Gelgelemesqel ገልገለመስቀል
Gelgelemesqel ገልገለመስቀል
  • 11
  • 2 874
ሓገዝ፣ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ደቁ ከማሙቕ ኣለና ንበሎ፣ ንኣቶ ገብሩ @gelgelemesqel © 2024
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፣ ንትገብሩልና ዘለኹም ሓገዝን ምትብባዕን ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገና፣ ዘይበጽሖን ዘይፈለጠን ምእንቲ ክፈልጥን ዓቕሙ ክሕግዝን ኣብ ኩሉ ኣብ ምብጻሕ ኣይንሕመቕ 🙏❤🙏
www.gofundme.com/f/kxvu6
มุมมอง: 1 240

วีดีโอ

Beradey: በራደይ
มุมมอง 282 ปีที่แล้ว
Beradey: በራደይ
"ኣደይ" ሓጻር ግጥሚ
มุมมอง 3523 ปีที่แล้ว
"ኣደይ" ሓጻር ግጥሚ
2ይ (ናይ መወዳእታ) ክፋል: ጻልጣ ዘተ: ንደቂ ኣንስትዮና ዝገጥመን ዘሎ ብድሆታት::
มุมมอง 1493 ปีที่แล้ว
2ይ (ናይ መወዳእታ) ክፋል: ጻልጣ ዘተ: ንደቂ ኣንስትዮና ዝገጥመን ዘሎ ብድሆታት::
1ይ ክፋል: ጻልጣ ዘተ: ንደቂ ኣንስትዮና ዝገጥመን ዘሎ ብድሆታት::
มุมมอง 5253 ปีที่แล้ว
1ይ ክፋል: ጻልጣ ዘተ: ንደቂ ኣንስትዮና ዝገጥመን ዘሎ ብድሆታት::
ምንጪ ሓቀኛ ሓጎስ (Hakegna Hagos)
มุมมอง 353 ปีที่แล้ว
ምንጪ ሓቀኛ ሓጎስ (Hakegna Hagos)
ንቕሓትናን ኮሮና ቫይረስን
มุมมอง 163 ปีที่แล้ว
ንቕሓትናን ኮሮና ቫይረስን
ዜና ዕረፍቲ ከም ነጥበ መቐይሮ
มุมมอง 133 ปีที่แล้ว
ዜና ዕረፍቲ ከም ነጥበ መቐይሮ
እግዝዮታ ( እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ) 🙏
มุมมอง 724 ปีที่แล้ว
እግዝዮታ ( እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ) 🙏
ቀመመይ/ qememey
มุมมอง 1314 ปีที่แล้ว
ቀመመይ ማርያመይ ዝመስለኪ ከም ዘየለ እፈልጥ ኣለኹ ግን እቲ ክብሎ ዝደልእኹ መታን ክብሎ ቀመመይ እንዳ በልኩ ከገጥመልኪ ተላዒለ ኣለኹ ከመይሲ ብዘይ ብኣኺ ሂወተ የብለይን እንተ ሃለወኒ እውን መቐረት የብሉ ቀመመይ ቀመመይ ኢኺ ህርመት ልበይ ትቓንይ ንፍሒት ሳናቡአይ ተሳናድኢ ቀመመይ ኢኺ ኣንደበተይ ተላዝቢ ልሳነይ ትቐብኢ ውህብቶኣ ክጥዕም ወለላ ከተንጠብጥብ ንኹሉ ባህ ዘብል ቀመመይ ቀመመይ ኢኺ ናይ ብሓቂ ፍልይቲ ቀመም ኣምዕርዒርክያ ንሂወተይ ምረት ናብራ ብዘየገድስ ሽታ ሮማነይ ኢኺ ሃረር ዝብል መኣዛ ሃነንትኡ ማራኺ ወሃቢ ደስታ ብኹሉ ተባሃጊት ከም ጸሓይ ንግሆ ጠጥዒ ቆጽሊ ኣየት ንምርኣያ ባህ ተብል ቀመመይ ናይ ሓጎሰይ...
ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ (Abune Aregawi)14 ጥቅምቲ
มุมมอง 3225 ปีที่แล้ว
ታሪኽ ገድልኻ ዘዘንተወ: ዝጸሓፈ: ዝነገረ ክምሕረልካየ ዝበሎ በረኸት ኣቡነ ኣረጋዊ ንካፈል

ความคิดเห็น

  • @KiflayYeabiyo-wg3he
    @KiflayYeabiyo-wg3he หลายเดือนก่อน

    Mihretu yleakelka fetari

  • @godcivilization1335
    @godcivilization1335 หลายเดือนก่อน

    Ezi link yserh yelen

    • @gelgelemesqel1203
      @gelgelemesqel1203 หลายเดือนก่อน

      ይቕሬታ! gofund.me/29c594ff

  • @gelgelemesqel1203
    @gelgelemesqel1203 หลายเดือนก่อน

    ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብዛ ጥብቆ (link) ብምጥዋቕ ኣብ GoFundMe ብምኻድ ሓገዝና ነበርክተሎም ሓደራ! www.gofundme.com/f/kxvu6

  • @hiyababraham5289
    @hiyababraham5289 3 ปีที่แล้ว

    Waaaaa des zebl gtmi tewlde hawey ajoka qexlo so nice job

  • @letenseaberih8382
    @letenseaberih8382 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy 🙏🙏🙏🥰

  • @letenseaberih8382
    @letenseaberih8382 3 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elenmehari6825
    @elenmehari6825 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ክብረት ይሃብካ ተስፋ ይገብር ብዝተፈላለየ ዓይነት ቀጻሊ ድምጽኻን ትሰርሖ ዘበለ ኩሉ ክንሰምዖን ክንሪኦን የብቃዓና🙏🙏

  • @kokhabtemaryam3017
    @kokhabtemaryam3017 3 ปีที่แล้ว

    Unfollow» Eti zabeye meftih eyu ele ane ewun,,, kem Nay Brhan. Nezi ewun zmemei aqmi yedliyo. Competition kem tera neger zre guday aykonen,, bzuhat sebat ab wddir mizanom tefiewom zey rgue hiwet yimerhu alewu 😌 Eti zehzin dima abzen mierabawian hagerat zelona bzuh kinwedaderelu zkielu miedatat kelo eyu. Tesfa yigebir bzuhat qumneger Zelewen deqenestiyo kieblilo ezi socialmedia😊

    • @gelgelemesqel1203
      @gelgelemesqel1203 3 ปีที่แล้ว

      ስለቲ ሃናጺ ርእይቶኻ/ኺ የቀንየልና። ነዚ ዝምልከት መደብ ሒዝና ኣብ ቀረባ መጻኢ ክንመጽእ ተስፋ ንገብር።

  • @elenmehari6825
    @elenmehari6825 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ይኩን ንኹሉኹም ብጣዔሚ ደስ ዝብል መደብ ደሰ ዝብል ኣጃማምራ ተስፋ ይገቤር ንቀጻሊ እውን ከምዚ ዉሕልን ማሃሪን ዝኮነ መደባትኩም ኣይፈለየና Thank you so much god bless all 🙏🙏

    • @gelgelemesqel1203
      @gelgelemesqel1203 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን! ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኢለን ሓፍትና። ኣብ ዘተ ክቐርብ ይግብኦ እዩ ትብልዮ እንተ ኣለኪ ከይተሰከፍኪ ክትሕብርና ብትሕትና ንሓትት። ኣብ ቀጻሊ`ውን ኣይትፈለይና።

  • @Xbighogyn
    @Xbighogyn 3 ปีที่แล้ว

    It is beautiful interview for woman’s day am I appreciate you to give me this chance I’m so happy for you my brother continue we are behind you for everything thank you very much

  • @-hareg-media
    @-hareg-media 3 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ መደብ በርትዑ😍😍😀

  • @sghilazghi
    @sghilazghi 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣደ ህላወ ኣብ ሂወት ናይ ነስፍሲ ወከፍ ሰብ መቸም ኩልና ብዝተፈለለየ መንገዲ ክንገልጾ ንኽእል ኢና፡ ኩልና ድማ ኣብቲ ዝበረኸ ቦታ ከምንሰቕሎ ኣይጠራጠርን፡ ኣነ ድማ ህላወ ናይ ኣደ ወይ ጓል ኣንስተይቲ ብኸምዚ ምገለጸክዎ። ወዲ ሰብ ብዘይ እግሪ፡ ኢድ፡ ዓይኒ፡ እዝኒ፡ ወዘተ ክፋላት ኣካላት ክነብርን ብሂወት ክቕጽልን ይኽእል እዩ፡ ብዘይ ልቢ ግን ሂወት ወዲ ሰብ ቀጻላነት የብላንሞ፡ ከም "ልቢ" ናይ ሓደ ወዲ ሰብ ምመሰልክወን፡ ናይ ሂወት ሙሉእነት ድማ ካብ ጎንካ ዝተፈጥረት ሄዋን ኣብ ጎንኻ ምስትህሉ ጥራይ እዩ።

    • @gelgelemesqel1203
      @gelgelemesqel1203 3 ปีที่แล้ว

      ሓደ መዓልቲ ክንዕድመካ ኢና: ፍቓደኛ እንተ ደኣ ኮንካ:: የቐንየልና::

  • @h.t2691
    @h.t2691 3 ปีที่แล้ว

    Tegefefen eba

  • @user-gd5lv3ph4d
    @user-gd5lv3ph4d 3 ปีที่แล้ว

    ሓቂ ምዝራብ ነውሪ የብሉን ኣጆኹ ደቂ ዓበይቲ። ካብ ሓውኹም ፈንቅል 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @teweldeokubay8326
    @teweldeokubay8326 3 ปีที่แล้ว

    ቀመመይ ✅✍🏼