ኣብ መርዓ ድያቆን ዚግበር ቀርኒ ሓርሽ ትርጉምን ምሥጢርን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @bemnetselemun7009
    @bemnetselemun7009 หลายเดือนก่อน

    Amen qal hiwet yesmealna d.hawey

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና ዲያቆን ሓዉና

  • @almazaraya4000
    @almazaraya4000 ปีที่แล้ว

    ቃለሕይወት የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ፈጣሪ የንዋሀዮ

  • @amantesfay1241
    @amantesfay1241 3 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmealna Deacon hawey egzabiher xegeu yebzh.

  • @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
    @ድንግለይማዕተበይአይበትኽ 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @teweldebrhane6079
    @teweldebrhane6079 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዝሓለፈ ብዛዕባ ንጉስ ሃይለስላሰ ኣምጺኢካ ኔርካ""2ይ ክፋል ንጽበ ኣሎና

  • @simonakube650
    @simonakube650 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይብዛሕ፡፡ሕቶ ንምንታይ ናይ ካልእ እንስሳ ቀርኒ ዘይጥቀሙ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓርሽ ጥራይ ስለ ዝተጠቅሰ ድዩ? ወይስ ንዲቁና ዝመስል ትውክሎ ስለ ዘለዋ ኢዩ?

    • @hamerenoah950
      @hamerenoah950 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ክቡር ሓወይ ኣብ ቤተ ክርስቲያን ሓርሽን ርግቢትን ዝምሰልዎ መኽንያት ኣሎ #ሓርሽ ምስ ሓደ እያ ጸኒዓ ከም ትነብር #ርግቢት ውን ከም ምስ ሓደ እያ ጸኒዓ ትነብር ብከምኡ ዩ ኣብ #ዲያቆን ቀርኒ ሓርሽ ዝግበር ናይ ጽንዓት ዝገልጽ ከም ዝኮነ ኣብ ቤተ
      ክርስቲያና ከኣ ንጥቀመሉ።♥💒

    • @simonakube650
      @simonakube650 2 ปีที่แล้ว +1

      @@hamerenoah950 ቃለ ሂወት የስምዕልና ከምቲ ኣብ ጉልላት ቤተክርስትያን ከቢብ እንቃቁሖ ሰገን ምስሊ ዝግበር፡ትርጋሚኡ ሰገን ክሳብ ዝነቁሕ ካብ ዝርዩኡ ኣዕይንታ ሓለዋ ዘይተልግስ፡ቤተክርስትያን ኣብ ልዕሊ ምእመናታ ዘለዋ ሓለዋ ዘይተልግስ ምሳሊኡ ማለት ኢዩ።ስለዚ ቤተክርስትያንን ብናይ ተፈጥራዊ ኣብነት እንዳመሰለት ዓቢ ትምርቲ ተመሓላልፍ፡ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ ደቂ ዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን

    • @hamerenoah950
      @hamerenoah950 2 ปีที่แล้ว

      @@simonakube650 ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ።♥💒