ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Zmare melakty yesmalna likawnti deki tewhado zebaman ze Eritrea 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💎💥🥀👑👑
Ellllllllllllllllll elllllllllllllllllll ellllllllllllllll zmare melakti yesmealna
Amen armen amen igzabiiher sega ab lili sega yebzihalkom 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
እግዚኣቢሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም
መኑመ ዘይመስሎ ለጣእመ ቃለ ዚኣኩሙ ኣሃው ሊቃውንት
እግዚኣብሄር ውእቱ ብርሃንኪ ለኣለም እግዚኣብሄር ወመሰረትኪ ወመሰረትኪ እግዚኣብሄር ጽርሃቱ ቅድሳቱ ማርያም (2) ዘወርቅ ማህፈድ ወሱራሬሃ ዘመረግድ ዘወርቅ ማህፈድ በስላሴ ሃነጸ ሃነጸ ጥቅማ ለማርያምሰመየ ስማ ቤተ ማርያም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልኩም ጥዑም ዜማ በረከት ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ሊቃዉንት
ጥዑም ጣዕመ ዜማ።ናይ ሰንበት መዝሙራት ውን እንተ ትሰዱልና ጽቡቅ ኔሩ።
Zmariye melakti yesmalna kburat yhwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!ዝማሬኹም ዝማሬ ቅዱስ ያሬድዝማሬ ልቢኣምላኽ ዳዊት ትግበሮ።ብሓጎስ ጀሚርና ብሓጎስ ንኹሉ መንገድና ዝፍጽም እግዚኣብሄር ኢዩ'ሞ ኣብቲ ዝገበረልና ዓቢ ሓጎስ ንዘልኣለም ክንነብር ሰናይ ፈቓዱ ይኹን።
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum liqawnti betekrstyan.
ቃለ ህይወት ዝማረ መላእክት የስምዓልና ሊቃውንት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣባታት ሊቃውንቲ
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ሊቃውንት ኣሓው!
Amen (3) qal hiwet ysmalna amlak xegu yebzhalkum
ብሓቂ ሊቃውንትና ሰስኑልና፡ እግዚኣብሔር ይሓበልና። ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት መማህራን
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna liqawnti abotatey
Liqawntiha egziabher xegu yebzhalkum ftuwatey eme brhan xega tebzhalkum
Amen amen amen kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum liqawnti abotatna
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላከ ኣበው ቅዱሳን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራን ሊቃውንቲ፡ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ ልዑል ጎይታ በረኸት እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኹን፡እቲ ወበዛቲ ዕለት ስንክሳር እተንብቡልና ዝነበርኩም ድማ እንተትቅጽልዎ ጽቡቅ ኔሩ
Kalehiwet yesmealna likawnti
Zewtr menfes kudus msakum ykun Gele TH-cam channel &tik tok anewari yfnwu niskum dma lisankum nab msgana gerimini ko
ከምኡ'ውን ዘርኢ እንተ ትጽሕፉሉ
Zmare melakty yesmalna likawnti deki tewhado zebaman ze Eritrea 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💎💥🥀👑👑
Ellllllllllllllllll elllllllllllllllllll ellllllllllllllll zmare melakti yesmealna
Amen armen amen igzabiiher sega ab lili sega yebzihalkom 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
እግዚኣቢሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም
መኑመ ዘይመስሎ ለጣእመ ቃለ ዚኣኩሙ ኣሃው ሊቃውንት
እግዚኣብሄር ውእቱ ብርሃንኪ ለኣለም እግዚኣብሄር ወመሰረትኪ ወመሰረትኪ እግዚኣብሄር ጽርሃቱ ቅድሳቱ ማርያም (2) ዘወርቅ ማህፈድ ወሱራሬሃ ዘመረግድ ዘወርቅ ማህፈድ በስላሴ ሃነጸ ሃነጸ ጥቅማ ለማርያም
ሰመየ ስማ ቤተ ማርያም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልኩም ጥዑም ዜማ በረከት ናይ እመቤታችን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ሊቃዉንት
ጥዑም ጣዕመ ዜማ።ናይ ሰንበት መዝሙራት ውን እንተ ትሰዱልና ጽቡቅ ኔሩ።
Zmariye melakti yesmalna kburat yhwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
ዝማሬኹም ዝማሬ ቅዱስ ያሬድዝማሬ ልቢኣምላኽ ዳዊት ትግበሮ።
ብሓጎስ ጀሚርና ብሓጎስ ንኹሉ መንገድና ዝፍጽም እግዚኣብሄር ኢዩ'ሞ ኣብቲ ዝገበረልና ዓቢ ሓጎስ ንዘልኣለም ክንነብር ሰናይ ፈቓዱ ይኹን።
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum liqawnti betekrstyan.
ቃለ ህይወት ዝማረ መላእክት የስምዓልና ሊቃውንት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣባታት ሊቃውንቲ
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ሊቃውንት ኣሓው!
Amen (3) qal hiwet ysmalna amlak xegu yebzhalkum
ብሓቂ ሊቃውንትና ሰስኑልና፡ እግዚኣብሔር ይሓበልና። ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት መማህራን
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna liqawnti abotatey
Liqawntiha egziabher xegu yebzhalkum ftuwatey eme brhan xega tebzhalkum
Amen amen amen kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum liqawnti abotatna
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ኣምላከ ኣበው ቅዱሳን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራን ሊቃውንቲ፡ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ ልዑል ጎይታ በረኸት እመ ብርሃን ምስ ኩላትና ይኹን፡
እቲ ወበዛቲ ዕለት ስንክሳር እተንብቡልና ዝነበርኩም ድማ እንተትቅጽልዎ ጽቡቅ ኔሩ
Kalehiwet yesmealna likawnti
Zewtr menfes kudus msakum ykun
Gele TH-cam channel &tik tok anewari yfnwu niskum dma lisankum nab msgana gerimini ko
ከምኡ'ውን ዘርኢ እንተ ትጽሕፉሉ