Tv Sened Eritra Interview BG Tekeste Haile 12 December 2020 Part 12

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 119

  • @wizeman8532
    @wizeman8532 2 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ብ/ጀ ተከስተ ኃይለ፥
    እዚ ኩሉ ሰጊርካ ታሪኽ ቃልሲ ክትምህረና ናይ በሓቂ ልብኻ ዝነክእ ኢዩ።
    ሓቦኻ፡ ኒሕካ፡ ትብዓትካ፡ ሓልዮትካ፡ ቅንዕናኻ ጌና ኣባኻ ይንበብ ኣሎ።
    ጥዕናን መዋዕልን ይሃብካ! ንበረልና ክበረልና! እቶም ከማኻ ዝኣመሰሉ ሓርበኛታት'ውን ክብርን ሞጎስን!
    ኢንጅኔር ኃይለማርያም

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde6972 4 ปีที่แล้ว +6

    ብርጋደር ጀንራል ተ/ይ ባባ ተከስተ ሃይለ ውጻዕ መዓት ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ዝተረፈ ዕድመካ ይባርከልካ ኣምላክ

  • @mehretabghenet1687
    @mehretabghenet1687 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብር ጅግና ውይ ሃይለ ኩሉ ዝሃለፈ ታሪክ 40፣/50 ዓመት ከምዛ ትማሊ ዝነበረት ክትገልጾ ምክዓልካ መቸስ ኩለናተናካ ታሪክ ፡ ጽንዓት ሃገራውነት ...ክብርት ይሃብካ ። ብፍልይ ግን ነቲ መሽኮት ኣፍወርቂ የማነ ጠባያትን ክድኣት እብ ንታ ህይወቱ ንመስዋእቲ ንዝተቀረብ ብጾቱ ዝገብሮ ክድኣት ክስብ ትማሊ ን ኣርካናትና G15 ውን ክክሕድን ከውደክድክ ይርእ እሎ እም ብጣእሚ ጽቡቅ መግለጺ ፡ ስለዚ ከምቲ ደጋጊምካ ትብሎ * ስብ ነናቱ ሃቦ*ክብረት ይሃብካ።

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika111 4 ปีที่แล้ว +6

    Please continue we learn so much from him and it is part of our Eritrean history.
    I wish you the best .

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 3 ปีที่แล้ว +6

    Wow this is an amazing history!! Everyone should watch it seriously and attentively!!!!

  • @ሱቕጥዑም-አ5ሠ
    @ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዘብል ዕላል ታሪኽ፡ ጅግና፡ ጅግና፡ጅግና! እንታይ'ሞ ንኹሉኹም ሓደ ጽሉል ኣሽኺዕኩም ሰኣን ሓንቲ ጥይት ንክንደይ ኣጥፊኡ።ጥዕና ይምነየልካ

  • @kingeyebaelei4363
    @kingeyebaelei4363 4 ปีที่แล้ว +10

    ኩለን ክፋላትካ ሰሚዕናየን ካብቲ ዘሕዝነካስ ወላ መራሒ ቦጦሎኒ ሰብ ከጥፍእ ዓቕሚ ነይርዎ ማለት ድዩ፡ ብጣዕሚ የሕዝን ጅግንነትካ ግን ዘደንቕ ዩ ።

  • @kiduberye8648
    @kiduberye8648 4 ปีที่แล้ว +5

    You are amazing!!! I love the way he explains everything. I could hear his history for 24 hours and I will never get bored. ክቡር ጀነራል!!! ክብረት ይሃበልና!!! ቃላት ይሓፅረኒ ክሳብ ክንደይ ክቡር ዝኾነ ታሪኽ ከምዘለኪ!! ዕላልካ አይምኖን!!!! Tv sened !!! Keep it up your good work

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 3 ปีที่แล้ว +2

    Well done mejer jeneral please gn mexhafka akalatfa, because yr the most honest person, we need u

  • @tesfamariamhaile7054
    @tesfamariamhaile7054 4 ปีที่แล้ว +4

    ክብረት ይሃበልና ወዲ ሃይለ ብጣዕሚ የቐንየና ! •

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 ปีที่แล้ว

    ዓባየይ ከምዚ ክትስምዕ ከላስ
    ጻዕሪ ዓለም ይብሉ ሃለቃ ካሕሳይ
    ትብል ኔራ። እዚ ናትካስ ሙሉእ ብሙሉእ ጻዕሪ ዓለም እዩ
    ግን ናይ እግዝኣቢሔር ትኣምር ድማ
    ርኢና ንስኻስ ካብዛ ኩሉ ኣብ ልዕሊ እቲ ገድሊ ማለት ገድሊ ዝብል ዝተዓጻጸፈ ገድሊ ኣሕሊፍካስ ከምዚ ጌርካ ንታሪኽ ሰውራና ብዘይ ዓንቀፍቀፍ ክትነግር ምኽኣልካ ብሓቂ ናይ እግዚኣቢሔር ራኢይ ኢለ ክገልጾ
    ይደሊ።
    ኣደ ብሓቂ ጅግና ወሊዳ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    🙏🙏🙏

  • @eyobgojelabein1316
    @eyobgojelabein1316 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣብ 5ይ ወራር ብሓቂ ከቢድ መስዋእቲን ድኻምን ማይ ጽምእን ጥሜትን ዝነበሮ ግንባር ሕዳቅ(ኣግራዕ)ከምቲ ዝገለጽካዮ ቦጦሎኒ3 ናይ ብርጌድ 23 እያ ነቲ ኲናት ደምሲሳ ዛዚማቶ ኣነ ውን ብኣካል ኣብዛ ቦጦሎኒ3 ዝተኻፈልክዎ ኢዩ :ንኽንድቲ ዝኣክል ሽሾ ሰራዊት ገቲርኩም ክትከላኸሉ ምኽኣልኩም ብጽንዓት ናይ ብርጌድ44 ኣዝየ ኢየ ዝግረም ኣምላኽ ንዓኻ ብሪጌደር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:ኣንተንዮ ተስፋይ ስለቲ ናይ ምስናድ ጻዕርኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ታሪኽ ክዝክረካ ኢዩ።

    • @abdusiad8729
      @abdusiad8729 4 ปีที่แล้ว +1

      Selam ayob edman tenan yahbka jegno aytatna zagram eyo enkuo bselam exka.aheee ezlko tklskom fera xmkom zaymrka 💔❤❤👍

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 4 ปีที่แล้ว +1

      Hidaq ሕዳቅ ምስበለ ንዓኻ ዘኪረ መኽንያቱ ab pal nickname sletitkemela zineberka komu trah zeykone abu sleziwealka 🌹

    • @stilljesusloveyou9644
      @stilljesusloveyou9644 4 ปีที่แล้ว +3

      ዝኸበርካ ኢዮብ እስኻውን ገለ በለና እዚ ተሰዲድናሉ ዘለና ሃገራት ነቦታቶ ፥ አቦሐጎታቶ ታሪኽ እዮም ዘዘንትዉ ስለ ዝተተረኸ እዩሞ ምስ ሐለፍኩም ዝትርኽ የልቦ እሞ ዝተረፈ ዕድሜኹም ተርኹልና ሐደራኹም እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብከም ።

    • @wina3608
      @wina3608 3 ปีที่แล้ว +1

      Jgna !

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว +3

      ጎጀላ ጸቢብ ኣውራጃዊ

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom2035 4 ปีที่แล้ว +4

    ጀጋኑ እኮ እኹም ብኡነት! ኣነስ እንቃዕ ኤርትራዊ ኾንኩ 🇪🇷 ብርጌደር ጀረናል ተኸስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ከምኡ ውን ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሰራርዓ

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you B/G wed haile for explanation I hope bright future for you

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 10 หลายเดือนก่อน

    I miss my father ብርጋዴር ተከስተ ሀይሌ❤❤❤

  • @asmerommehari6004
    @asmerommehari6004 3 ปีที่แล้ว

    Bteam xbuk zikone timhirt eu Yekenyelna BG Tekeste Heile Tv Sened Eritrea kea kemzi Aynet kexliwo kiblekum ydel ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonatan4085
    @yonatan4085 4 ปีที่แล้ว +1

    Desss zbl elalll bahaki kbret yahbka B/G WEDI HAYLE thank you 🙏

  • @teumberhe4355
    @teumberhe4355 3 ปีที่แล้ว +1

    ኩብር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሰለተ ዝነበረ ጉዕዞ ታርክ ብጾትካ ብስም እንዳጠቀስካ ንህዝብ ስፍሕ መግለጺ ብትብዓትን ርእሰ ምትእምማን ብምሃብካ ብልቢ የመስግናካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ከንደይ ከማካ ዝበሉ ዓበይቲ ሓለፍት ንወሒ ዝተጎዓዙ ኣብት ቃልስ እንተርቪ ገይረም ስፍሕን መብርህ ግን ኣይሃቡን

  • @ራኤይዮውሃንስርኣዩ
    @ራኤይዮውሃንስርኣዩ 4 ปีที่แล้ว +6

    መርሓባ ጡዑም ደሃዮም ደሃይኩም ኣይትሓባእ መቸም ታሪኽ ተጋዳላይ ኣዝዩ መሳጥን ሰሓብን ዝኾነ ክግለጽ ኮሎ ብወዲ ሃይለ ኣዝዩ መሳጥ ኤዩ ስለቲ ግዝኹምን ክብረት ይሃበለይ 🙏⛪️🕌🙏

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro3193 4 ปีที่แล้ว +6

    Great to hear dear general tekeste and tesfay. We are so proud of u

  • @tesfaluulmichael8020
    @tesfaluulmichael8020 4 ปีที่แล้ว

    Thank you b/general Tekeste for your honesty and the inside briefing of the party . Now we know what was happening inside Shabia, especially the the SELFI & their Leaders , who are followed by Hgdef. Hopefully, soon to see their demise.

  • @rufaelrafae3724
    @rufaelrafae3724 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣሚ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኪ ኢዩ ዘለካ ንባልካ ታሪክ ኢካ ተበርቢሩ ዘይውዳኢ ታርክ ኢካ ኣምላክ ጥዕናን ኢድመን ይሃብካ ኩቡሩን ገዲምን ጀነራል ኢንቓዕ ብሂወት ጸናሕካ

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Tv sened & B/G❤👍🇪🇷✌

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika111 4 ปีที่แล้ว +3

    Nay behaki sened tv good job

  • @merhawigirmay5928
    @merhawigirmay5928 4 ปีที่แล้ว

    Achhhh eway ane nezi kulu jigninet feximka' s nab sidet ☺️ eti nay mara mantay zbetkeni gin iti Golden Generation bhade resah: husur: susue yqire zeygbo Merhinet temerihu bmimtsu eyu ☺️ anyways thank you so much Baba General tekeste Haile (wedi Haile) as i always says i wished I was born in your Generation, nihina izom nay lomi generation gin ay nay hlina egibet rekibna ay jigninet fetsimna edmena ab sidet nehlifo alena and it will have a serious consequence. Thank you and I wish all the best ,until you come again

  • @tess8603
    @tess8603 4 ปีที่แล้ว +3

    God bless u ዉፉይ ወዲ ህዝቢ። ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። ቀሪብና ኢና ናብታ ንፈትዋ ብዙሕ ደም ዘፍሰስላልና ሀገርና ኤርትራ ክንምለስ ኢና። 🇪🇷⚖️⚔️🇪🇷

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 7 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ንርአ'ሞ: ናይ'ቲ ውድብ ብዓብዩ'ውን ጸገም ስለ ዝኾነ: ሓደ ብዘይ ኣገባብ መስመር ከይተኸተለ: ኣብ ዘይግባኦ ቦታ ናይ ሓለፍነት ዝተቀመጠ ኣባል ምስጢርን ሰልፍን ዝኾነ ሰብ: ብግሉጹ: ብኣውራጃኡ ዝኾነት ሓማሴን ተጋደልቲ ወዲቡ ንጀጋኑ ነጥቅዕ። ዘበሳጩ ነገር'ኮ እዩ።
    Thank you.

  • @amanuelteame5440
    @amanuelteame5440 3 หลายเดือนก่อน

    Computer zekone Sebay gele aynet Memory ❤❤❤

  • @teklaymehari8110
    @teklaymehari8110 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጠዕሚ መሳጢ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ

  • @biniamtsegay3923
    @biniamtsegay3923 4 ปีที่แล้ว

    Thank you general tekeste haile ayana I hope mesthaf ktshf tesfa ngebrr

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 7 หลายเดือนก่อน

    እምቧእ! ናይ'ዚ ናይ ህ.ግ. ዘይፍትሓዊ ናይ ውድቀት 'ሰልፊ': ስልጣንን ሓይሊን ዘስደምም'ኮ እዩ። መግለጺ ናይ ጀነራል ብህያውነት'ዩ ኣዕናውነት ናይ'ቲ ውዲታዊን ምስጢራዊን ትካል ኣሰራርሓ ዘርእየካ።
    Thanks.

  • @ghirmaihaile4419
    @ghirmaihaile4419 4 ปีที่แล้ว +3

    ነዚ ክትነግረና ኣምላኽ ብሂወት ኣጽንሑካ እሞ ሙሉእ ክብረት ኣለኒ ኹቡር ሓው::

  • @meronasgedom4208
    @meronasgedom4208 4 ปีที่แล้ว

    Thank you very very much!

  • @mr_bean5061
    @mr_bean5061 4 ปีที่แล้ว

    Thank you for the job you do mate

  • @ሱቕጥዑም-አ5ሠ
    @ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 ปีที่แล้ว

    Our hero. Enkae teref mkli konka zantanan tariknan ketezentuw bekaeka . Amlak mhretun Teenan yebzhalka .

  • @ephiti3647
    @ephiti3647 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣካሉ ሃይለ፡(ወድ ሃይለ)ኮምሽነር ቦጦሎኒ'ዩ ኔሩ እንተዘይተጋግየ ምስ ወድ ጸጋዳይ ዝበሃል እዩ ኔሩ ከመይዩ መስዋእቱ ባህሩ ክፈልጥ ደስ ምበለኒ፡፡ በለጸ ሃይለ፡ጠዓመ ሃይለ፡ ኣንገሶም ሃይለ፡ የሕዋቱ እዮም ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ሓይልታትዮም። ዝፈልጦም እንተኾይኑ ታሪኾም ከፈልጥ ምደለኹ። ኩሎም ካብ ደቀምሓረዮም ተሰሊፎም።ሕተተለይ ኣንቶንዮ ሓወይ።!

  • @eritreakoekoe1887
    @eritreakoekoe1887 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank u TV Sened. N B/G ,Ane bwegeney G/B/G gereya alegu. G-nay Gegna.

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ኣለም፡ሃይለ ክፍሊ ህዝቢ ኣብ ካርነሽም፡ዝነበረ እንታይ ትብለና?

  • @awetabraham7761
    @awetabraham7761 3 ปีที่แล้ว

    He is Very hero

  • @shammic8882
    @shammic8882 4 ปีที่แล้ว +2

    Well came 🤩🤩🤩

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro3193 4 ปีที่แล้ว +1

    Nberelna kubur general b hanqewta kintsbeyeka enna

  • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
    @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 4 ปีที่แล้ว +1

    kemzi sebay gluxunet zelewo merahi shaebya rie semie ayfeltn so Edmen tienan yhabka baba tekeste haile

  • @dawitabrha5198
    @dawitabrha5198 4 ปีที่แล้ว

    Xbuk hasab beslam yexnahana Ezghabir.

  • @samueltsegay9901
    @samueltsegay9901 4 หลายเดือนก่อน

    Tariki Nay Buthaheti jeganu Ekub Dmuri Eyu slezi wlikesebati tentinomu nabu nab Rebhomu kiwesdiwo kelewiau Emoka nebsomu Abzeykelakelulu Gizeye satinu merixika zigber shbdadae kubuli Aykonenu

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 4 ปีที่แล้ว +1

    ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ኩሉኹም ኣዳለዉት ኩሉኹ ሰብ ታሪኽ ኤርትራውያን ጀጋኑ አቦታት የያታት ሓርበኛታት ተጋደልቲ እቲ መወዳድርቲ ኣልቦ ሰራሕኩሜም ክትገድፉልና ንልምነኩም ። ዝኸበርካ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተኸስተ ሃይለ ብሰላም ተመለሰና እቲ ምስተወጋእካ ተሰኪምካ ዝወረደ እንታይ አጋኒፍዎ ብድሕረኻ ምኽንያቱ ንየማነ ጸሪፍዎ ነይሩ ኽብርን ምስጋና ንኹሉኹም ተጋደልቲ ።

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 4 ปีที่แล้ว

    Jigna gedim tegadalay tekeste haile enkae dahan mexaka

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl701 4 ปีที่แล้ว

    ጅግና ከሰተ ሃይለ እንቃዕ ብሰላን መጻካ እዚ መራሒ በጦሊኒካ ኣብ ከውሒ ታሓቢኡ ረዲዮ ሃለው ክድውል ዝጽንሐ ሽኽ ዕሞር ድዩ ወይስ ካልእ እዩ

    • @hani3933
      @hani3933 3 ปีที่แล้ว

      የማነ ኣፍወርቂ'ዩ ። እቲ ነርስ(ሓኪም) ኣባል ሰልፊ !!

  • @mahdereandom2059
    @mahdereandom2059 3 ปีที่แล้ว

    A Hero General I wish you long live!!!!

  • @ሱቕጥዑም-አ5ሠ
    @ሱቕጥዑም-አ5ሠ 3 ปีที่แล้ว

    ንቲቪ ሰነድ ድማ ጽቡቕ ስራሕን ጻዕርን፡ ስለቲ ትገብርዎ ከቢድ ጻዕሪ ንምስናድ ታሪኽና ምስጋና ይግበኣኩም። ሕቶታት ኣለኒ ምስ ተመልሰ ብ/ጀ ተኸስተ
    1፡ መንዩ ወይ መንያ መሪሕነት፡ ኣብ ብዙሓት የስተብህል ከዘንትዉ ከለዉ ሞ ፡ ወላ ኩላቶም እቶም ላዕለዎት ዝበሃሉ ሓለፍቲ ወሲኖም ወይ ተሰማሚዖምሉ ከለዉ ወይ ነይሮም ትብሉ ሞ ደሓር ከኣ መሪሕነት ኣይተቀበለቶን ወይ ኣፍሪሳቶ ክብሉ ይሰምዕ። ኢሰያስ ወይ ነብይ ኢሰያስ ዶ ክንብሎ ኢሰያስ በላ እዝጊ በላ ይብሉ ወላ እቶም ብኩሉ ካብኡ ዝበልጹ ሰባት ። መሪሕነት ትበሃል ንበይኑ ን ኢሰያስ ድያ ትውክል ወላ ኣባላት ኣለዉዋ ኢዮም? ስለምንታይ ከ ብዙሓት ዝተሰማምዕሉ ንሱ በይኑ ከፍርሶ ዘይብድህዎ ንሱ ዝበላ ብዘይ ተቃውሞ ትጽድቕ።
    2፡ ወዲ ስሑል መን ዩ ክልተ የሕዋት ስለ ዘለዉ
    3፡ ስለምንታይ ዮም ፡ እቶም ናይ ቀደም ምስ ኢሰያስ ዝነበሩ ሞ ብዙሕ ክነግሩ ዝኽእሉ፡ ወላ ካብቲ ስርዓት ርሒቆም ክንሶም ምስጢራት ገድልን ጸይቅታት ኢሰያስን ሒዞሞ ስቅ ክብሉ መሪጾም ወረ ኣብ ገለስ ይጣበቕሉ ትርእይ። እንታይ ኢዩ ዘፍርሖም ዓዲ ጓና ኮፍ ኢሎም ከለዉ።
    4፡ ብዛዕባ ጅነራል ተመስገን በርሀ ፡ እንታይ ትብል ብሓቂ ድዩ ምስ ብረቱ ምስ ጉልበቱ ን መስዋእቲ ዓረር ዘይፈርሐ ክመውት ምጽፋዕቲ ኢሰያስ ስቕ ኢሉ ተቐቢሉ ።ወላ ክበኣሶ ዘይፈተነ። ካብዞም ኩሎም ፡ ገለ ዝተጠማጠሞ ንኢሰያስ ኣይትፈልጥን። በዓል ቅልጽም ከይንብሎ ሓደ ዕባራ ዩ ነይሩ፡ እንታይ ኣሚኑ'ዩ ዝጻፋዕ ዝነበረ።
    5፡ ናይዝጊ ክፍሉን ኢሰያስን እንታይ ኣባኢስዎም

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 4 ปีที่แล้ว +2

    ንኽልቴኹም ደጋጊመ ብምምስጋን ንዝሓበርኩምና ዘኹርዕ ተዘክሮ ታሪኽ ሰውራና ብኽንሰምዕ የኹርዓና እንተኾነ ወዮድኣ ወልፊ ጌርኩምልና እንበር እዚ'ካ ንስኹም ኺኣኢልኩሞ ክብረት ይሃበልና፡ ብሰላምን ጥዕናን ጽንሑልና፡
    ሰላም ንህዝብናን ንጎረባብትናን የውርደልና!!!

  • @shalombyjesusshalom1301
    @shalombyjesusshalom1301 4 ปีที่แล้ว

    Selam Hawna B/G azeu zegerm tarekn Jegnenetn. Natyi teskimuka zwex msaka znebre opreter Neti merahi Botolini wekarya zbelo kunetau kmy kexelu eti merahi botoloni ashegrwo do?

  • @yoniyared9014
    @yoniyared9014 4 ปีที่แล้ว

    nai Coneriel etbarek haile ( wedi haile ) entezeytegagye Merahiu eka neirka semie meswaetu salsay werar u neiru ab anaguli gn mnalbat kunetat meswaetu tfelt entedakonka bthtna khateka efetu entetekaelu telefonka entehibkani kezerarbeka kndey mdeleku

  • @eyobsereke1367
    @eyobsereke1367 4 ปีที่แล้ว +5

    የቀኔልና ኩቡር ጀነራል ስለ ዝነገርካና ታሪክ ስዉኣትና ንመዘካከሪ ነጋሲ ወልደዮዉሃንስ (ፍዚዝ) እዩ ዝበሃል.

  • @danielgherezghiher62
    @danielgherezghiher62 3 ปีที่แล้ว +1

    Yekenielna harbena abona
    Ezi kulu shger hlifkumo
    Nai lomi menesey kea abotatu kxerf ywel, ab kunat zeyweales belih.

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher9393 4 ปีที่แล้ว

    Agoka brother

  • @michaelfetawidequ8683
    @michaelfetawidequ8683 4 ปีที่แล้ว

    Zegerm tarik!!! (Organic) jgna General bzuh mesenaklat ahlifka ab adka bkbri ktkebr ygbae nieru gn zewdekdkela ember zserhala zeytfetu.......anyway eti kalska kexlo hopelly you will see the results

  • @yohansgebregzabiher9393
    @yohansgebregzabiher9393 4 ปีที่แล้ว +1

    😍😍👍

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 4 ปีที่แล้ว +3

    ንክልተኹም ክብረት ይሃብኩም ቀሊል ጉዳይ ኣይኮነን

  • @tesfalemtewelde1443
    @tesfalemtewelde1443 4 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ተቭ ሰነዲ ስተኮሎም ኣብ ስራሕኩም ዓወት ዪምነ ።ንብርጋደር ጅ ተከስተ ሃይለ ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ ክሳብ 1991 ከተብጻሐና ንምሕጸን።

  • @kehasebirhane483
    @kehasebirhane483 4 ปีที่แล้ว +1

    ዘገርም እዩ ብዝኮነ እንቃዕ ብሰለም ወጻእካ አያና

  • @afabetmb6523
    @afabetmb6523 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for job well done explaining in details about your past experiences. However, I missed about the situation of your chest injury. To my understating you believe your injury was not caused by enemy fire. Who do you think did it? Do believe it was done intentional or by accident? I believe it happened to my dear comrade and close friend in 1978 on our way to Massawa on birged 23. My friend was tough strong, no-nonsense, and was critical the leader. At the end of the day the leader told us my friend was martyred and buried him. No witness or any sort of assistance. Now 42 years still bothers me that there were bad apples among us. Glory and Long Live to Our Martyrs. I SALUTE THEM & LIVE FOR EVER

  • @biniamberakitekle6769
    @biniamberakitekle6769 4 ปีที่แล้ว

    Selam yehwat bejakom eba enta tatkailu nayzi Mokonen tekle zeblo zalo eba neishtay tarik natu azentwelna belalayyyyyy.

    • @alekueyezebl701
      @alekueyezebl701 4 ปีที่แล้ว +3

      እዚ መኮነን ተክለ ጉቡጣ መበቆል ዓዱ ዓዲ ኻላ እዩ ቡዙሕ ጅግነነት ዝፈጸመ ክንደይ ኢምዳዳት ጸላኢ ዘቃጸለ ኣብ ቅያ 18 ሰንበል ውን፡መራሒ ኩማንዶ ኮይኑ ዝኣተወ እዩ ኣብ ሓደ ቦታ ታሪኩ ኣንቢበ ኔረ

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia4621 3 ปีที่แล้ว

    ነቲ ዝፈጸምኩሞ፡ ንምእማኑ ዘሽግር ታሪኽ ጅግንነትን ተወፋይነትን፡ ብእዋኑ ከምዚ ጌርኩም ክትነግሩና ብዘይ ምኽኣልኩም፡ ናይ ታሪኽን ጅግንነትና ሃጓፍ ተፈጢሩ እዩ።
    ሕጂ ውን፡ ካብ ምብኳር ደንጒኻ ምውፋር ስለ ዝምረጽ፡ ንስኻ ነቲ ዝዋዓልካዮን ብቐረባ እትፈልጦን ፍጻመታት ምግላጽካ፡ ብልቢ ክትምስገን እዩ ዝግባኣካ። እቶም ንታሪኽ ሒዞም ኣጽቂጦም ዘለዉ ኣያታትናን ኣቦታትናን ድማ ኣሰርካ ክስዕቡ ተስፋ ይገብር።
    ብርጋደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። የቐንየልና!

  • @letinatekali3335
    @letinatekali3335 4 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🤗🤗🤗🤗🙏🙏🙏

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 4 ปีที่แล้ว +3

    ዘገርም'ዩ! ተምበናዊት ሕብእቲ ሰልፊ መሪሕነት ህግሓኤ ብቓጻ ንብዙሓት ኣርካናት ተጋደልቲ ደቀ-ባት ኤሪትራ እናቐንጸለት ትጉዓዝ ኣላ፡ ከም ኢሳያስ ተ/ብርሃን(ወዲ-ፍላንሳ)፡ ኢብራሂም ዓፋ፡ ፍስሃየ ወልደገብረኤል... ወዘተ ክንደይ ኢልካ ኪጽብጸቡ።
    ሕጂ ኤሪትራ ብ ውኻሩ ከም በዓል የማነ ኣፈወርቂ የሽካዕልሉላ ኣለዉ! ንኹሉ ግን ገግዚኡ ኣለዎ!

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki jigna eka lili kulu hadika eka tizareb hakegna mikulul adinkeka

  • @t.708
    @t.708 3 ปีที่แล้ว

    Tesfay temnewo wun bihiwetu alo.kuburat akrebti!!!!!!

  • @shmendigebreyonas3566
    @shmendigebreyonas3566 4 ปีที่แล้ว

    Naybhaki tegadalay alo tetebahle tekeste haile tiray eyu

  • @eyasuteklay9009
    @eyasuteklay9009 4 ปีที่แล้ว

    ስለምንታይ ግና ኣቋሪጽኩሞ ፧ ስለምንታይ እቲ ዝተረፈ እዋን ቃልሲ ኸ ፧

  • @desasiwtsga5093
    @desasiwtsga5093 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba tivi send and baba teckeste ankah dhan mexeka Amlak hdmen thnan yhabka btahami xubuk Tarik bflay Nay mskar tkualeka seb kunuh tekoynu kndi znewehe ynwah gzi Nay mzkar tkalhu luhul eyu

  • @TEKLIT185
    @TEKLIT185 4 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ጀነራል ኣቦና እንቃዕ ድኣ ኣየጥፍእኻ እምበር
    እታ ናይ ጉንኻ ዝወግእኻስ ንዓይስ ብርህቲ ኢያ እምበር ኣፈርቂ ድኣ ሕጅስ ደይ ቀልዓ ሰበይቲ እዩ ዘብኪ ደሎ እዚ ወኻርያ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

      የማነ ኣፈወርቂ ድዪ

    • @TEKLIT185
      @TEKLIT185 3 ปีที่แล้ว

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ እወ የማነ ኣፈወርቂ እዚ ቦጅባጅ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

      @@TEKLIT185 ዝተሰወአ መሲልኒ ኔሩ ' ኣብ ምንታይ ይርከብ ሕጂ ?

  • @desbelestegu3442
    @desbelestegu3442 4 ปีที่แล้ว +1

    Bitaemy megltsy eka hibka kemaka merah hager kikwin neika gigna

  • @yonibana6832
    @yonibana6832 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ጅግና ኣቦናም ኣቦ ታሪክን ኤርትራ ወዲ ሃይለ ሓንቲ ኣላ ፍጹም ዘይዓገብኩላ ናይ ኣብራሃ ዓንደ ወዲ ዛግር ነቲ ወልዕ ዝብል ሳጋ ዝሃቦ እቲ ንታዕሎም ክትከዱ ከለኩም ዝገለጽካዮ ኣይተገልጸን ኣብ ደረጃ ሓላፍነቱን ዝየሰዋኣሉን ኣይተገልጸን ኢሰያስ ደፊንዋ ኢዩ ዝሓልፍ ሕጂ ግን ኣነጺርካ ግለጸልና ብሉጽ ጋዜየኛ ካኣ ነመስግን

  • @kubromfray8524
    @kubromfray8524 3 ปีที่แล้ว

    ዝኸበርካ ኣንቶንዮ ተስፋይ ነዞም ዓበይቲ ሰብ ታሪክ ኣምጽኻ ነዚ ናይ ሕጂ ወሎዶ ታሪኾም ንኽፈልጡ ትገብር ብምህላውካ ክብሪ ይግባካ ብተወሳኺ ኩቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣሚ ዘደንቅ ታሪክ ከተዘንቱ ብምካልካ አሞ ከኣ በዓል ተርኽ ብሙካንካ ካብቶም ሓወልቲ ኣብ ልቢ ኤርትረዊ ነባሪ ኢኻ አሞ ክብሪ ይሰማካ ሓንቲ ግን ክብለካ ነቲ ዝፈትጸምኩሞ ታሪኽ ንምግላጽ ግን በጃኹም ድሕር ኣይትበሉ ካባኻ ይጀምሩ ኤቲ ገረ ምባል ሰዓሩዎ ታሪኩም ስለ ዝኾነ. ቀጺለ ኣብ መንካዓን ፋሉሉን በሃፈሻ ኤቲ ፍልልይ ዝነበረ ቁሩብ ኣብራሃልና ካልኣይ ናይ ወዲ ሓንብር ቁሩብ ግለጸልና ናይ ወዲ ሓንብር ቁሩብ ውሕድና (ክብሮም) በከተ ዝብሃል ከ ትፈልጦ ዶ? የቀነለይ.

  • @محمداحمد-ب9ذ3ث
    @محمداحمد-ب9ذ3ث 4 ปีที่แล้ว +1

    ماشالله عليك الله يعطيك العافيه ذاكرتك قويا
    أنا في سنك ومولود في دقمحرئ لاتذكرالئ حالفوم أربقاي هو صديق الطفوله المحبوب
    الله يرحمه

  • @desasiwtsga5093
    @desasiwtsga5093 4 ปีที่แล้ว

    Sbhat efrem alo

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 7 หลายเดือนก่อน

    ንርእሱ ኢሳያስ ወዲ ፍላንሳ/ፊናንሳ'ውን እኮ ኣተሃራርማኡን ኣሰዋውኣኡን ብኸም'ዚ ሕጂ ብ/ጀ ዝገልጾ ዘሎ ዓይነት ምንባሩ'ዩ ዝግለጽ። ንሙኻኑ ህይወት ናይ ኤርትራውያን ሰባትን ተጋደልቲን: ነዞም ኣባላት ስለያዊ ትካል ህ.ግ. እንታይ'ዩ ነይሩ'ዩ ክብሃል ዝኽእል? ብጣዕሚ እኮ'ዩ ዘስደምም!
    Thank you.

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 4 ปีที่แล้ว +2

    Edimenteinan yhabkum ember gebel huzekum atokum nskum aykesenkum dekukum aykesena😐

  • @azt5187
    @azt5187 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍዚዝ ወልደዮውሃንስ እዩ ስም ኣብኡ

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว +5

      እዞም ዓዲ ንፋስ ጀጋኑ ኢዮም ግን ኣብ ታሪኽ ብኸምዚ ዝተሰነደ የብሎምን ንሰውራ ኤርትራ ትንፋስ ካብ ዝዘርእሉ ደቂ ዓድንፋስ ኢዮም ክብሉ ሰሚዔ ኣለኹ ምክኒያቱ ብብዝሒ ኢዮም ተሳቲፎም ኣብ ሰውራ ብፍላይ ህዝባዊ ግንባር ወላ ኣብ ጀብሃ እንተ ነበሩ።

    • @azt5187
      @azt5187 4 ปีที่แล้ว

      @@mikiyatlove9608 ሓቂ በልኪ/ካ

    • @azt5187
      @azt5187 4 ปีที่แล้ว

      @@mikiyatlove9608 ሓቕኺ/ኻ

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว

      @@azt5187 ሓቂ ይሃብካ/ኪ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

      @@mikiyatlove9608 ኣብ ጀብሃ ኣይነበሩን ኣብ ህዝባዊ ግንባር ኔሮም ምክንያቱ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ስለ ዝሓርሱ እዞም ካርነሽም ህዝባዊ ሓይልታት ክ'ኣ ኣቡኡ ስለ ዝተመስረተት ኩሎም እቶም ጓሶት ጥሪቶም ገዲፎም ምስቶም ተጋደልቲ ክስለፋ ኪኢሎም እዮም

  • @wedishaebya3269
    @wedishaebya3269 4 ปีที่แล้ว

    Btaem ambesa n haki kemzlewo mglatska tehabine miknyatu tseleyo eye elka zeinatu aihabkayon btaemi haben hager eka eska ember ezom deki adka daa awraawyan endyom

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 7 หลายเดือนก่อน

    ኣፎርቂ የማነ እሱ ጥራሕ ዘይኮነ ዋላ ሓፍቱ ኣብ ቃኘው ብኣ ዘይስክሕ ሰብ ኣይነበረን ።ክሉ ቃኘው ዝቕመጣ ተጋደልቲ እየን ዝስክሓ ኔረን።ስለዚ ናይ ኣተዓባብያን ናይ ኣባል ሰልፊ ሙዃንን ይኸውን ይመስለኒ።

  • @samiezra824
    @samiezra824 3 ปีที่แล้ว

    Hiwetka hebka kem guzi akltak teqoraxika mes deki deka ktsde aye mergm bzkone jegna kulu gze jugna abzlekayo general eta ztewadekal meret nzelalem tarkian demkan axmekan ktzkoro ktnber eya kem kolom neaka zmselu bextkan

  • @merhawimered7833
    @merhawimered7833 4 ปีที่แล้ว

    Selomun wedi furzun yefelto eye azazi kfleserawit 26 eyu zelo betani hayal eyu zebahal abe kunat

  • @filmonhaile2765
    @filmonhaile2765 4 ปีที่แล้ว

    እዚ ኣፈወርቂ ትብሎ ዘለኻ ዳያን ድዩ?
    እቲ የማነ ገ/ገርጊስ ኣብ ቃለ መሕተቱ ዝጠቕሶ
    ኣብ ጀርመን ዝነብር ዝነበረ ብዳያን ዝፈለጥ ዝነበረ ሰብ ዲዩ?

    • @g.mariam3156
      @g.mariam3156 3 ปีที่แล้ว +1

      ዳያን ዮሴፍ እዩ ናይ ብሓቂ ሽሙ፡ ስለዚ ንሱ ክከውን ኣይክእልን እዩ።

    • @filmonhaile2765
      @filmonhaile2765 3 ปีที่แล้ว

      @@g.mariam3156 thank you

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

      @@filmonhaile2765 የማነ ኣፈወርቂ ማለትካ ድዪ እቲ ሓኪም ዝነበረ ድሓር ሓኪም ቦጦሎኒ ዝነበረ '

    • @filmonhaile2765
      @filmonhaile2765 3 ปีที่แล้ว

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      እወ እቲ ዝብሎ ዘሎ ሐላፊኡ ዝነበረ
      ካብ ሐኪም ናብ መራሕ ቦጦለኒ ዝወዝዕዎ

    • @ቆሓይቶከስከሰ
      @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

      ኮሎኔል ኣፈወርቂ የማነ ሕጂ ፕረዚደንት ፍሉይ ቤት ፍርዲ ዘሎ እዩ፡፡

  • @hagosgebremedihin5969
    @hagosgebremedihin5969 4 ปีที่แล้ว +2

    ንበሪ ዝበላ ነብሲ ትነብር እምበር ክትነብር ዘይኮነስ ብኹብር መስዋእቲ ንህዝብኻን ሃገርካን ክትስዋእ እውን ኣይፈቀድልካን ብቃጻ ከጥፉእኻ መድቦም ። ናይ ኣምላኽ ይዓቢ ነቶም ብኸምኡ ዝጠፍኡ ምስክርን ንአቶም ተግበርቲ ንግብሮም መፍሸልን ክትከውን ክትርኽ ክትፈሪ ኣምላኽ ረድኡኻ ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ መመልስኻ ክትሰምኦ መመልስካ ትጽየፎ ። ጉድ ምርኣይን ጉድ ምስማዕም ዝደሊ ሰብ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ይስማዕ ካብቶም ኣዝዮም ዝድነቅ ታርኽ ዘመዝገቡ ሰባት ኢኻ ።ዘመንካ ዘርእኻ ይባረኽ

    • @danielteklu2506
      @danielteklu2506 4 ปีที่แล้ว

      Thanks TV sened gina Ezi Afewerki Yemane Ab mintay srah alo hiji NiFlipos Zemu Eyu hiji win seb kitnkekelu metan eye hiteto ngeneral wedi Hayle

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ተስፋሂወት ምስ ጸጋይ ቀሺ እንታይ እዪ ዘባእሶም ኔሩ ? ተስፋሂወት ከ ኣብ መወዳእታ ከመይ ኮነ ? ተስፋይ ተምነዎ ኣብ ዝገለጾ ተረፍቲቱ ዝበሎ ንዑ ድዪ ብዛዕባ እዚ ተትገልጸልና ጽቡቅ ኔሩ ዳመስገና ኢና ጀነራል ተከስተ ሃይለ