- 48
- 81 242
Betre Haymanot በትረ ሃይማኖት
South Africa
เข้าร่วมเมื่อ 29 ก.ค. 2014
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH TIGRINA SIBKET
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ስብከት ብትግሪና
ድያቆን ሃብቶም ኪሮስ
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ስብከት ብትግሪና
ድያቆን ሃብቶም ኪሮስ
ዶናልድ ትራምፕ ንዓለም በረኸት ዶ ? ወይስ ካልአይ ናይ መወዳእታ ክፋል።
ነጽሩ/ ነስተውዕል/
ዘመና ነስተብህሎ ብጽሞና ሰሚዕና ሓሳብና ንሓብ።
ሰላም ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኹን፡ ቀዳማይ ክፋል ብምልአ ቪድዮ ንምርአይ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠዊቕኩም ተመልከቱ።
th-cam.com/video/faYpZ0q6RqQ/w-d-xo.htmlsi=lZktz-HjO3qamCRe
ኤፌሶን 5፣14-16 "ስለዚ ኸኣ፡ ኣታ ደቂስካ ዘሎኻ፡ ንቓሕ እሞ ካብ ምዉታት ተንስእ፡ ክርስቶስ ከኣ ኬብርሃልካ እዩ፡
ይብል። እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።"
#abelbirhanuየወይኗልጅ #habesha #ethiopian #eritreanmusic #ethioforumኢትዮፎረም #ethiopiantiktok #neshneshtv #eritreanmusic #ethiopian #ebs #duet #eritreancomedy #eritreanmovie #orthodox #tewahedo
ዘመና ነስተብህሎ ብጽሞና ሰሚዕና ሓሳብና ንሓብ።
ሰላም ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኹን፡ ቀዳማይ ክፋል ብምልአ ቪድዮ ንምርአይ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠዊቕኩም ተመልከቱ።
th-cam.com/video/faYpZ0q6RqQ/w-d-xo.htmlsi=lZktz-HjO3qamCRe
ኤፌሶን 5፣14-16 "ስለዚ ኸኣ፡ ኣታ ደቂስካ ዘሎኻ፡ ንቓሕ እሞ ካብ ምዉታት ተንስእ፡ ክርስቶስ ከኣ ኬብርሃልካ እዩ፡
ይብል። እምብኣርሲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፡ ጊዜ ዓዲግኩም፡ ከም ለባማት እምበር፡ ከም ዓያሱ ዘይኰነ ኸመይ ብጥንቃቐ ኸም እትመላለሱ፡ ተመልከቱ።"
#abelbirhanuየወይኗልጅ #habesha #ethiopian #eritreanmusic #ethioforumኢትዮፎረም #ethiopiantiktok #neshneshtv #eritreanmusic #ethiopian #ebs #duet #eritreancomedy #eritreanmovie #orthodox #tewahedo
มุมมอง: 460
วีดีโอ
ዶናልድ ትራምፕ ንዓለም በረኸት ዶ ወይስ መርገም? ብአምላኽ ዝተመርጸ ዶ ወይ ብስውር ሰይጣናዊ ማሕበር?15 November 2024
มุมมอง 6K14 วันที่ผ่านมา
እዚ ብዛዕባ ዶናልድ ትራምፕ ቀሪቡ ዘሎ መደብ ኩልና ብምስትውዓልን ብጥንቃቄ ክንምልከቶ ከም ዘሎና ክሕብር ይፈቱ። ዓለም ናበይ አንፈ ትጋዓዝ ከምዘሎና ንመልከት፡ ሎሚ ልዕሊ ማንም እዋን ነፍስና እንምልከተሉ ከም ዓያሹ ዘይኮነ ከም ለባማት ኮይና ንእርእየሉ እዋን እዩ። tiktok.com/@d.habtom122127 #ethioforumኢትዮፎረም #abelbirhanuየወይኗልጅ #habesha #eritreanmusic #ethiopiantiktok #neshneshtv #ethiopian #habesha
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ገዳም
มุมมอง 7714 วันที่ผ่านมา
Description Link for GoFundme:- www.gofundme.com/f/support-debre-bizens-modern-agriculture-project?attribution_id=sl:f8784b76-4068-4880-9489-b6365cc4ce1e& በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ገዳም ደብረ ቢዘን ነቲ ዝጸንሐ ያታዊ ኣብ ክረምቲ ዝተመርኮሰ ማሕረስ ናብ ዘመናዊ(መስኖኣዊ) ሕርሻ ብምምዕባል እቶትን እቶታውነትን ንምኽዕባት፡ ዝብል ሠናይ ሓሳብ ተበጊስና ኣለና። ፕሮጀክት ባኣብእ ምስግጋር ያታዊ ኣገባብ ማሕረስ ናብ ዘመናዊ (ውጺኢታዊ) መስኖኣዊ ሕርሻን ኮይኑ እዞም ዝስዕቡ ሠለስት ዓበይቲ ዕላማታት ኣለዎ። ሀ. ምም...
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን
มุมมอง 934หลายเดือนก่อน
ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ምእመናን ምእመናትን ብንብዓት ዚተሰነየ ካብ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓጉዙና ይብሉ ኣለው። selam yehwat kemey aleku kulukum wenenti TH-cam channel and other social media neza nay 1 min video ab short, FB reel, Instgram and tiktok share kingebro Description : ንዝኾነ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ብዘለው ቁ ተለፎናት ንጠቐም ሊንክ ናይ ጎፋንድሚ ውን እዚ'ዩ፦ gofund.me/28fd86c8 - For SEO: #gedamBizen #gedamEritrea # GedamDebreBizen #Eritreanmostnknownmo...
ናይ ተአምረ ማርያም ጉድ ስምዑ ኢሎም ካብ ዘታልሉ ተጠንቀቁ።
มุมมอง 1982 หลายเดือนก่อน
2ይ ጢሞቴዎስ 3፣14-17 ንስኻ ግና ካብ እንመን ከም እተመሃርካ ፈሊጥካ፡ ነተን ካብ ቍልዕነትካ ጀሚርካ ብእምነት ብክርስቶስ የሱስ ንምድሓን ኬለብማኻ ዚኽእላ ቅዱሳት ጽሑፋት ፈሊጥካ፡ በቲ እተም ሃርካዮን እተረዳእካዮን ጽናዕ። እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ፈጺሙ ተዳልዩ፡ ፍጹም ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ ንትምህርቲ፡ ንተግሳጽ፡ ንምቕናዕ፡ ንጽድቂ ዚኸውን ምእዳብ ይጠቅም እዩ።
ኣብ ዘመነ ማቴዎስ ከም ማቴዎስ ንኹን
มุมมอง 1542 หลายเดือนก่อน
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሓንስ ይግበረልና። 2017 ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ዓመተ ብልጽግናን ምዕባለን ይግበረልና። habtom.kiros.7?mibextid=ZbWKwL
ካብ ናይ ዘመና ሓሰውቲ መምህራን ንጠቀቅ ብርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን
มุมมอง 2732 ปีที่แล้ว
ባዛዕባ ሓሰውቲ ናይ ዘመና ነብያት ሓዋርያት ብምባል ገዛእ ርእሶም ዝጽውዑ ንፍውስ ነድህን እናበሉ ልቢ ምእመናን ዘሸፍቱ ዘለዉ ሰባት ብግቡእ ከነስተውዕል መታን ዚተዋህበ ትምህርቲ እዩ።
ኣጋንንቲ ብስም ቅዱሳን ከነውጽእ ይከኣል ድዩ ወይስ ኣይከኣልን?
มุมมอง 9453 ปีที่แล้ว
ናይ ሕቶን መልስን መደብ ኣዳሊካ ኣሎካ ሞ ሕቶታት ኔረናኒ 1 ብዛዕባ ድንግልና፡ ማለት መዓርገ ዲቁና ብዘይድንግልና ክውስደ ይክእል ዲዩ ፧ ዲያቆን ብዘይድንግልና ዘላ ጓል ክምር ይክእል ዲዩ ፧ 2 ኣጋንንቲ ብስም ቅዱሳን ከነውጽእ ይከኣል ድዩ ወይስ ኣይከኣልን፧ ማለት ብስም ድንግል ማርያም ፡ ብስም ቅዱሳን መላእክቲ ክግሰጹልና ይክእሉ ዶ ፧ ምክኒያቱ ብዘይካ ብስም ኢየሱስ ብካልእ ክወጽኡ ኣይክእሉን ዝብል ትምህርቲ ሰሚዐ ።
" ብመዓልቲ መከራ ዚሕለል ሰብ ብሓቂ ድኩም እዩ፡ ምሳ 22፣24"
มุมมอง 2923 ปีที่แล้ว
" ብመዓልቲ መከራ ዚሕለል ሰብ ብሓቂ ድኩም እዩ፡ ምሳ 22፣24"
አቀዲመ ዚተናዘዝክዎ ሓጥያት ካህን ምስ ቀየርኩ ደጊመ ክናዘዝ ይግባእ ድዩ?
มุมมอง 6413 ปีที่แล้ว
habtom.kiros.7 ምሳሌ 3፡4-6 " ሽዑ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ሞገስን ጽቡቕ ልቦናን ክትረክብ ኢኻ። ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ። ኣብ ኵሉ መገድኻ ንእኡ ሕሰብ፡ ንሱ ኸኣ ኣኻይዳኻ ኬቕንዕ እዩ።ባዕለይ እፈልጥ ኣይትበል፡ ንእግዚኣብሔር ፍራህ፡ ካብ ክፉእ ከኣ ርሐቕ።"
" መኑ አንተ " Menu Ante
มุมมอง 7623 ปีที่แล้ว
ተዘከረነ እግዚኦ በዉስተ መንገሥትከ፥ ተዘከረነ እግዚኦ ኦ ሊቅነ፥ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ፥ በከመ ተዘከርኮ ለፈያታዊ ዘየማን እንዘ ሀሎከ ዲበ ዕፀ መስቀል ቅዱስ
ኣብ መርዓ ድያቆን ዚግበር ቀርኒ ሓርሽ ትርጉምን ምሥጢርን
มุมมอง 1.6K3 ปีที่แล้ว
ኸኣ ዲያቆን ንኣገልግሎት ተሓርዩ ንተልእኾ ተመሪጹ ብጳጳስ ናይ ተቀብኦ መዓርግ ዝወሃቦ ከም ምዃኑ፡ ናብ ዝለዓለ መዓርገ ክህነት ክሰጋገር ዝኽእል ምዃኑ ንምምልካት
ተነጽሎን ጽምዋን ዚስመዓና ካብ ሰብ ዘይኮነ ካብ እግዚአብሔር ክንርሕቅ ከሎና ኢዩ።
มุมมอง 3693 ปีที่แล้ว
ተነጽሎን ጽምዋን ዚስመዓና ካብ ሰብ ዘይኮነ ካብ እግዚአብሔር ክንርሕቅ ከሎና ኢዩ።
ሃይለስላሴ መን እዩ? ስለምንታይ ራስተፈርያን ከም ኣምላኽ ዘምልኽዎ? ቀዳማይ ክፋል
มุมมอง 4793 ปีที่แล้ว
ሃይለስላሴ መን እዩ? ስለምንታይ ራስተፈርያን ከም ኣምላኽ ዘምልኽዎ? ቀዳማይ ክፋል
ኣብ መሪር ሕይወት መዓስከር ሊብያ እናሃለዉ ንፈጣሪኦም ከይረስዑ ብኸምዚ ድቀት በዓለ መስቀል ኣቢዒሎም።
มุมมอง 4206 ปีที่แล้ว
ኣብ መሪር ሕይወት መዓስከር ሊብያ እናሃለዉ ንፈጣሪኦም ከይረስዑ ብኸምዚ ድቀት በዓለ መስቀል ኣቢዒሎም።
ኣብ መሪር ሕይወት መዓስከር ሊብያ እናሃለዉ ንፈጣሪኦም ከይረስዑ ብኸምዚ ድቀት በዓለ መስቀል ኣቢዒሎም።
มุมมอง 1.4K6 ปีที่แล้ว
ኣብ መሪር ሕይወት መዓስከር ሊብያ እናሃለዉ ንፈጣሪኦም ከይረስዑ ብኸምዚ ድቀት በዓለ መስቀል ኣቢዒሎም።
" ብመዓልቲ መከራ እትሕለል ሰብ እንተኾንካ ናይ በሓቂ ድኹም ኢኻ" ምሳ 24፥10
มุมมอง 4886 ปีที่แล้ว
" ብመዓልቲ መከራ እትሕለል ሰብ እንተኾንካ ናይ በሓቂ ድኹም ኢኻ" ምሳ 24፥10
You must know your capacity because we don't have any knowledge yet and don't waste your time because of our hatred of Jews we have ever been living in a poverity of life in horn of Africa. Stop to columniate against jews
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Xbuq medeb hawna qexilo mnqah zedliyo gize iyu
Ata nisus nbereketna eyu .amlak ka nilewuti atensewa alo. Niska si mis kamera ztesemamaka eka tmesl.
😭😭😭ሓይሊ yhabka ፈጣሪ
ዕድመን ጥዕናን yhabka ፈጣሪ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Bereket kikonela u timnitna
ይግረም እምበር ብጣዒሚ ይክደነና
Amen 🙏
Egzabher lebonana yebzahayo zemenu hayal mestwal yedliyo 🙏 Xegu yebzahalka 🙏
በረኸት አምላኽ ይኹነልና☝️🙏
❤❤❤❤🎉
Sbuq aqerarba
th-cam.com/video/psbueU5mJEQ/w-d-xo.html
Egzabhier yabrkha Deacon hawey 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤ ኣምላከ ቅዱስን❤❤❤❤❤❤
🙏🕊🤍
❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪
❤❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay bhaqi xbuq melekti
abaykum abona
Amen qal hiwet yesmealna d.hawey
ቃለ ህይወት የስመስመዓልና!
Amen amen amen kale hiwet yesmalna diakon hawna anes kulu gize eye zseama aza sbket azia ab xeletkum zekrni neay ndkum hawkum yseman yenbbn smo tegbar zero keyne
Amen amen amen 🙏 ❤ ❤(((3))). Kale hiwet yesmalna diakon hawna. Abzi mnbar neana senay u
ትምህርቲ ጥበብ ኣእምሮ ይሃበና ክርዳኣና
Amen amen amen,,,qale hiwet yesmalna diakon hawna
Selam diyakon hawna kabaka buzuh hiwet zrekebna sebat alena malet ab enda mariam Asmara hji Ewen harer elna nxbeyeka
ቃለሕይወት የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ፈጣሪ የንዋሀዮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባና 🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዳዮቆን ሓውና ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉለት ዘበንኩም ይባርክ፡ ንዓይ ሓትያተኛ ሓውኩም ኻኣ ኣብ ጸለትኩም ዘኩኒ።
Amen amen amen,,, Qale hiwet yesmalna diacon.
ቃል ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሃብቶም ንድንግል ማርይም እግዝኣብሄር ብዝሃባ ክብሪ ንዘልኣለም ትክበር ትመስገን
እዞም ናይ ዘበና ርእሰ ኣጠምቆ ሓደስቲ ከሓድቲ ብስም ክርስትና (መናፍቃን)፡ ነታ ብጽእቲ ዝብላ እግዚእብሔር ትሕቲ ብስጋ ዝወለደቶም ኣዲኦም ክርእይዋ እንከለዋ ብጣዕሚ ትሓዝን፡ ንርእዮም እኮ ኣሎና ካብ መዝሙር ዜማ ናብ ጓይላ ዜማ ኣብዘን 20 ዓመት ርኢናዮም፡ ሕጂ'ውን ንዝመጽእ 10 ዓመት ክንርእዮም ኢና ናበይ ከምዘብሉ እዞም ደፋራት ኣፍቀርቲ ሰይጣን፡ ከም ዕዳጋ ዝዓመረልይ ነጋዳይ ኣብ ፈቀዶ ቤት ሸቀጥ ይኸፍቱ፡ እዘን ቤት ሸቀጥ ኣስማተን ቸርች (Church) ኢሎም ሰሚዮሞም፡ ገንዘባዊ ስስዔ ከም ይሁዳ መእከቢ ሰልዲ ይጥቀምሉ ዘለዉ፡ ማርያም፡ ከም ስማ ማርያም እመ ኩሉ ብጽዕት ቅድስት ኣዴና ንኩሉ ግዜ ከነኽብራን ክንውድሳን ኢና እቶም ኣመንቲ ክርስትያን፡ የቀንየልና ድያቆን ሃብቶም ስለትምህርትካ ፡ ቃለ ሂወት ይስመዓልና።
Amen diakon hawna qaal hiwet yesmalna
Amen kale hiwet ysemelna daykon hawna
Amen kale hiwey yesmalna
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይብዛሕ፡፡ሕቶ ንምንታይ ናይ ካልእ እንስሳ ቀርኒ ዘይጥቀሙ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓርሽ ጥራይ ስለ ዝተጠቅሰ ድዩ? ወይስ ንዲቁና ዝመስል ትውክሎ ስለ ዘለዋ ኢዩ?
ሰላም ክቡር ሓወይ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ሓርሽን ርግቢትን ዝምሰልዎ መኽንያት ኣሎ #ሓርሽ ምስ ሓደ እያ ጸኒዓ ከም ትነብር #ርግቢት ውን ከም ምስ ሓደ እያ ጸኒዓ ትነብር ብከምኡ ዩ ኣብ #ዲያቆን ቀርኒ ሓርሽ ዝግበር ናይ ጽንዓት ዝገልጽ ከም ዝኮነ ኣብ ቤተ ክርስቲያና ከኣ ንጥቀመሉ።♥💒
@@hamerenoah950 ቃለ ሂወት የስምዕልና ከምቲ ኣብ ጉልላት ቤተክርስትያን ከቢብ እንቃቁሖ ሰገን ምስሊ ዝግበር፡ትርጋሚኡ ሰገን ክሳብ ዝነቁሕ ካብ ዝርዩኡ ኣዕይንታ ሓለዋ ዘይተልግስ፡ቤተክርስትያን ኣብ ልዕሊ ምእመናታ ዘለዋ ሓለዋ ዘይተልግስ ምሳሊኡ ማለት ኢዩ።ስለዚ ቤተክርስትያንን ብናይ ተፈጥራዊ ኣብነት እንዳመሰለት ዓቢ ትምርቲ ተመሓላልፍ፡ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ ደቂ ዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን
@@simonakube650 ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ።♥💒
Amen amen ämen kalhiwet yesmalns
Qal hiwet Yesmealna Diacon hawna
Qale hiwet ehuye diyaqon xegau yebzhalka amlak zhawey
Amen
Deacon , kal Amlake yesmana
ኣሜ(3) ድያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዝሐልካ
በስመ ስላሴ፡ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አአምን!!! ሰሚዐዮ ስቅ ኢለ ክሓልፍ ኣይከኣልኩን። ስለ ቅዱሳን ዝሃብካዮ ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስመዓልና! ምንጪ ሕቶ ብደቂ ተዋህዶ እኳ እንተተሓተተ ግና ክብሪ ቅዱሳ ካብ ዘቃልሉ ኢዩ። ተወሳክ ከኣ ነዞም ኣብ ዘመና ንዘለዉ ኣምሳል ኣቦታትና ሃዋርያት ኮይኖም ንዘገልግሉ ኣቦታትና ብሰንኪ ዘይምእማን ኢዩ። ነዚ ከኣ ኣብ መጀመርያን መወዳእታን በዓልካ ኣግሂድካዮ ነቲ ዘለካ ሕቶን ርኢቶን ነቀፌታን ቀሪብካ ከተዘራርቦም ይግባእ። ከለ ገና በቲ ጽቡቅ ኮይኑ ዘይተሰምዓና ሓደ ሓደ ክንዕንቀፍ ኣይግበኣናን ከምኡ ከኣ ደቂ ቤተክርስትያንና ዝመስሉ ግና ዘይኮኑ ኢልካ ምዝራብ ምስ ኣብ ልዕሊኦም ሓዲሩ ዝዓይይ እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱስ ከም ምቅዋም ኢዩ። ኣብ ልዕሊ ቅዱሳን ኣቦታትና ሃዋርያት ሓዲሩ ዝዓይይ ዝነበረ እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱስ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ውን ኣብ ልዕሊ እዞም ኣቦታትና ( #MemeherGirmaWondimu 209 ክፉ መናፍስትን እንዴት ማሸነፍ እንዳለብን ልዩ ወቅታዊ ትምህርት th-cam.com/video/h6KQq-OZGrg/w-d-xo.html #AbaYohannsTesfamariam part - 1012 "እናንተም ለዚህ ምስክሮች ናቹሁ" ~ th-cam.com/video/iUnZcQTSJ94/w-d-xo.html ) ካልኦትን ሓዲሩ ይዓይይ ከም ዘሎ ዘይምእማን ፍጹም ክሕደት ኢዩ። እዞም ኣብዚ ሕጂ እዋን፡ ነዚ ዝሓተቱዃ ክብሪ ወላዲተ ኣምላክን ቅዱሳንን ዘቃልል ወራዳ ምናፍቅ ዝኮነ ሕቶ፡ ክሓቱ ዝከኣሉ ደቂ ቤተክርስትያን ቅድስት መጀመርያ ነዞም ኣቦታትና ናይ ዘመና ኣምሳል ኣቦታትና ብሰንኪ ብምቅላሎም ብዘይምእማኖም ኢዩ። ናብቶም ኣገልግሎቶም ብስጋ ዝፈጸሙ ቅዱሳን ከምዚ ክብሉ ዝከኣሉ። ስለዚ ምንጩ ካባኩም መምህራን ይከውን ኣሎ። ከም መምህራን ኣይሁን ምስ እግዚኣብሔር መንፈስ ቅዱስ ምቅዋም እኮነኩም ኣሎ ክቡር ሓወይን ክቡራት ኣሕዋተይን ሓደራኩም ብትሕትና ብዓቅልን ብጽሞና ነቲ ኣገልግሎቶም ብጸሎት ብምብርታዕ ካብ መጀመርያ ጀሚርና ክሳብ መፈጸምታ ንከታተሎ። ተወሳክ ንገላጺ ምስጢር ንቅዱስ እግዚኣብሔር ብጾምን ሱባኤን ክንሓትት ይግበኣና። ፍጥን ኢልካ መደምደምታ ዝወሃቦ ኣይኮነን። ፀጋ በረከት አቦታትና ይሕደረና። ልዑል እግዚኣብሔር ምስጢሩ ይግለጸልኩም!!!
ቃለ ሂወት የስማቓልና ክቡር ድያቆን መምህርና፡፡ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ትርጉም ቅዳሴ ግን ክትቅጽሉልና ኩሉ ግዜ ሃረር አንዳበልና ኢና ንጽበዮኩም።
ቃለ ህይወት የአዓልና
እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልካ ዲያቆን ሃብቶም። ብሓቂ ሂወት ዘውህብ ትምህርቲ ቅድስና እዩ።