ነጻ ናይ ትምህርቲ ዕድል አብ አዉሮፓ ተረኺቡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 34

  • @ሃለቃሃፍቶምወዲስሑል
    @ሃለቃሃፍቶምወዲስሑል 3 หลายเดือนก่อน

    ብጹእ ኣቦና ኤፍሮም በረከቶም ይሕደረና ብጣሚ ፅቡቕ ይዝክር ክድሚ ኣዋርሕ ተስፋ ለሃቡና ኣለዉ ኢሎም ነይሮም ቡዙሕ ምስራሕ እንበይ ቡዙሕ ምውጋዕ ዘይፈትዉ ኣቦ እዮም በሓቂ ኩሉ ክስዕቦ ኣሎዎ❤❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣሚ ዘሕጉስ እዩ ።ቃለሒወት የስመዓልና ብፁዕ ኣቦና ❤❤❤

  • @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
    @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ባርኾቶም ይብፀሐና ብጹእ ኣቦና
    ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷🤲

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቡጹእ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ብጣእሚ እንምከሐሎም ኣቦና ነዊሕ እድመን ጥእናን ይሃቦም እግዝኣብሔር ኣምላክ ከምኦም ዝበሉ ኣቦታት የብዘሐልና

  • @alene-u4i
    @alene-u4i 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ ብጹእ ኣቦና ቀፅልሉ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ትብዓትን ሓይልን ጥበብን ይዓድልኩምAmen 🙏🙏🙏ኣድመፅቲ ኩለና ኣመንቲ ክርስትና ሓደራ ነዞም ኣቦና ብዝዓቅምና 🇱 🇮 🇰 🇪##  🇸 🇭 🇮 🇷 🇪  ##🇸 🇺 🇧 🇸 🇨 🇷 🇦 🇮 🇧 ##ነተባበዓዮም ::

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤እግዚኣብሔር❤ኣምላክና❤ንሃገርና❤ትግራይ❤ዘይዉዳእ❤ምሕረቱን❤ሰላሙን❤ይልኣከልና❤እመ ቤታችን ❤ድንግል ማርያም❤ቅዱሳን❤መላእክቲ❤ፃድቃናት❤ሰማእታት❤ፀሎቶምን❤በረከቶምን❤ምስ❤ትግራይን❤መላእ ዓለምን ይኩን❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤ኣቦና❤በረከቶም❤ይሕደረና❤ኣምላክ❤ካባኩም❤ኣይፈለ❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen. Amen. Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ✝️🙏🙏🙏🍀❤️

  • @hjjj4317
    @hjjj4317 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግአብሄር ይሓልቦም

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 4 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ብጹእ ኣቦና በረከቱኩም ይሕደረና ፈጣሪ ያሓግዙኩም❤🙏

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 4 หลายเดือนก่อน

    ብፁዕ ኣቡነ ኤፍሬም በረከቶም ይብጸሐና!!
    ሕቡኑን ሕሩርን ፈታዊ ዓደምን ህዝቦምን እዮም!🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @FevenFebu-mh9sp
    @FevenFebu-mh9sp 3 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ሐጎሰና በሉ. ፈጣሪ ይሓግዝኩም በርትዑ

  • @sillassetesfaye9067
    @sillassetesfaye9067 4 หลายเดือนก่อน

    በረከቶምይበፀሓና ብፁእ አቦና

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ሓሳብ ጽቡቅ እዩ ግን ስግኣት ኣለኒ፡ ሓደ ኦርቶዶክስ ተማሃሪ ኣብ ናይ ካቶሊክ ትምህርቲ መንፈሳዊ ትምህርቲ ክመሃር ቅኑዕ ድዩ፡ ማለተይ ኦርቶዶክስን ካቶሊክን ሓደ እምነት ዘይብልና እንከለና ብኸመይ ኣብ ካቶሊክ ክንመሃር ተደልዩ፧ እቲ ናይ ካቶሊክ ኮለጅ ከ ነቶም ኦርቶዶክስ ተመሃሮ ናይ ካቶሊክ ትምህርቲ መለኮት ድዩ ክምህሮም ወይስ ናይ ኦርቶዶክስ ትምህርቲ፧
    ስለምንታይ ኣብተን ብእምነት ሓደ ዝኮና ምሳና ናይ ኣሓት ቤተክርስትያን ኮለጃት ክከውን ዘይተሓሰበሉ ከም በዓል ግብጺ ኣርመንያ፧ እዚኣ ዋና ቻነል ንኣቦኣ ወይ ንዝምከቶ ኣካል ሕተተለይ፧
    ምኽንያቱ እቶም ተመሃሮ ናይ ካቶሊክ ተማሂሮም ምስ መጹ ብዙሕ ናይ ትምህርቲ ፍልልይ ከጋጥም ይኽእል እዩ እሞ፡ ውሕጅ ከይመጸ መንገዲ ውሕጅ ጽረግ ዝበሃል እዚ ጉዳይ ተሓሲብሉ ድዩ፧

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 4 หลายเดือนก่อน

    Egziabhare ymesgen nabzuy zebsahana Egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna hali n hzbi tigray yehabelna

  • @tsegaywelu5994
    @tsegaywelu5994 4 หลายเดือนก่อน

    አቦና በረክቶም አይፈለየና ። ክመሃር ይደሊ እየ አነ፤ክቡር ሓውና ብምንታይ ንረክቦም ንከእል ።

  • @MelesHiluf
    @MelesHiluf 4 หลายเดือนก่อน

    መጋቤ ምስጥር
    ነዚ ዕድል ከመይ ከምዝርከብ
    በይዛኹም ንገሩና

  • @selamselam4829
    @selamselam4829 3 หลายเดือนก่อน

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ክቡራን

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kiflomgebremedhin8356
    @kiflomgebremedhin8356 3 หลายเดือนก่อน

    ናሁ ሰናይ ወናሁ አዳም ክቡር መጋቤ ምሥጢር ሃፍቶም ምስለ ብፁዕ አብ አባ ኤፍሬም አነ ቀሲስ መምህር ክፍሎም ገ/መድህን ካሕሳይ እሰመይ። አሐዱ እምነ መምህራን ዘዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዘሀሎ በክልል ትግራይ። ወሀለወኒ ዲግሪ በቲኦሎጂ እምነ መቐለ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አነ ውእቱ መምህር ዘልሳነ ግእዝ በትዕይንተ ዓዲግራት ወሀለዉ ብዙኃን አርድእት ዘይትናገሩ ልሳነ ግእዝ መጠነ ስድሳ ዘይበጽሑ ወእምኔሆሙ ሀለዋ አኃት ወበዓዲግራት ዩኒቨርሲቲኒ አነ ውእቱ ኣሲስታት ፕሮፌሰር በኣናላይቲካል ኬሚስትሪ ወሀለወኒ language proficiency እምነ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተፈሳሕኩ በዝንቱ ዜና በዘሰማዕክዎ ወበነጸርክዎ እሴብሖ ለአምላኪየ በዘከመዝ በእፎ እረክቦ ለዝንቱ ኣብ ክቡር ኣባ ኤፍሬም ለብሐዊ ኣምሳለ ኤፍሬም ሶርያዊ እመ መፃእኩ ኀበ አውሮፓ ምስሌከ ወምስሌሁ ብዙሕ ነገር ንገብር እስመ th-cam.com/video/-dpencsT6pE/w-d-xo.html ዘዚአየ ትምህርት ይእቲ በልሳነ ትግራይ ዘዓቅምየ። እስመ ብየ ብዙሕ ሐሳብ ለትግራይ አምሳሊክሙ እፈቅድ እምፃእ ከመ እትሜሃር ዘተደለወ ትምህርት በዘተፀውዑ ዩኒቨርሲታት። በዘከመዝ በእፎ እረክቦ ለኣባ ኤፍሬም እሴኣለከ ከመ ትፈኑ ሊተ ሊንክ እስመ ቦ ወሚመ ንግሮ እፌኑ ለከ ኵሎ ዶክመንታትየ። Glad to see such kind of great news I am Kiflom Gebremedhin Kahsay. I am a priest and one the instructor’s of Adigrat University. I will attach all my documents if you send the link. I feel great pleasure when I see such kind of impressive news. Please contact me with such dedicated humble talent tigraway bishop. I am proud of him even simply when I see him as become bishop but communicating with such scholars of the secular persons.
    With your best regards,
    My address
    Kiflomgm1@gmail.com
    +251920876302

  • @ethiopiawitabraha330
    @ethiopiawitabraha330 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላማት ንምንታይ ዝውረ አባናስ ሚሽጢር ዝባሐል የለይ አብዝኹሉ ሰእረት ዝበፅሃና ኩሉ ዝተገበረ እናውረና አደዳ ፀላእቲ ከይንና ናኧኧቶም እናስጠንቀቅና ህዝውን እስኮላር ተጋሩ ረኺብና እናልና ነውሪ አለና ሀዚኸ ተዞም ሰባት ተተኸልከሉኸ ንምንታይ ኢና ንፀላኢ ኩሉ ነገር ክፈልጥ ንገብሮ በይዛኻትኩም ካብ ኩሉ ንታአቀብ😊

  • @MelesHiluf
    @MelesHiluf 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እና ነመስግን መጋቢ
    ብፁእ አቦና ድማ ቡራኬኦም ይብፅሐና
    ንእሽተይ ዘይበርሀለይ ክሐትት
    ብቲኦሎጂ ናይ ድግሪ BA degree certified ንዝኾነ አብ ፍሬ ምናጦስ ኮለጅ አቲናኳ ከይንመሀር ናይ ሀገረ ስብከት ስራሕ መካየድቲ የኸልኡና ስለዘለዉ
    በይዛኹም ብውድድርን ብግልን ግበሩልና

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 4 หลายเดือนก่อน

    💒✝️🤲🤲🤲❤

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 4 หลายเดือนก่อน

    ብጹእ አቦና በረከቶም ይብፅሐና
    ብሓቂ ንኮርዓሎም አቦ እዮም ኩሎም አቦታት ከምዚኦም ፅዒሮም ንህዝቦም ንክኮኑ አምላክ ይሓግዝ

  • @PeterMarks-i9p
    @PeterMarks-i9p 3 หลายเดือนก่อน

    እናመስገና ኢና ነዚ ዕድል ብከመይ ከምእንረክቦ ግን አፅርይ ኣቢልካ ንገረና ሓውና መጋቤ ምሥጢር

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

  • @kiflomgebremedhin8356
    @kiflomgebremedhin8356 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር መጋቤ ምሥጢር ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ እዩ እሞ ኣብዛ ዘለኹዋ ቦታ እካ ባዕለይ ሓዊሱ ብዙሕ ሰብስክራይብ ጌርና ኣለና ናትና ናይ ባዕልትና ሚዲያ እያሞ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kidan5256
    @kidan5256 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራት ኣቦታትና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብፅእ ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና🙏😍ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ፈጣሪ ይሓግዝኩም🙏❤💛😍😍

  • @GediyonHadis-mc8kh
    @GediyonHadis-mc8kh 4 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ስጉሚ እዩ ግና ዘይበረሃለይ ኣሎ ንድግሪን ኮሌጅን ድዩ ዋላስ ቋንቋ ዝክእል መንፈሳዊ ፍልጠት ነፃ ዕድል ትምህርቲ እዩ

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shishay-ki8os
    @Shishay-ki8os 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤