Tv Sened Interview Mr.Tesfamicheal Abraha ( wedi Trota) Part 1 Sept 16- 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว +4

    Hello Harbena Tesfamicae. Thank you for coming to TV Send.

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 2 ปีที่แล้ว +3

    ብቐዳምነት ዝኸበርካ ኣንቶንዮ ተስፋይ ብድጋመ ብምምላስካ ዝተሰምዓኒ ሓጎስ እናገለጽኩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    ተስፋ ይገብር ንወዲ ጡሮታ ስፍሕ ዝበለ ሓተታ ክትገብረሉ ። ምኽንያቱ ተስፋንኪኤል ማለት ብዙሕ ዝተኸዘነ ፍልጠትን ሓሳባትን ዘለዎ ሰብ ኢዩ።

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጥሮታ ንጹህ ተባዕ ተጋዳላይ ብሉጽ ኣገላልጻ ኣሎካ-
    ብዓል ዓንደብርሃን ዕደ ቁሩብ ካባኻ ኣይምሃሩን።

  • @johnyem1573
    @johnyem1573 ปีที่แล้ว +1

    ዓድና ከይንኣቱ ለኪምኩምና . እንታይ ግበሩ ትብሉና ኣለኩም ?

  • @merih-n
    @merih-n ปีที่แล้ว

    Waaaaw good analysis 👏

  • @natnael75
    @natnael75 2 ปีที่แล้ว

    ❤😍 እዞም ኣያና ብ ፓይሎት ዝብል ሽም ዶ ሓቀይ ቅድሚ 10 ዓመት ኣብ paltalk ይመጹ ኔሮም ?

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว +3

    AYA EDMEKHA EKO LEALI SEBATAT EKHA TEMESEL , ANY WAYS THE INTERVIEW IS EXCELLENT . GHEDAIM TEGHADELTI AB SEMANIATAT EYOM ZELEWU,

    • @aaronhenok1976
      @aaronhenok1976 2 ปีที่แล้ว +1

      ንስኻን ዝኸማኻንከ?
      ኣብ ኣርባዓታት ኣሎኹም?

    • @tecleberhanmengistu2300
      @tecleberhanmengistu2300 2 ปีที่แล้ว

      ካብ ዘይጠቅም ናይ ምቁኑጻብ ቃላት ትጥቀም ተገዲስካ እንተትሰምዕ ገለ ትምህርቲን ታሪክ ሰውራ ኤርትራን ድክመታቱን ኣወንታዊ ጎድኒታቱን ምተመሃርካ ዓቢ ሰብ::

    • @berhetensea451
      @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

      @@tecleberhanmengistu2300 Abo ane ayekantsben iye zelekhu.

  • @robeilmengs1614
    @robeilmengs1614 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣያና 💙💙🙌

  • @filimontsegay9289
    @filimontsegay9289 2 ปีที่แล้ว

    good topic and interest great analyser

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 ปีที่แล้ว

    መልእኽቲ ን tv sened ፡ አብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ገዲም ተጋዳላይ ወልዳይ ካሐሳይ ( ናይ ሓሙሸይቲ ክፍሊ ዘበነ ክፍልታት ጀብሃ ) ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሕመኣ ከምዝዓረፈ ስለዝፍለጥ ፡ ገለ እንተትብለና ጽቡቅ ነይሩ ።
    ንነብሲሀር ወልዳይ ካሕሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ።

  • @agdonanetwork4275
    @agdonanetwork4275 2 ปีที่แล้ว

    Long time

  • @rezenegebre6779
    @rezenegebre6779 ปีที่แล้ว +1

    Zegerm eyu wedi trota dhri 40 ametat yrieka aloku eti kulu mekara gedli halifka bhiwet mhlawka tehaguise.
    Seb ksab kndey melkuu ykiyer gerimuni leyley zbil tegadalay hiji ab ebiyet (ergan) krieka gerimuni . Ane nnebsey ab natka mestyat rieya. Amlak ab demokrasyawit eritra yerakbena!!

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia4621 ปีที่แล้ว

    መጥመሪ ኣልቦ ዘረባ፡

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne4569 2 ปีที่แล้ว

    Enqe bselam mxekam

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Antonio and Tesfamekel Abraha
    Thank you for your onset
    Criminal Isyas is responsible for all crimes in Eritrea.
    Criminal Isyas and Weyane both are against Eritrea.

  • @mesgenaasgodom9670
    @mesgenaasgodom9670 ปีที่แล้ว

    ርሑቕ ዓዲ መሔሰዊ አነ ንዓኻ ጽቡቕ ጌሬ እዬ አብ ስደት ኣብ ጀርመን ዝፈልጠካ እሞ ንነብስኻ ምስል ብሓሶት ስብ ኣይተታልል ሓዳርካን ደቅኻን ቅድም እለ ኢሰይያስ አብ ስደት ኣንቢርና ኢልክ ካብ ኤርትራ ብሕጊ እንዲኻ ወጺእካ እስኻ ፍጹም ናይ ተጋዳላይ ባህርያት ዘይብልካ ስብ ኢኻ።

  • @Hagosdebesay-v3k
    @Hagosdebesay-v3k 2 ปีที่แล้ว

    ኣፈወርቂ ተወልደመድሂን ቢሮክራሲ , ተሰዊኡ ድዩ ወይስ ኣሎ::

    • @desietvmogitmogit2124
      @desietvmogitmogit2124 2 ปีที่แล้ว

      ደርጊ ሒዙ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣስመራ ኣምጺኡ ኣብ ኣስመራ አሺንዎ ።

  • @aaronhenok1976
    @aaronhenok1976 2 ปีที่แล้ว

    "ኢንዱስትርያዊት ሀገር ክትሀንጽ እንዳደለኻስ :ንሚኬኤል ፍሰሀየ ተጥፍእ? "
    "ሓይሊ ኣየር ክትምስርት እንዳደለኻስ ንወዲሓድጉ ተጥፍእ?"
    ዋው ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ከምዝተባህለ በዘን ክልተ ሕቶታት ጌርካ እከይ ተግባር ኢሰያስን ዑሱቧቱን ምኽሻሕካ ዝናአድዩ ::
    ክቡር ሓው

  • @antihigdef3951
    @antihigdef3951 2 ปีที่แล้ว

    ሰብ ዘይበላ ሃገር እንታይ ኢዩ ተቃልስና ኣምጽኢና ያ ትበሉ ሃገር አኮ ንባል ካ ኣብ ሰደት ትንበር አለካ 🦔🦔🦔🦔🦔🦔🦔🦔ሺገር አኩም ዓመጽኢኹሉ ንህዝቢ ኢርትራ እዛ እንስሳ ትፈ ል ጣ ዶ ቅንፍዝ ኢያ ንዓኹም ጽቡቅ ጌራ ትገልጸ ኹም 🦔🦔🦔🦔🦔🦔🦔🦔

    • @desietvmogitmogit2124
      @desietvmogitmogit2124 2 ปีที่แล้ว

      (ጸረ ህግደፍ) ንባዕልኻ ቅንፍዝ ስለ ዝኾንካ ኢኻኮ ንቅንፍዝ ፈሊጣካያ እዞም ጀጋኑ ግና ተጋዲሎም ሃገር ኣረኪቦም እዮም ። ንስኻኸ ታይ ገባሪ ኢኻ ፧

  • @tesfaybrhane6520
    @tesfaybrhane6520 2 ปีที่แล้ว

    ኣየ ወዲ ጥሮታ! ብቐደምካ ውን ዝንቡል ኢኻ።
    ይዝከረካ ዶ 1984-85፧

    • @aaronhenok1976
      @aaronhenok1976 2 ปีที่แล้ว +1

      "ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ"