሃሊቁ :: ካብቲ ዝነበረና ምዕባለ ሚእቲ ዓመት ንድሕሪት ተመሊስና :: ፀጋታትና ብግቡእ ከይንጥቀም እዞም ክልተ ስሱዓት ውድባት ዝተፈላለየ ምኽንያት እንዳፈጠሩ ኣብ ምዓሙቅ ድኽነት ደርቤሙና :: ድሕር'ዚ እንታይ ኢኻ ትጽበ ? ምፍራስ ሕዉሐት ረብሐ ዳኣ'ምበር ካልእ ክኸዉን ኣይክእልን'ዩ :: ህግደፍን ወያነን ከዳዓት'ዮም :: ህዝበይ እታ ሐንቲ እንኮ ፍታሕ ሃገረ መንግስቲ ኣግ'ኣዚያን ምትካል ጥራሕ'ዩ : ግዜ የብልናን : ካብ ገጽ ምድሪ ጠሪስና ከይጠፋእና ከለና ሃገረ ኣግ'ኣዝያን ምድረ ግእዝ ንምትካል ብሐባር ንበገስ ! ሕጂጂጂ--- !!! ስልጣኔ ኣኽሱማዉያን ነበረያ ነበረ ከይከዉን : ትግራዋይ ዝረኣየ ዓይኑ'ብራህ ከይተባህለ : ፖለቲካ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ረብሐና ነዉዕሎ :: ሠራዊት ግእዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ደርማሲ ሐይሊ ኮይኑ ክነብር'ዩ !!!
    እግዚኣብሄር ንኣግ'ኣዝያን ይባርኽ !
    ሰላም ንምድረ ግእዝ !

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru 2 หลายเดือนก่อน

    አሉላ ሰለሙን ጽቡቕ ትንተና ምስሓበ ጉዳይ ክልል ትግራይ ምስ ናይ ምምሓዳርን ፖለቲካ ኣካይዳ ኤርትራ ከራኽቦ ደልዩ እዚ ኣቢ ጌጋ እዩ ስለምንታይሲ ናይ ኤርትራ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ብዙሕ ፍልልያት ዘለዎ ካብቲ ባሕልን ስነ-ሓሳባትን ኣቃውማ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሞርከሰ ድኣ እምበር ትም ኢልካ ፖለቲካዊ መስርሕ ኣይኮነን እሞ ውድብ ትግራይ ምስ ውድባት ኢትዮጵያ ኣመዛዝኖም ክብለካ ይደሊ። ናይ ምንታይ እዩ ጥር ኢልካ ምስ ኤርትራ?

  • @YonasKiros-on2gh
    @YonasKiros-on2gh 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ባዓል ዋና ጆኖሳይድ ብቀደማይ ደረጃ ተሓታቲ ውድብካ እዩ ። ሰላም No ጉባኤ No war ።

  • @GebretensaeGebregiorgis-u2m
    @GebretensaeGebregiorgis-u2m 2 หลายเดือนก่อน

    Member of THM
    Mekurefiti

  • @Ybrahkidanmari
    @Ybrahkidanmari 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @konjitkonjo2491
    @konjitkonjo2491 2 หลายเดือนก่อน

    Every head must do it's own thinking!

  • @MengstabHailu
    @MengstabHailu 2 หลายเดือนก่อน

    አሉላ መድህን ትግራዋይ

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 2 หลายเดือนก่อน

    KEY, PEACE WITH ERITREA!!!!!!!.

  • @eritrawieyeeritrawieye8389
    @eritrawieyeeritrawieye8389 2 หลายเดือนก่อน

    Hwehat zibehal keytefea ezi miskin hizbi tigray selamu ayrekbn eu..

  • @adonay7097
    @adonay7097 2 หลายเดือนก่อน +4

    ህወሓት ዋህስ ትግራይ እያ፡፡ ብአሉላ መድህን ዝሽርሸር የለን፡፡

    • @berhaneyebeyen5
      @berhaneyebeyen5 2 หลายเดือนก่อน

      ልዕሊ ሚሌን ተቐቲሎም ህወሐት ውሕስና ትግራይ ???

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 2 หลายเดือนก่อน

    Where do all these important discussions go, and not bringing changes or solutions? What strategies can we use the make effective?

  • @yohanesgebretnsae2571
    @yohanesgebretnsae2571 2 หลายเดือนก่อน +3

    Mealeken Texebya terai wekaru::

  • @ለምንይዋሻል
    @ለምንይዋሻል 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህወሓት ክዛረብ እንተኾይኑ እቲ መሰረትና እውን ክንሪኦ ይግባእ።
    እቲ ኔትወርክን ከበባዊነትን ኣብ ዘመነ መሳፍንቲ ኣይነበረን ዲዩ? ህወሓት እኮ ብኣንጻር ታሪኽ ትግራይ ናይ ትማሊ እዩ። ከም ተጋሩ ብሰፈርን ከባብን እናመቓቐሉ ነንባዕሎም ክዋግኡን ክቐታተሉን ፀኒሖም እዮም። ኣብ ህወሓት ዘሎ ሽግር እውን ካብቲ ትግራዋይነት ባህሪ ዝመፀ እዩ። ባህሪና ኣብ ሰላም እዋን ምጥልላፍ እዩ። እዚ ሱር ቦቐስ ለውጢ ክንፈጥር ከም ተጋሩ ሰፈርተኛ ዝፅየፍ ወለዶ ምስራሕ የድሊ።
    ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዘሎ ቐሺን ሰበኻ ጉባኣኤን ብሕጊ ቤተ ክርስቲያን ኣይመርሕን
    ኣብ ኮሚኒቲ ዘሎ ትግራዋይ ብሕጊን ሕጊን ጥራሕ ኣይመርሕን
    ኣብ ምምሕዳር ዘሎ ኣማሓዳሪ ብሕግን ስርዓትን ኣይመርሕን
    እኣብ ኹሉ ተገልጋሊ ዘሎ ትግራዋይ( ኣብ ቤተ ክርስቲያን፣ ኮሚኒቲን ብሓፈሻ ተማሓዳሪ ህዝቢ) ሕጊ ኣብ ክንዲ ይከበር ክብል ብሰፈር ይድግፍ፣ ብሕኸኸኒ ክሓከካ እናጣቐዐ ቐፅል ዝብል ኣብ ውሽጢ ይሃሉ ኣብ ደገ ዘሎ ማሕበረ ሰብ ሓደ ዓይነት እዩ።
    እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ናይ ምጥላፍ ባህሪ ዝተርፍ ሕጊ ምስተኽብር እዩ።
    ስለዚ ናይ ህወሓት ባህሪ ወይ ህወሓት ዘተኣታተዎ ጌርካ ምውሳድ ጌጋ እዩ። ካብ ስሩ ንምንቃል ድልዋት ንኹን።
    ጉባኤ ዝፀልእ ተኣካባይ ሽግር ዘለዎ እዩ። ስለዚህ ኹላትና ሽግራት ህወሓት ክፍታሕ ንግበር።
    ቑፅፅር ኮሚሽን እውን ናይ ምጉጅጃል ሽርሒ ክፍታሕ ዝኽእል ጉባኤ ፀዊዑ ኩሎም ሽግራቱ እንትዝትየሉ እዩ። ኖ ምባሉ ኣግባብነት የብሉን። ኣብቲ ጉባኤ ክራኣዩ ዝግበኦም ሽግራት እናፀርሐ ክቓለስ ኣዩ ዘለዎ።