ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና 1መን'ከ ንበሎ ብመን ንመስሎካብ ድንግል ዝተወልደ ኣብ ሰማያት ዘሎ ንጉስ በረኻ ድዩ ክንብሎ ኣንበሳ (2)ወይሲ ከራድዮን'ዩ ዘይብሉ ኣበሳ2ፍጹም መለኮቱ ምስ ኣቡኡ ማዕረ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣልፋ ዝነበረዕጹብ ድንቂ ስራሕ ሱሩ መሰረቱካብ ስነ ፍጥረቱ ነገረ ድህነቱመገዲ ሓብሩ ጋሶት ቤተልሄም ክንሰግደሉ ኢና ንመድሃኒኣለም3ኣንቲ ቤተልሄም ምድሪ ናይ ይሁዳ ንጉስ ተወልደልኪ ኣወፍዪ ጋዳ ግዝኣቱ ኣብ መንኩቡ ዘለዓለም ነጋሲብበትሪ ናይ ሓጺን ንሕዝቡ ዝጋሲዘመነ መንግስት መወዳእታ ኣልቦግሩም መካር ኣምላኽ ናይ ዘልኣለማቦ4ሰብን መላእኽትን ብሓደ ዘመሩምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣብ ሰማይ እንዳበሉኣምልኾ ንዓኻ ኦ ኣማኑኤል ቅድምን ዳህራይን ብሉየመዋዕለሎሚ ሓጎስ ኮነ ብልደት ጎይታና ደጊም ጸልማት ይርሓቅ ብርሃን ነጊሱልና
Zmare melaikt yesmalna egzabher xega bereketu yebzhalkum yehwatey xbukat btaimi timti mezmur eya endazemerkum yenbrkum.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zmarie melaekti yesmaalna zmen aglgletkum ybark fqurat ahwot❤🙏🙏💒🙏🙏🙏
ኣመን ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና
ማሕበረይ መዓረይ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ዕልልልልል ዕልልልል
Aseyy zmare melakti ysmalna kuburat yhwatey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ዝማሬ ማላእክቲ የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmaelna,nay agolgulot zemenkum goyta ybark.
Zmarie melaekt yesmalna yhwatey nty xegu ybzhalkum
🤩😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤩🤩
Amen amen amen zmare meleakti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏😍ዝማሬ መላክት የስመዓልና
Zmarie melakti yesmalna 🥰🙏🏽🤍
❤❤ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቁርተይ❤❤፡ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረኽ❤❤❤።ሚልካ ቢተው ጥዕምቲ ድምጺ።❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amlak aboy kulu tkel eka emo nzhamemu mhret nztasru fthat nzmetu megste semayat nzhateena hdget nzhazenu xnat habena
Amen
ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይሃብኪ ፈጣሪ
Zemarie melaekt yesemealna kburat yehwat ❤️❤️❤️
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኪ ሚልካየ ❤️❤️❤️❤️
Zmare melaikti yesmalna xegu yebzhlki milka sis
Zimare melaekiti yesimealikum🎉🎉🎉🎉Nay ageliglot zemenikum ybarik
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy zmarie mealekti yesmelna ahwat Nay yared zuema shma hizkum nay hbret tehalya Eba sdedulna b you tv ms nay ykrieta
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት የሕዋት ሚልካየ መቀረት ❤❤❤
God bless you
zmare melakt yesmalna amesgenti Kristos!
Zmarie melakti yesmealna &Thanks God.....for everything
zmari melakti yesmalna
Elllllll xegu yebzhalkum zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️.
Zmarie melaekt yesmealna❤egziabhier xegu yhabkum
Amen zemare melsket yesmalna ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen Zmarie melaekit yesmealna ❤❤. Debre Brhaney
Egziabhier xegue yebzh
Elllllllllllll ❤❤❤❤ zmare melaekt yesmealna 🙏🙏🙏
Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤
አሜን፫ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💙✝️💞❤😘
Zonaríeis melakt yesmalna❤❤
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር።
Zmare melaekt yesmealna brukat yhwat❤❤
Welcome brukukatey❤❤❤
🙏🙏🙏❤
❤❤❤❤ wawa just waww I love her voice
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
Ellllllllllllll🙏🙏💒ellllllllll
❤❤❤🎉🎉😊😊
Ellllllllllllll aseyyyyyy tuum hiwet zihb mezmur " zimare melakt yesmealna yehwatey keradion"?
Dne xelmat kab gexey tekentitu tbl nay milka bejakum zerghulna
Awedat ybelwo wereb si please. Awald kexebqa kbla zema yen zqyrio.
ራእይ 5:5፤ ካብቶም ሽማግሌታት ሓደ ድማ፡ ኣይትብከ፡ እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ #ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡ #እቲ ሱር ዳዊት፡ #ነቲ መጽሓፍ ኪግንጽሎን ነቲ ሾብዓተ ማሕተሙውን ኪፈትሖን #ስዒሩ አሎ፡ በለኒ።ራእይ 5:12፤ #ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ በሉ፡ #እቲ እተሐርደ ገንሸል፡ ንሱ ስልጣንን ሃብትን ጥበብን ሓይልን ክብርን ግርማን ውዳሴን ኪወስድ #ብቑዕ እዩ።ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽና ዓው ብዝበለ ድምጺ ኣምልኮና ክትወስድ ብቁዕ ኢኻ ንበሎ።ስሙ ነዕብዮ” ነቲ ካብ ኩሉ ስም ልዕል ዝበለ ስም "ኢየሱስ "ነዕብዮዳዊት 63:4፤ ብህይወተይ ክሳዕ ዘሎኹ ኽባርኸካ፣ ብስምካ ነእዳወይ ከልዕለን እየ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam amlak mskulatna tkun kemey tkonu sdrabet dbk tv izi chanel iz nay debrebrhan kdist slase edagahamus mukanu knhbrekum nfetu inho kemfkad amlak 1000sub bexha ala hji ka ubscribe sher like inda geberna nmahber degef nkuna
Xega goytan bumulu adimkumi ysiabkumi aehwatey bi kali sirahi kinxbeykumi ena
ሳብስክራይብስ ዘይብሉ ክንደይ ምግበ ነብሲ ፀይራስ ዛቻነል ተቂ ተዋህዶ ንበል ደኣ በቤትና ነዐቢ
Zmare melakti yesmalna ❤♥️
Zmare melakt yesmaln ❤❤❤
Asey eeeeeelllllll zmare melaekitiy yesmealna
Zimare melakti yesmealna ❤❤❤
🙏♥️
❤❤❤🙏🏾😇💕😇🥰🥹😍✝️✝️✝️
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
1
መን'ከ ንበሎ ብመን ንመስሎ
ካብ ድንግል ዝተወልደ ኣብ ሰማያት ዘሎ
ንጉስ በረኻ ድዩ ክንብሎ ኣንበሳ (2)
ወይሲ ከራድዮን'ዩ ዘይብሉ ኣበሳ
2
ፍጹም መለኮቱ ምስ ኣቡኡ ማዕረ
ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣልፋ ዝነበረ
ዕጹብ ድንቂ ስራሕ ሱሩ መሰረቱ
ካብ ስነ ፍጥረቱ ነገረ ድህነቱ
መገዲ ሓብሩ ጋሶት ቤተልሄም
ክንሰግደሉ ኢና ንመድሃኒኣለም
3
ኣንቲ ቤተልሄም ምድሪ ናይ ይሁዳ
ንጉስ ተወልደልኪ ኣወፍዪ ጋዳ
ግዝኣቱ ኣብ መንኩቡ ዘለዓለም ነጋሲ
ብበትሪ ናይ ሓጺን ንሕዝቡ ዝጋሲ
ዘመነ መንግስት መወዳእታ ኣልቦ
ግሩም መካር ኣምላኽ ናይ ዘልኣለማቦ
4
ሰብን መላእኽትን ብሓደ ዘመሩ
ምስጋና ንእግዚኣብሄር ኣብ ሰማይ እንዳበሉ
ኣምልኾ ንዓኻ ኦ ኣማኑኤል
ቅድምን ዳህራይን ብሉየመዋዕለ
ሎሚ ሓጎስ ኮነ ብልደት ጎይታና
ደጊም ጸልማት ይርሓቅ ብርሃን ነጊሱልና
Zmare melaikt yesmalna egzabher xega bereketu yebzhalkum yehwatey xbukat btaimi timti mezmur eya endazemerkum yenbrkum.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Zmarie melaekti yesmaalna zmen aglgletkum ybark fqurat ahwot❤🙏🙏💒🙏🙏🙏
ኣመን ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና
ማሕበረይ መዓረይ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ዕልልልልል ዕልልልል
Aseyy zmare melakti ysmalna kuburat yhwatey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ዝማሬ ማላእክቲ የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmarie melaekt yesmaelna,nay agolgulot zemenkum goyta ybark.
Zmarie melaekt yesmalna yhwatey nty xegu ybzhalkum
🤩😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤩🤩
Amen amen amen zmare meleakti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏😍ዝማሬ መላክት የስመዓልና
Zmarie melakti yesmalna 🥰🙏🏽🤍
❤❤ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቁርተይ❤❤፡ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረኽ❤❤❤።ሚልካ ቢተው ጥዕምቲ ድምጺ።❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amlak aboy kulu tkel eka emo nzhamemu mhret nztasru fthat nzmetu megste semayat nzhateena hdget nzhazenu xnat habena
Amen
ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይሃብኪ ፈጣሪ
Zemarie melaekt yesemealna kburat yehwat ❤️❤️❤️
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኪ ሚልካየ ❤️❤️❤️❤️
Zmare melaikti yesmalna xegu yebzhlki milka sis
Zimare melaekiti yesimealikum🎉🎉🎉🎉
Nay ageliglot zemenikum ybarik
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy zmarie mealekti yesmelna ahwat Nay yared zuema shma hizkum nay hbret tehalya Eba sdedulna b you tv ms nay ykrieta
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት የሕዋት ሚልካየ መቀረት ❤❤❤
God bless you
zmare melakt yesmalna amesgenti Kristos!
Zmarie melakti yesmealna &Thanks God.....for everything
zmari melakti yesmalna
Elllllll xegu yebzhalkum zmarie melaekt yesmealna ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️.
Zmarie melaekt yesmealna❤egziabhier xegu yhabkum
Amen zemare melsket yesmalna ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Amen Zmarie melaekit yesmealna ❤❤. Debre Brhaney
Egziabhier xegue yebzh
Elllllllllllll ❤❤❤❤ zmare melaekt yesmealna 🙏🙏🙏
Zmare melaekt yesmealna ❤❤❤
አሜን፫ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💙✝️💞❤😘
Zonaríeis melakt yesmalna❤❤
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር።
Zmare melaekt yesmealna brukat yhwat❤❤
Welcome brukukatey❤❤❤
🙏🙏🙏❤
❤❤❤❤ wawa just waww I love her voice
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
Ellllllllllllll🙏🙏💒ellllllllll
❤❤❤🎉🎉😊😊
Ellllllllllllll aseyyyyyy tuum hiwet zihb mezmur " zimare melakt yesmealna yehwatey keradion"?
Dne xelmat kab gexey tekentitu tbl nay milka bejakum zerghulna
Awedat ybelwo wereb si please. Awald kexebqa kbla zema yen zqyrio.
ራእይ 5:5፤ ካብቶም ሽማግሌታት ሓደ ድማ፡ ኣይትብከ፡ እንሆ፡ እቲ ኻብ ነገድ #ይሁዳ ዝዀነ ኣንበሳ፡ #እቲ ሱር ዳዊት፡ #ነቲ መጽሓፍ ኪግንጽሎን ነቲ ሾብዓተ ማሕተሙውን ኪፈትሖን #ስዒሩ አሎ፡ በለኒ።
ራእይ 5:12፤ #ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ በሉ፡ #እቲ እተሐርደ ገንሸል፡ ንሱ ስልጣንን ሃብትን ጥበብን ሓይልን ክብርን ግርማን ውዳሴን ኪወስድ #ብቑዕ እዩ።
ነዚ ሰዓሪ ኣምላኽና ዓው ብዝበለ ድምጺ ኣምልኮና ክትወስድ ብቁዕ ኢኻ ንበሎ።
ስሙ ነዕብዮ” ነቲ ካብ ኩሉ ስም ልዕል ዝበለ ስም "ኢየሱስ "ነዕብዮ
ዳዊት 63:4፤ ብህይወተይ ክሳዕ ዘሎኹ ኽባርኸካ፣ ብስምካ ነእዳወይ ከልዕለን እየ።