ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Well done statement by Kubrom Dafla . Keep continue to educate us.Eritrea First. !!
Thanks Dehay Eritrea and Mr.Kibrom Daflla for you are teaching us important lessons about party and change. Keep it up.
Thank you dear brother. Excellent program. Keep up the good work. Also dear Brother Kubrom, thank you. Bless you all.
ሰላም ሰላም ሓርበኛታት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክብርም ዳፍላ , smart and polite person, please bring him more often, እዞም ዝጻረፍ ናይ ዓቅሊ ጽበት እዮ
ገጽኵም ትርሓቅ ሙስሉያት
ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን ኣርእስቲ ኢዩ የቐንየልና 🙏
Strong Man Mr.Kbrom Dafla we love and respect you.Thank you
Ezi seraki alo diyu wisha
ክልተ ከድዓት መጻኩም ከኣ ዓንጃላት ።ቅድሚኡ ክትከዱ ኢኩም ከድዓት።ካበይ ከተምጹ ማአከላይ መንግስቲ ጸበብቲ ን ጸበብቲ መሊአኩም ከድዓት።
ኣድኒቐዮ! ጽቡቕ መግለጺ: ኣብ ዳርጋ ኩሉ እናተሰማማዕኩ: ሓንቲ ከባድን መፍትሒ ዘይብላን ቃል ዘው ኣቢሉ። "ዘይተጨማለቑ"?ምስጓጒ ከኣብሓፈሽኡ ግና ብጣዕሚ ግዜኣውን ጠቓምን ኣስተምህሮ: የቐንየልና።
Thank you great ideas 💡 political and factual information 🙏🏿
Great Analysis , Ato Kbrom
ኩቡር ሐወ ሳሚ አቢዚ ሚዲያ ቡልጹ ሃገራዊ ሐሳባት ዝፈሱሉ ኩይኑ አሉ እሞ አዚ ሚዲያ ሐላፈነቱ ክሰርሕ አሉወ ጎዳይና ክጥርንፈ ዝኸእል ሐሳባት ምሰጌዚ ዝኸይድ እጁምካ ግበር: አነ በወልቀይ ተሰፋ አገበር ሙሆራትን ጉዶሳትን አራኺቡ ካብቲ ንኸይመጽእ ኑፎርሖ ዘለና ከናግፈና።
ፅእበቅ,ክዕትእ,ቀንዲ,ሀገራዊ,መአነእነት,7ወኦሎዶ,ክኸአውን,ኣፍቓሪሕዝቡኡ,ታኣርኽ,ሕወአቱ,ስእልጣኣን,ምእፅራይ,መእክፋል
ተሳትፎካ ዝምስገን እዩ፡ ግን ትግርኛ ተመሃር ተመሃር ተመሃር
ክብሮም ዳፍላ የቕንየልና ከም ኩሉሳዕ ስለቲ ርጡብን ሃናጽን እትህቦ ሓሳባት ፡ ፡
On time, honesty, Thank you.
ገና ሕጂ ውን ነቲ ጌጋታት ብግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኩሉ አንጻር ጸላኢ ብዘይ ንጹር ፓለቲካዊ ራኢ ሻዕብያ አብዚ ዘሎናዬ ሕማቕ ኩነታት ካም ዝወደቅና ሸፈፍ ኢልካ ሐሊፍካዬ ዝገርም ኢዩ አንጻር ረ ዝኾነ መጻኢና ዝሰወደ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ውጽኢት ኢዩ
ገረዝጊሀር ሃይለ ደሕናዶ ኢኻ።ኣፍካ ሓዝ።
I can't recive notification can you check it please samuel
20+ ዓመት አብ ስደት...and finally you appointed yourself as an analyst.
ይገርም ኢዮ ነታ ሃገር መቸም ኩቦ ኢኹም ደርቢኹምላ .ሃገር ናይ ኢሰያስ አይኮነትን.
Hasawit ameselu belaeti mentsefom lehasti shehani Weyane lehasti meshenit Weyane husurat he look like old manky
ትምኒትኩም ፡ ከም ፡ ሶርያ ፡ ካበልካ ፡ ንዓሰብ ፡ በኢትዮጵያ ፡ ከትርክብ ፡ ዩ ፡ ዓላማኻ ፡ አብታሪኽ ፡ ሓተላ ፡ ጢሕልካ ፡ አለኻ ፡ ዋርሳይ ፡ ግን ፡ ዓጢቑዩ
@@tsegayearku559 ዘገሪም ኤዮ ብሓሳብ ብዲፓሉማሴይ ሐገሪ ምምሕዳሪ ይካል ኤዮ Communication and diplomatic process. Please 🙏🏿 no more ✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿 🕊️
“ህልም ነዉ” አሰፋ ጀምበሬአቶ ክብሮም የናንተ ግን “ቅዠት ነዉ”።ኢራቅ ስትወድም ሳዳም ሲሰቀል የምትቀጥለዉ ኤርትራ ና አኢሳያስ ናቸው አላችሁ። “ተስፋ” ሰነቃችሁ። ብዙ አርበ
አየ ወደቦይ ታፍላ እንካዕኻ ንፈልጠካ ኮና እንታይ ጌርካ ወጺካ ካብ ኤርትራ ንዘይፈልጡካ ተታልሎም አለካ ሎቅማጽ ሰራቂ ደግፍ ተቃወም መሰልካ ኢዩ እቲ ዝበላዕካዮ ገንዘብ ህዝቢ ብጎሮሮካ ሓደ መዓልቲ ክሓንቀካ ኢዩመታለልቲ ብብገበንኩም ሃዲምኩም ወጺኩም ካብታ ሃገር ገበንኩም ንክትሽፍኑ ሃለውለው እንዳበልኩም ንውሉድ ወለደኩም ክትነብሩ ኢኩም
Great idea ❤❤❤❤❤
አብ ሓደ ምምጻእ ማለት እኮ ፓለቲካዊ አተሓሳስባ ውድባት ኮነ ውልቀ ሰባት አብ ሓደ ምጭፍላቅ ማለት ዘይኮነስ ፍልልያትና ከምዘለዎ ኮይኑ ቀዳምነትና ናብቲ ናይ ኩልና ጸላኢ ምቱኳር ማለት ኢዩ።
ክእወአድቅ,እዩ,ጥራሕ,መአነግሥቲ,መአሥርቱ
ብሉጽ ሓሳብ እዩ ቀጽልዎ፡ብተግባር ግን የድሊ።
Btami xbuq tesfa zhib hasab ❤❤❤
ክብሮም ዳፍላሓላፊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ከሎኣንጻር ስንኩላንን ካል ኦት ንብመንገስቲ መትከሊ እግርን መጣየሲ ፡ንዜጋታት ንዝግበር ዝነበረ ን ኣብነትላምቢሬታ ናይ ፎርኖ ድዃንትዝተዋህቦም ዜጋታት ኣንጻሮም ዝሰርሕ ዝነበረ ሓደ ጒሒላ ሰብ እዩኣንጻር ሰላምን ዕቤት ህዝቢ ዝገብሮ ዝነበርክፍልለጥ ምስ ጀመረ ዘምለጠ ከንሱሕጂ ከም ሓላይ ህዝብን ሃገርን ኮይኑ ክቀርብ እንተፈተነክሰርቀኒ ዝረ ኣኽዎ ስ ክመልሰለይ ኣይ ኣምኖን እየ ትብል ምስላ ንገርዎናጽነት ምስ ኮነ ምሁርን ሓካርን ንውልቀ ጥቅሙን ዝጓየ ኣብ ዘዝተመደቦ ትካላት ህዝብን መንግስቲን ጸያቂ ታራ ዝነበሮ ዩ
👎👎👎
ሰላም -እሞ እቲ ዝሓሽ ብመጀመርያ ባይቶ ምቓም ዶ ኣይምሓሸን ብመጽናዕቲ ?
ብቐጻሊ ናይ ወረቐት ኣናብር ክህልዋ ብብዝሒ ከም ዝቐርባ ዘይምስሓት።
ዋርሳይ ከምኡ እውን መንደላይ ተረኪቡዋ ኢዩ‼ ኣብደገ ኣሪክን ክትጉሓፋ ኢኽን‼
ab 40tat jebha hzbawigmbar hji tebaesti tetsarefti haymanotawi mnbab nkhat zgodelena ena medya reayo tebeletsti trir hgi mkam ab 1 asilka ayhayshn.
💯
اولا شئ التجمع الممسلين ثانيا وضع دستور لارترياثالثا تشكيل احزاب على طريقة التي يصمح بها الدستوررابعا تنفيذ ما يتقرر على مؤتمر عام والخ...
ገንዘብ ህዝቢ ቅድም ምለሶ
ሳሙኤል ህዝቢ ዘይኮነስ እተን ድሮ ተጠርኒፈን ዝቃለሳ ዘሎዋ ዋላ’ኳ ቡሙለኤን እተን ዝበዝሓ እዩ ሓበራዊ ስራሕን ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ምቋም እዩ እቲ ጻዕሪ ተቓራሪቢ ድማ ኩቡር ሓው
👍👍👍👍
Terewae ya leweti menyuke wahed
@tesfaldettesfazgitesf Please respect 🙏🏿🌿ባሕላዊ ምካን አድላይይ ኤዮ🤝🏿🤝🏿🤝🏿🤝🏿🤝🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌿🙏🏿🌿
Smart abo ❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
ትሩፋት
Hasawi shenfla
Sahsahh qomall aqmka eu
ንሓደ ምሁር ሰብ ክትማህረሉ ምፍታን እምበር ስቕ ኢልካ ክትዝልፍ ማዕረ ክንደይ ባሃም መንነትካ ኣብ ቅልውላው እትርከብ ዑሱብ ህግደፍ ኢኻ
Zeramariam kiflay what's wrong with you ❓ Have you ideas 💡 Please respect 🙏🏿
እዚ ናይ ኣቶ ኩብሮም ዳፍላ ነቶም ብዛዕባ ሃገሮም ዝሓስብን ዝሻቀሉንዩ። ነቶም ከምዚ ናትካ ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ከኣ ኣብ ግዚኡ በቲ ዝርደኣኩም ኢና ከነረድኣኩም። እንተኪኢልካ ግዜ ኣለካ ተመሃር ተመሃር ተመሃር
እዚ ሙሁር ሓውና ዘቅርቦ ዘሎ ስነ ሓሳብ ተኺኢልካ ተማሃረሉ ዝንጥል ኣቢልካ ምጽራፍ ጌጋ ኢዩ .
gexkum yrhaq medenagerti kufuat rehaqu
Kbrom 26 amet kolel elkum sala hanti ayghebrkumn bzey smret saga yeblun 😊 16:17 yakl baitona ztefelaleye fetinkum zéro meneseyat deki hagher alowu
ሳሚኤል ዓጋ ዓጋስ 1992 ኣናውንሰር ኮይንካ ክትግዕር እዝክር,ኣብ ዓሰብ ኢየ ዝፈልጠካ እንተዘይተጋግየ,ውሽጥኻ ሓቢእካ ትኸይድ ኔርካ ማለት ድዩ? ለኽባጥ ነዚ ኣረጊት እኮ ኣይፈልጦን ኢየ።
Wishfull Thinkingዝቕበል ሓይሊ የለን ኣነ ዝፈርሕ ግን ድሕሪ ኢሳያስከ እንታይ ክስዕብ ይኽእል ኣንቱም ኣብቲ ስርዓት ኢድ ዝነበረኩም ሕሰቡሉ።
ኣየናይ ቁዋም ሙርኩስ ብምጋባር ኢካ ሰልፊ ከተቁዉም አቶ ክብሮም? ንኣብነት እኽራሪ ሃይማኖታዊ ፖሊሲ ዝድገፍ ሕጋጋትን መርሓግብርን ዝሓዘ ሰልፊ ሒዘ መጻኹ ዝብለካ ኣብዛ ስዓት እዚኣ በየን መገዲ ኢኻ ኖ ኽትብሎ ቅዋም ዘይብልካ።ብውሕዱ ነታ ሃገራዊ ባይቶ ዘጽደቓ ቕዋም ዘይተቀበልካ ማዕረ እቲ ዝረግጻ ዘሎ ስርዓት እናረገጽካ? ኩላትና ማለተይ እየ።ንዓኻ ብፍላይ ኣዪኮነን።
@amyohannes ኣዚ ሰራቒ ኣሎ ድዩ ? ውሻ ባዕልኻ በዓለገ ፡ ተቓለስ ወይ ተኣለ ሰነፍ
Kbrom abey zelo selfi eyu
Aka gzei habo please
Frankly speaking Tigrigna will not agree Eritrea to be democratic state but that will lead Eritrea to be under Ethiopia colony again any way in Ethiopia also majority are Muslims so it is ok choice is yours Tigrigna
እቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣብ ደገ ዘይትሰርሑዎ፡ መን ከፍቅደልኩም ኢኹም ትጽበዩ ዘለኹም። ተቃላሳይ መራሒ ዘይብሉ ኣይዕወትን፡ መን ኣብ ስልጣን ከምዝድዪብ እውን ፈሊጡ ኢዩ ዋጋ ዝኸፍል። ወላ ሕማቕ መንግስቲ ስርሑ።
በቲ ዝተሰግረ ስግኣት ምስጋእ የድሊ ዶ ?ስግኣት ኩብሮም ዳፍላን ናይ ካልኦት ቡዙሓት ኤርትራውያንን ኣብ እነካይዶ ዘለና ናይ ለውጢ መስርሕ፡ሃገር ከይትፈርስ ሃገር ካልኦት ሃግራት መጽየን ከይወርኣ፡ላኣላውነት ኤርትራ ብኢትዮጵያ ኮነ ካልኦት ከይድፈር እዩ።ከም ሓሳብ ከነ ምዝኽኻ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ፡እዚ ስክፍታ እዚ ግን ገሊና ዝሰገርናዮ ኮይኑ ይስምዓኒ።መጀመርያ ልዕሊ ኢሰያስ ላኣላውነት ኮነ ሃገር ዘፍረሰ ፍጹም ቁዱስ የለን ኣይክህሉን እዩ ውን።ብምቅጻል ድሕሪ ኢሰያስ ሽሕ ግዝየ ኣብ ዕንይንይ ንእቶ እምበር ህዝቢ ውሽጣዊ ጽጥትኡ ክሕሉን ቀስ እንዳበለ ድማ ሃገራዊ ባይትኡን ሃገራዊ ሰራዊቱን ምህናጽ ኮቶ ኣይክስእንን እዩ።ሕጂ ዘድልየና ነዚ ነብሲሄር ዝተቀየረ ጉጅለ ህግደፍ፡ኑቡር ስርዓተ ቀብሪ ክገብር ውን ግዝየ ከይሃብካ ሓቢርካ ንምግሓፉ ዝጠቅም ጋስጋሳውን፡ሞራላውን ጸውዒትን ጥራይ እዩ።
Xbuq hasab ato kubrom
❤❤❤❤❤
Well done statement by Kubrom Dafla . Keep continue to educate us.
Eritrea First. !!
Thanks Dehay Eritrea and Mr.Kibrom Daflla for you are teaching us important lessons about party and change. Keep it up.
Thank you dear brother. Excellent program. Keep up the good work. Also dear Brother Kubrom, thank you. Bless you all.
ሰላም ሰላም ሓርበኛታት ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክብርም ዳፍላ , smart and polite person, please bring him more often, እዞም ዝጻረፍ ናይ ዓቅሊ ጽበት እዮ
ገጽኵም ትርሓቅ ሙስሉያት
ኣዝዩ ኣገዳስን እዋናውን ኣርእስቲ ኢዩ የቐንየልና 🙏
Strong Man Mr.Kbrom Dafla we love and respect you.Thank you
Ezi seraki alo diyu wisha
ክልተ ከድዓት መጻኩም ከኣ ዓንጃላት ።ቅድሚኡ ክትከዱ ኢኩም ከድዓት።ካበይ ከተምጹ ማአከላይ መንግስቲ ጸበብቲ ን ጸበብቲ መሊአኩም ከድዓት።
ኣድኒቐዮ!
ጽቡቕ መግለጺ: ኣብ ዳርጋ ኩሉ እናተሰማማዕኩ: ሓንቲ ከባድን መፍትሒ ዘይብላን ቃል ዘው ኣቢሉ።
"ዘይተጨማለቑ"?
ምስጓጒ ከኣ
ብሓፈሽኡ ግና ብጣዕሚ ግዜኣውን ጠቓምን ኣስተምህሮ: የቐንየልና።
Thank you great ideas 💡 political and factual information 🙏🏿
Great Analysis , Ato Kbrom
ኩቡር ሐወ ሳሚ አቢዚ ሚዲያ ቡልጹ ሃገራዊ ሐሳባት ዝፈሱሉ ኩይኑ አሉ እሞ አዚ ሚዲያ ሐላፈነቱ ክሰርሕ አሉወ ጎዳይና ክጥርንፈ ዝኸእል ሐሳባት ምሰጌዚ ዝኸይድ እጁምካ ግበር: አነ በወልቀይ ተሰፋ አገበር ሙሆራትን ጉዶሳትን አራኺቡ ካብቲ ንኸይመጽእ ኑፎርሖ ዘለና ከናግፈና።
ፅእበቅ,ክዕትእ,ቀንዲ,ሀገራዊ,መአነእነት,7ወኦሎዶ,ክኸአውን,ኣፍቓሪሕዝቡኡ,ታኣርኽ,ሕወአቱ,ስእልጣኣን,ምእፅራይ,መእክፋል
ተሳትፎካ ዝምስገን እዩ፡ ግን ትግርኛ ተመሃር ተመሃር ተመሃር
ክብሮም ዳፍላ የቕንየልና ከም ኩሉሳዕ ስለቲ ርጡብን ሃናጽን እትህቦ ሓሳባት ፡ ፡
On time, honesty, Thank you.
ገና ሕጂ ውን ነቲ ጌጋታት ብግዜ ብረታዊ ቃልሲ ኩሉ አንጻር ጸላኢ
ብዘይ ንጹር ፓለቲካዊ ራኢ ሻዕብያ
አብዚ ዘሎናዬ ሕማቕ ኩነታት ካም ዝወደቅና ሸፈፍ ኢልካ ሐሊፍካዬ ዝገርም ኢዩ
አንጻር ረ ዝኾነ መጻኢና ዝሰወደ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ውጽኢት ኢዩ
ገረዝጊሀር ሃይለ ደሕናዶ ኢኻ።ኣፍካ ሓዝ።
I can't recive notification can you check it please samuel
20+ ዓመት አብ ስደት...and finally you appointed yourself as an analyst.
ይገርም ኢዮ ነታ ሃገር መቸም ኩቦ ኢኹም ደርቢኹምላ .ሃገር ናይ ኢሰያስ አይኮነትን.
Hasawit ameselu belaeti mentsefom lehasti shehani Weyane lehasti meshenit Weyane husurat he look like old manky
ትምኒትኩም ፡ ከም ፡ ሶርያ ፡ ካበልካ ፡ ንዓሰብ ፡ በኢትዮጵያ ፡ ከትርክብ ፡ ዩ ፡ ዓላማኻ ፡ አብታሪኽ ፡ ሓተላ ፡ ጢሕልካ ፡ አለኻ ፡ ዋርሳይ ፡ ግን ፡ ዓጢቑዩ
@@tsegayearku559 ዘገሪም ኤዮ
ብሓሳብ ብዲፓሉማሴይ ሐገሪ ምምሕዳሪ ይካል ኤዮ
Communication and diplomatic process. Please 🙏🏿 no more ✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿✊🏿 🕊️
“ህልም ነዉ” አሰፋ ጀምበሬ
አቶ ክብሮም የናንተ ግን “ቅዠት ነዉ”።
ኢራቅ ስትወድም ሳዳም ሲሰቀል የምትቀጥለዉ ኤርትራ ና አኢሳያስ ናቸው አላችሁ። “ተስፋ” ሰነቃችሁ። ብዙ አርበ
አየ ወደቦይ ታፍላ እንካዕኻ ንፈልጠካ ኮና እንታይ ጌርካ ወጺካ ካብ ኤርትራ ንዘይፈልጡካ ተታልሎም አለካ ሎቅማጽ ሰራቂ ደግፍ ተቃወም መሰልካ ኢዩ እቲ ዝበላዕካዮ ገንዘብ ህዝቢ ብጎሮሮካ ሓደ መዓልቲ ክሓንቀካ ኢዩ
መታለልቲ ብብገበንኩም ሃዲምኩም ወጺኩም ካብታ ሃገር ገበንኩም ንክትሽፍኑ ሃለውለው እንዳበልኩም ንውሉድ ወለደኩም ክትነብሩ ኢኩም
Great idea ❤❤❤❤❤
አብ ሓደ ምምጻእ ማለት እኮ ፓለቲካዊ አተሓሳስባ ውድባት ኮነ ውልቀ ሰባት አብ ሓደ ምጭፍላቅ ማለት ዘይኮነስ ፍልልያትና ከምዘለዎ ኮይኑ ቀዳምነትና ናብቲ ናይ ኩልና ጸላኢ ምቱኳር ማለት ኢዩ።
ክእወአድቅ,እዩ,ጥራሕ,መአነግሥቲ,መአሥርቱ
ብሉጽ ሓሳብ እዩ ቀጽልዎ፡ብተግባር ግን የድሊ።
Btami xbuq tesfa zhib hasab ❤❤❤
ክብሮም ዳፍላ
ሓላፊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ከሎ
ኣንጻር ስንኩላንን ካል ኦት ን
ብመንገስቲ መትከሊ እግርን መጣየሲ ፡ንዜጋታት ንዝግበር ዝነበረ
ን ኣብነት
ላምቢሬታ ናይ ፎርኖ ድዃንት
ዝተዋህቦም ዜጋታት ኣንጻሮም ዝሰርሕ ዝነበረ ሓደ ጒሒላ ሰብ እዩ
ኣንጻር ሰላምን ዕቤት ህዝቢ ዝገብሮ ዝነበር
ክፍልለጥ ምስ ጀመረ ዘምለጠ ከንሱ
ሕጂ ከም ሓላይ ህዝብን ሃገርን ኮይኑ ክቀርብ እንተፈተነ
ክሰርቀኒ ዝረ ኣኽዎ ስ ክመልሰለይ ኣይ ኣምኖን እየ ትብል ምስላ ንገርዎ
ናጽነት ምስ ኮነ ምሁርን ሓካርን ንውልቀ ጥቅሙን ዝጓየ ኣብ ዘዝተመደቦ ትካላት ህዝብን መንግስቲን ጸያቂ ታራ ዝነበሮ ዩ
👎👎👎
ሰላም -
እሞ እቲ ዝሓሽ ብመጀመርያ ባይቶ ምቓም ዶ ኣይምሓሸን ብመጽናዕቲ ?
ብቐጻሊ ናይ ወረቐት ኣናብር ክህልዋ ብብዝሒ ከም ዝቐርባ ዘይምስሓት።
ዋርሳይ ከምኡ እውን መንደላይ ተረኪቡዋ ኢዩ‼ ኣብደገ ኣሪክን ክትጉሓፋ ኢኽን‼
ab 40tat jebha hzbawigmbar hji tebaesti tetsarefti haymanotawi mnbab nkhat zgodelena ena medya reayo tebeletsti trir hgi mkam ab 1 asilka ayhayshn.
💯
اولا شئ التجمع الممسلين
ثانيا وضع دستور لارتريا
ثالثا تشكيل احزاب على طريقة التي يصمح بها الدستور
رابعا تنفيذ ما يتقرر على مؤتمر عام والخ...
ገንዘብ ህዝቢ ቅድም ምለሶ
ሳሙኤል ህዝቢ ዘይኮነስ እተን ድሮ ተጠርኒፈን ዝቃለሳ ዘሎዋ ዋላ’ኳ ቡሙለኤን እተን ዝበዝሓ እዩ ሓበራዊ ስራሕን ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ምቋም እዩ እቲ ጻዕሪ ተቓራሪቢ ድማ ኩቡር ሓው
👍👍👍👍
Terewae ya leweti menyuke wahed
@tesfaldettesfazgitesf
Please respect 🙏🏿🌿ባሕላዊ ምካን አድላይይ ኤዮ
🤝🏿🤝🏿🤝🏿🤝🏿🤝🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌿🙏🏿🌿
Smart abo ❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤
❤
ትሩፋት
Hasawi shenfla
Sahsahh qomall aqmka eu
ንሓደ ምሁር ሰብ ክትማህረሉ ምፍታን እምበር ስቕ ኢልካ ክትዝልፍ ማዕረ ክንደይ ባሃም መንነትካ ኣብ ቅልውላው እትርከብ ዑሱብ ህግደፍ ኢኻ
Zeramariam kiflay what's wrong with you ❓
Have you ideas 💡
Please respect 🙏🏿
እዚ ናይ ኣቶ ኩብሮም ዳፍላ ነቶም ብዛዕባ ሃገሮም ዝሓስብን ዝሻቀሉንዩ። ነቶም ከምዚ ናትካ ናይ እንስሳ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ከኣ ኣብ ግዚኡ በቲ ዝርደኣኩም ኢና ከነረድኣኩም። እንተኪኢልካ ግዜ ኣለካ ተመሃር ተመሃር ተመሃር
እዚ ሙሁር ሓውና ዘቅርቦ ዘሎ ስነ ሓሳብ ተኺኢልካ ተማሃረሉ ዝንጥል ኣቢልካ ምጽራፍ ጌጋ ኢዩ .
gexkum yrhaq medenagerti kufuat rehaqu
Kbrom 26 amet kolel elkum sala hanti ayghebrkumn bzey smret saga yeblun 😊 16:17 yakl baitona ztefelaleye fetinkum zéro meneseyat deki hagher alowu
ሳሚኤል ዓጋ ዓጋስ 1992 ኣናውንሰር ኮይንካ ክትግዕር እዝክር,ኣብ ዓሰብ ኢየ ዝፈልጠካ እንተዘይተጋግየ,ውሽጥኻ ሓቢእካ ትኸይድ ኔርካ ማለት ድዩ? ለኽባጥ ነዚ ኣረጊት እኮ ኣይፈልጦን ኢየ።
Wishfull Thinking
ዝቕበል ሓይሊ የለን ኣነ ዝፈርሕ ግን ድሕሪ ኢሳያስከ እንታይ ክስዕብ ይኽእል ኣንቱም ኣብቲ ስርዓት ኢድ ዝነበረኩም ሕሰቡሉ።
ኣየናይ ቁዋም ሙርኩስ ብምጋባር ኢካ ሰልፊ ከተቁዉም አቶ ክብሮም? ንኣብነት እኽራሪ ሃይማኖታዊ ፖሊሲ ዝድገፍ ሕጋጋትን መርሓግብርን ዝሓዘ ሰልፊ ሒዘ መጻኹ ዝብለካ ኣብዛ ስዓት እዚኣ በየን መገዲ ኢኻ ኖ ኽትብሎ ቅዋም ዘይብልካ።ብውሕዱ ነታ ሃገራዊ ባይቶ ዘጽደቓ ቕዋም ዘይተቀበልካ ማዕረ እቲ ዝረግጻ ዘሎ ስርዓት እናረገጽካ? ኩላትና ማለተይ እየ።ንዓኻ ብፍላይ ኣዪኮነን።
@amyohannes ኣዚ ሰራቒ ኣሎ ድዩ ? ውሻ ባዕልኻ በዓለገ ፡ ተቓለስ ወይ ተኣለ ሰነፍ
Kbrom abey zelo selfi eyu
Aka gzei habo please
Frankly speaking Tigrigna will not agree Eritrea to be democratic state but that will lead Eritrea to be under Ethiopia colony again any way in Ethiopia also majority are Muslims so it is ok choice is yours Tigrigna
እቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣብ ደገ ዘይትሰርሑዎ፡ መን ከፍቅደልኩም ኢኹም ትጽበዩ ዘለኹም። ተቃላሳይ መራሒ ዘይብሉ ኣይዕወትን፡ መን ኣብ ስልጣን ከምዝድዪብ እውን ፈሊጡ ኢዩ ዋጋ ዝኸፍል። ወላ ሕማቕ መንግስቲ ስርሑ።
በቲ ዝተሰግረ ስግኣት ምስጋእ የድሊ ዶ ?
ስግኣት ኩብሮም ዳፍላን ናይ ካልኦት ቡዙሓት ኤርትራውያንን ኣብ እነካይዶ ዘለና ናይ ለውጢ መስርሕ፡ሃገር ከይትፈርስ ሃገር ካልኦት ሃግራት መጽየን ከይወርኣ፡ላኣላውነት ኤርትራ ብኢትዮጵያ ኮነ ካልኦት ከይድፈር እዩ።
ከም ሓሳብ ከነ ምዝኽኻ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ፡እዚ ስክፍታ እዚ ግን ገሊና ዝሰገርናዮ ኮይኑ ይስምዓኒ።
መጀመርያ ልዕሊ ኢሰያስ ላኣላውነት ኮነ ሃገር ዘፍረሰ ፍጹም ቁዱስ የለን ኣይክህሉን እዩ ውን።
ብምቅጻል ድሕሪ ኢሰያስ ሽሕ ግዝየ ኣብ ዕንይንይ ንእቶ እምበር ህዝቢ ውሽጣዊ ጽጥትኡ ክሕሉን ቀስ እንዳበለ ድማ ሃገራዊ ባይትኡን ሃገራዊ ሰራዊቱን ምህናጽ ኮቶ ኣይክስእንን እዩ።
ሕጂ ዘድልየና ነዚ ነብሲሄር ዝተቀየረ ጉጅለ ህግደፍ፡ኑቡር ስርዓተ ቀብሪ ክገብር ውን ግዝየ ከይሃብካ ሓቢርካ ንምግሓፉ ዝጠቅም ጋስጋሳውን፡ሞራላውን ጸውዒትን ጥራይ እዩ።
Xbuq hasab ato kubrom
❤❤❤❤❤