I believe you got it wrong. The intention is to correct the behaviors of some individuals who shows prejudice against our local community. l I am glad that he did it in a way that make some individuals think twice before they act silly that affect the local community in a negative way. I see it that way and I am sure you will understand my point and I always support you for your contribution in our collective effort to educate ourselves and the whole community. Thank You.
Gele kihlu yikil eu gin mare kindizi act zigebir alo kinibil ayikalin Eritrawyan ab dege zelo seb tekalasay bi hizbu zihasib bi hageru zi hasib kinesu bi kemzi kiglets aygibaen ageb
Inquah bdehan mezaka❤❤❤🇪🇷💪
Selam wedi eri ❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷👍👍
I believe you got it wrong. The intention is to correct the behaviors of some individuals who shows prejudice against our local community. l I am glad that he did it in a way that make some individuals think twice before they act silly that affect the local community in a negative way. I see it that way and I am sure you will understand my point and I always support you for your contribution in our collective effort to educate ourselves and the whole community. Thank You.
Well put!!!!! Thank you
We miss you man!😎
Thanks brother I agree with you
I used to appreciate Dawit but not this time
Embarrassing
Thanks for news
ተዓጽያ እያ ጽያፍ ስለዝኾነት 🎉🎉
አብዚ ሀገረ ጀርመን 50 ጌርና አብዚ አነባብራና ማለተይ ምናልበት ክዳና ደአ ቀይርና ደአ ንኸውን እምበር ካልእ ባህልናን ልምድናን እነኳን'ዶ እዚ ንሰምዖ ዘሎና ኸከኘተግብሮስ ነቍልቦሉ ዘሎ አይመስለንን።
ሰላም መስኩልና ይምነ።
ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Gods bless you my dear it’s true
ኣለው ከምኡ ዝገብሩ::
እቲ ዝሓሸ ነቶም ኣብ ዓዲ ከይዶም ከምዚ ባህርያ ንዘርእዩ ምእራም ይሓይሽ::
Selam..wedi.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷💔💔💔🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷💐💚❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Haki Awet hawuna 🇪🇷❤️
ናይ ቶማስ ተዛረብ❤ 🇪🇷
Bihaki xibuki zeraba aiu hawoy natey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ሰላም ክቡር ሓው፡
በዚ ትብሎዘለካ ብወገነይ አይሳማማዕን እየ ፡ምክንያቱ ካአ አሽካይዶ መንእሰያት ልዕሊሓምሳ ዝበጽሓ ቆሉዑት 2-3 ሒዘን ሒዞም ብዛዕባ ደቆም ትምህርቲ ከመይ ይከዱ አለዉ ዘይፈልጡ አብ ምውቃጥን ምስዕሳዕን ዝዉዕሉን ዝሓድሩን ከምዘለው አይትዘንግዕ፡ ከም አርእስቲ ዘምጻካያ ናይ ዳዊት ካአ እቲ ዝናአሰ እሞ ከሎ ገና ክእለ ዘለዎ ምኻኑ እዩ፡ ብድብድቡ ክዝረበሉ ዘለዎ ካአ ኮይኑ ይስማዓኒ፡
ዳዊት ሓቁ ኣሎ ኢወ ከምዝኦም ኣለው።።።።
I put my comment regarding artist Dawit Eyob and not the other one Thank you.
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💪💪💪💪💋 ንፉዕ ዓዊታ 🎉🎉🎉🎉
መሕፈርቲ.
መንግስቲ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት. ይድግፍ
Beravo ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ዳዊት እዮብ ዝብሃል ተዋሳኣይ ጽብቅ ስራሕ እኮ እንተሃለውዎ ብዙሕ ስርሓቱ ድማ ካብ ሓቂ ዝርሓቀ ንሕብረተሰብናን ባህልናን ዘይውክል ስራሓት የብዝሕ ኣሎ። ንኣብነት ኣብታ ብድዐ እትብል ኮሜዲ ጭውያ ኣብ ሃገርና ዘየለ ኣቦ እታ ጓል ከም ዝጭወ እያ ተርኢ ካልእ ድማ ክሳብ ከምኡ ብድዐ ኣብ ህብረትሰብ ንምንታይ ግፍዐኛ ሰብ ክሳብ ከምኡ ዝኮነ ኮይኑ ግን ንሕብረተሰብ ማሃርን ወካልን ፊልምታት ድኣ ስርሑ።
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
👍👍👍
😢😢😢 ygermeka you please dew kbl alewo 😢
ብሐቂ ሐቅኻ ዓገብ ዓገብ በታ ንኾርዓላ ዓድናን ባህልናን ብተፋላለየ ዘሕፍር ፍልማት ብናይ ደገ ትገብርዎ ዘየሎ ደቅና ብስነስርዓት እዳዕበናን ፍንፉን ነገራት ኮምኡ ኻአ ባህልና ዘይኮነ እተርእይዎ ዘለኹም ዓገብ።
WAI INTAY HALEWULEWU IYU IMBESHI KAB WEXAI KKEDU KELEWU AB WEXAI ZTEWELEDU B XEYAF AFOM INDATEZAREBU KEMAAOM KMESLU IYOM ZXIRU NEGRO AB WEXAI KLKUL IYU KEMZTBLYO ZELEKUM AYKONEN❤
SELAM WEDI ER.
አለና ክቡር ሀወይ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alena wedi Erey Halal ❤❤❤
Please this is a comedian comedy means to Mike people
Laughing that is about it.
ብመጀመርያ ነውሪ አይኮነን ከምኡውን ዝብሉ አለው።ናይ ቶማስ ግን ፍፁም መዘና የብሉን ነውሩ 😏
Kemziom. Sedetat. Airanan. Lomi. Bejeka. Genzeb. Nehizibi haleyot zebahal. Yebelomen
Btaemi amselunet zkonu sebat eyom eziom
It's not new we have for a long time and we can read for them from os because they're awer children
Btaemi tsbuk aleka dawit eyob darga 80%kab bahlnan hbretesbnan zwetse yu sgab hji gn znekefo Sebe iyreakun zetkalu mbr btaemi zeskf
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተታኪሱ ነይሩ ኣባራቢራቶ ሽኮር ዝኮነ መንእሰይ ኣስሓቅካና ለቱድማ መልሲ ረኪባ
ጽብቅቲ መልሲ አብ ስደት ዘሎ እዩ ባርያ
እዛ ናይ ዳዊት ባህልና ኣይነጥፍእ ንዓቅብ እያ ትብል ዘላ ኣይትጋገ
Deqna burukat eyom.
❤🇪🇷🇪🇷♥️
ንፉዕ ምሀሪ በጃኻ አረድአልና ንደቅና ንፈርሕ አለና
🫶❤️🔥
Xbuk aleka gerimna eqa kemeu gerikum ageb belu
Bsrah lbna tefaunas kemzitat kea kenerkbelu ezi ab gegan xerfin eyu Ageb
Btami eka gelixikyu zela eyu ezi gbru zew
ናትካ ነገር ኩሉ ግዜ ለባም ለባም ክትመስል ኢኻ ትደሊ ማለት ስለምንታይ ሕጂ አምጺኻነዮ ቀደም ዘየምጻኻዮ አትሐሳስባኻ ርዱእ እዩ ቆልአ ዝግምቶ ነዛ አብዚ ስአት እዚ ዘዛርብ ዘሎ ናይ ወዲ ጓል ኮይኑ ዝተሰርሐ ፊልም ጌጋ እዩ ይበሃል ስለዘሎ ኢኻ እዚ ግን ኩሉ አኻኺብካ እንተምጻኻዮ ሕጂ ዋጋ የብሉን ቆልዓ ብንኡሱ ቆርበት ብርሑሱ ከም ዝብሃል ንእትርእዮ ጌጋ ኮይኑ ዝስምዓካ ቀልጢፍካ ጌጋ ምዃኑ አብ ግዚኡን ስዓቱን ክዝረበሉ ከሎ እዩ ዘድምዓ
Amlk nAdina yhelwa
Gele kihlu yikil eu gin mare kindizi act zigebir alo kinibil ayikalin Eritrawyan ab dege zelo seb tekalasay bi hizbu zihasib bi hageru zi hasib kinesu bi kemzi kiglets aygibaen ageb
እዚ ዳዊት ዝገብሮ ዘሎ ቀዳማይ ነገር ኮሜዲ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ.ካላኣይ ኣነ ኣብ ኣሜሪካ 43 ዓመት ተቐሚጠ.ዝኾነ ይኹን ባህሪ ይኹን ቋንቋ እንዳ ሓወስኩ ተጠቒመ ኣይፈልጥን'የ.. እቶም ሕጂ 2 ዓመት 3 ዓመት ዝገበሩ ግን ልክዕ ከምታ ዳዊት ኢዬብ ዝገብራ ዘሎ እዬም ዝገብሩ..ሰለዚ ኣጆኻ ክትብሎ እዩ ዘለካ..ከተኽፍእ እንድሕር ደሊኻ.ቡዙሓት ካሎኦት ኣለዉኻ..
ደዊት እምበኣር ድራማዮ ዝሰርሕ ዘሎ ቅጭ መምጽኢ
Agebbb agebb ageb genininu
Hwuna labam mastwualn xbuq athasasba zalak ekamo naty hmaq zybahlna nguhfo
ሃናጺ ዘይ ኰነ ፒድዮ(ተዋስኦ)
Ane hanti tigermeni ab siddet zello komu aygebrin iyu bifutsom kemzi ayngebirb inna yqreta bigega iyu zirdiowo zelewo
Amilaki edmen tienan yehabka Hawey xubuk gerka gelixkay eti xbuk bahelina nabey mis kede eyu hemak sirahe ageb nibolo kuluna Eritreawin
Izi teması eyou just mesajlı gin buzhuhat ka alewo kurub cebinim zikiyeru sleep haku eu izi ka drama eyou haway natay
Hekika ekia himki timheriti eyu
እዚ ድዩ ዎላ ካልእ እልካ፧
ጋሃፍት መጅመርያ ፍትሒ ቁዎም ክትገብሩ ፍትኑ እክንዲ ሐድ ስብ ትዛርቡ እዛ ኩላ ሱዳን እብ ኤርትራ እትያ ዘላ ፍርቃ ሉጢ እያ ጋህፍት👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿እንታይ ባሕልን ሕግን እለኩም
ኩልና ካብ ሀገር ዝወጻእና እሞ አብ ባዕዲ ሀገር እንነብር ምስ ደቅና ካብ ባህልን ልማድን እምነትን ናይ ኤርትራ ዝወጸ እዩ እቲ ንክተሎ ባህሊ ነቶም አብ ውሽጢ ሀገር ዝነብሩ ክብክሎም የብሉን.
ለመጭ
Anta baldom yfltu ytaxwelna smani aeko ndeqna bsnesrat ina nebi zelena ktexo alwa ab hgi kqerbom alwom bejakum ab hgi yqreb hdera berzabher hzekum alku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bmetawit alo aytigage buzuh alo zerem
Hateti teziliwo xibuk nmntay tikimi btami ygermeni gele echir teliom kea nmbtatay ti zibezih bezi zirea btami kab zigermeni kemzi negervkabvzeli zelo zibezh kehlifu
ዳዊት ዋዛን ምስ ቁም ነገር ይምህር ኣሎ
በጃኺ ዳዊት ቅጭ ዝምጽእ ድራምኡ። ቁምነገር ዝባሃል የብሉን።
Minalbat ‚ do kedem akeymka neyru koynu dea enber ezian si melekti alewen entekielka temharelen
Selam Wosenai
Dwete mese kalatka aigbe aigbe
ዳዊት ድራማ አብ ኢዱ ሞይታቶያ።ዝገርመኒ ግን እንታዬም ዝኾኑ ዘለው ብቅዓት ዘይብሎም ከም ፈላጣት ክሕንጥጡ ባህልን ስነምግባርን ዝብልሉ ዘለው።
ሰክት ስራሓ ዳዊት አንታይ ኢኻ ከትውጻኣሉ ህበይ
ኣለና ብንቕሓት ንሳተፍ።
Anes ay semamalan eye hjis nskas entay malet eyu Dawit zgebro zelo entay eka kte waxala delika kemu zgebru yelewun maletka dyu mexixka znqef nqef ane felitka eka eka zeytbrhani yketateleka endye gn bzuh ay konkun malet hade hade gzie metkelka yeteratrni eyu
ወራዙት ከም ዓለባ ይቅደዱ እዛ ማእምን ክአ ስሐቅ ተራእዩዋ ዶ ኢልና ክንሪኦ ይሐይሽ አብዚ ምጻት እከይ ዘመን ንዘጸባርቅ ዘሎ።ሀገረ ሰማእታት ኤርትራ ብውሺጣውያን ሰብ ሑቡእ አጀንዳን ሰብ ብምስምስ እስትራተጂካዊ ረብሐን መጋበርያታቶምን ከደምቶምን ሐሳዳትን ብቁሪ ቁሪ ገብገብ ይኑዑቁናን ኤርትራ አድኒንካ መርየታ ቆርሚምካን ስናዕ ሀገረ ጌሶ ክቆኑ ረኪሾም ዝፈለሱን ሻሐውንቶም ዝለሐሐሱን ብዱሑር ዝንባሌ ዝተላዕጠጡን ብፍልሰተ ጭንቀት አጓዱ ቁሸተ ምሸት ፈጢርካ ሑሉፋት ዜጋውያን ዝመስሉን ዘጉባዕብዑን ስጋብ ጉዳያ ጉዲፋስ ጉዳይ እናማታ ሀደምደም ብምባል አብቺ ደብርቺ ትግራይ ሹሩበ ትቆነነለይን ባንዴራ ሐረድትናን አጽነትናን ተሰኪሞምን ተወጂጂቦም ሀገረ ሰማእታትና ዝተፈተንክዬ እቲ ሌላን ጉሌላን ዘይታዩን ዝዘራእካያ ዓውደ ሕፍሶ ዘሕፍስ ከም ሂወት ቃሉ ዘዝዘርእዎ ኩዳታቶም አሕፊስካ ንብጂግንነት ዝወደቁላ ሀገረ ሰማእታት ኤርትራ ንዝተሸርወ ፈተነ ምፍሻልካን ምሕላውካን ህያው አምላክ ዝተመስገንካ ኢካ። facebook.com/share/r/Td6ASNcMf5VfZFSW/?mibextid=eBqqwY ካልእ ንጹላሎትኩም ካብ ምሺዋድ ዘይተሐልፉ ነዚ ንክብሪ ሚዛን ሀገረ ስውአትን ሐቁፋቶ ዘላ ህዝብን እምነቱን ነብሲ ወከፍ ቤት ኤርትራዊ ዜጋ ምጽዋት ዝከፈለ ዘይውክል ዘይሐላፍነታዊ መሰረት ትሕዝቱአ መንእሰይ ዝብርዝ አብ ውሺጢ ሀገረ ጀጋኑ ስውአትና ክስራሕን ክማራቃሕን ከሎ እዚ ሀገራዊ ድሕነት ኤርትራ ነዛ ሀገረ ዝወደቁላ ጀጋኑና አንቃዝ ገበቲ ሐይልታትን ውሺጣውያን መንባሀቁትን ብድሑር ዝንባሌን ቅርሕንትን ብድክነት ፍልሰት ብሰንኪ ገብገብ ብቁሪ አጓዱ ቁሸተ ምሸት እናሰራሕካ ሑሉፋት መሰልትን ዝአክሎም አንጻር ሀገረ ኤርትራ አውደክዲኮም ( ዝአክል ጢሒንም በአለ ማርያም በሀልትን ብዝዓበየ ንሰብ ብምስምስ እስትራተጂካዊ ረብሐ አብዛ ድሕርትን ከዳሚትን ኢትዮጵያ ዝዳጎኑናን መጋበርያታቶምን ሓሳድያን ከደምትን ብቁሪ ቁሪ ይኑዑቁና አንገብገብትን ረኪሶም ባራን ዜሮ ዜሮ ዝሐፈሱ ዓስቢ ትንኩልንኦም ከም ካዎ ሐኒቁ ዋላ በሪሩ ንጸላእቲ ዓሹኪዑ ሀመምኦም ዘየሕለፈ ሀገራዊ ድሕነት ኤርትራ አብ ማርስዶ ገሹ ይከውን እዚ ጉዳም በካሊ ሕብረተ ሰብን ካብ ገጽ ፈጣሪ ዝክውል አብዛ ሀገረ ጀጋኑ ዝወደቁላ ብእልፊ ደቃሉ ክስራሕ ከሎ? ዶስ ሀገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጸላኢ ጥራሕ ብጥይት ደበክን ከምዝብክለካ ጥራሕ እዩ ዝፈልጥ?ሰብ ስለ ዝሺምቱ ከምቲ መለስ መራሕ ውድብ ዓድዋ ዝበሎ አይኮነንዶ መሳርያ ሰብ ውን ሸሚትና ኢና ኩሉ ተሸሚቱ ዝተሰርሔ እዩሞ ሀገረ ስውአትውን ነዚታት ጼራ ክትጓዓዝ ስለ ዘይካአል ካብቲ አዕጽምቶም ተቀቢርሉ ዘሎ ምድረ ስውአትና ክክወሉ አሉዎም ሰብ 60ስ አላታ።እዛ ንአምሰሉ ታይዶሰ መይዶስ አብ ደገ ጨጉራፍ ዘየርክቦ ዘይኮነስ አብ ሕንብርቲ ሀገረ ጀጋኑ ዝወደቁላ ተቆናኒኑ ዝቀረበ 60ስ አላታን ስንፍናካ ተወጃጂብካ ትም ጸበል እዩ እቲ ምንታይሲ ሀገረ ኤርትራ ሐመማ ትግራይ አብ ሀገረ ሰማእታትና ነፊሩ ንዓስል ንጋዳ እዩ ኢለ ይአምን ምስምስን ጋዓ ገልጠማት ምክናያታት አቁሒምካ ዝሺወደ የለን ተግባር፤ተግባር፣ተግባር ውሕስነት እዩ እቲ ሓደ ምሰክር።
Now never
Funfun Derama minim trgum yeblun kumneger zeyblom slezkonu seriously ybluu snetbebawyan bahaltiy tegadelti neber tray imber kslot mehbii kfat iyom ztkemulu zelew 👈
Yeblnan kab resom eyom gerema
እዚ ጌይ ብዕላማ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ኤርትራውያን ንምብካ ዝአኽሎ ተአሲሩ ንዓዱ ንትግራይ ክባረር አለዎ እዚ ረሳሕ ተደጋጋሚ ተተኻኢሉ ወላ አሳናብትው ንዓዲ ኩልና እቲ ደራሲ ውን ትግራዋይ ጸራጊግካ ንዓዶስደድዎም
Meat weriduna meati bezihomna jock eu ezi nay Dawit.tserho tesaankum ab srhat nay seb atika miqishas.Ezi nay Dawit jock eyu dehar kea netom kemu zgebru mgsat eyu.
Amselutat koynen enber eeeeellllll zeytifelt gal yelan
እንታይ ክትብል ደሊካ ኢካ አለዉ እወ
Nay dawit eyob sletxelieo yu enber xegem yeblun fara sezkonka krdaeka aykieln yu
Sorry but is a lot of them buzahat ab adi keydom slulat ymeslu deki America kmeslu
It’s a joke!!
Fah abilkaya.
Simae izi just jock eyu suk ilka ayzleflef gufuf
❤❤❤❤❤
Ezi nay 666 u ezi himam ezi abti hager ente atu hager albo kitikewun ya bqelil zitefie aykenen shabya harusu dequ zebi kab ketema nab ketema 4 kela edageberkum geza kedukum tihiti aret fetishikum ab aseb 7. Amet wutihdrina tidrbywo nezom ageligelti diyablos abti aseb zeytidrbywom weys shebta asinana wedia kem zela u zeredaka
ሓቅኻ ኢኻ ዘዝተሰርሐ ሪእና ክንሓልፍ ጸኒሕና ኢና ብጣዕሚ ነሐዝን ኢና. ዳዊት እዮብ ዘየለ እዩ ድሰርሕ ወላሓንቲ ዝምህር የብሉን. ኣብ ስደት ዘሎ ንመነባብሮ, ስራሕ መሪር ናፍቆት ስድራ በዲሁ ዝከይድ😢እምበር ከምዚ ዓይነት የብልናን. ክንደይ ክበሃል ብዙሕ ውን ሰበይታይ ኮይኑ እዩ ድሰርሕ. ድሪ ሕጂ ክንተሓሓዞም ኣለና ክሳብ መዓስ ጌጋ ዳረኣና ክንከይድ.
Ellta semeka daa tnebe ember nafkota tewetse
ኣታ ብሮ እዚ ናይ ዳዊት ኩሉ ዝግበር ዩ ሰሪሕዎ ንሳካ የለን ትብል ኣለካ ማለት ዲዩ ማዓት ኣላ ኣብ ኤሮፓ ካልእ ኣብ ኤርትራ ከይዳ ዘይንሳ ትመስል ዳዊት ካ ይምህር ዩ ዘሎ ሞይታትካ ኣላ ካልእ ፈትሽ
እዚ ትብሎ ዘለካ ዘለካ ትክክል አለካ እዚ ዳዊት ዝባሃል ስራሕ ዝሳአነ እዩ አብሃገርና ስራሕ የለን መብሊዒ እዩ ስራሕ እንተዝህሉ አብ ኮም ኡ አይምወደቁን ሳላ አብ ደገ ዘለዉ እዩም ስድርኦም ዝምውሉ ዘለዉ ሐደ ክልተ ኮምኡ ጌሮም ኡልካ ዓገብ ድሕሪ ባዓል ሱዚኒኖ ታፍላ ካልኦትን ጠፊአ እያ እዚ ዳዊት ስቅ ኢልካ መሃሪ ዘይኮነ ሃልፍለፍ እዩ ዝገርም እዩ እዚኩሉ ዝስደደ ዘሎ ስራሕ የለ ገለ የለ እንታይ ክገብሩ ኢልካዮም
Are you to say that David is doing this because he doesn’t have have a job? Shame on you
ኦይ ሕጅስ ስቅልካ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ናይ ዚ ስዲ ግዳ ዘይትገብር ንሰባት ከስሕቅ ኢሉዩ ዳዊት እዮብስ
ኤርትራ ስነጥበበኛታት ቀይሕ መስመር ስሒቶም፣ ኣነ ገሪሙኒ ኣብ ማእከል ኤርትራ ታቱ(ውቃጦ) ኣብ ነብስኻ ሪኢና ኣይንፈልጥን። ደቀይ ኣብ ኤውሮጳ ኢዮም ተወሊዶም ኩሎም ኢቶም ሰለስተ ማስትረት ኣቢሎም አቲ ራብዐይ ድማ ኡኒቨርሲቲ ይምሃር ኣሎ። ሰለስተ ኣወዳት ሐንቲ ጓል ኣለዉኒ፣ ውቃጦ የብሎም ስቁሬን የብሎም ፣ ኢታ ጓለይ ከምታ ባህላ ሐንቲ ስቛር ጥራይ ኢያ ዘለታ። ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ታቱ ብሃይማኖትና ክልኩል ኢዩ ባህልና ድማ ኣይኮነን፣ ኢተን ኣዋልድከ ካብ ምዐስ ኢየን ኣፍንጭኤን ዝስቆራ። ኢቲ ቁናንኤን ዲኖሳውሬ አቲ ተወሳኺ ጨጉረን ናይ ሰብ ኣይመስል ናይ እንስ ሳ ነጸላ የብላን ፈዘው ፈዘው ይብላ ከፈንፍናኻ ዘይውርዙያት። ሰብ ናብ ውግእን ወረ ውግእን ክሐስብ ባህሊ መስመሩ ስሒቱ፣ ዜርና ዜርና ኣብዚ ረሳሕ ተግባራት በጺሕና፡፡
መሸቀጢ አይትግበሮ ,
We need to stop being so sensitive it’s lighthearted jokes 😊
Ezzi mesehak eyu buzzuhe zereba AYETEBEZEHE (AB WESAE ZELENA NEREDEHO ALENA (KEYESAHEKENA SEK 🤣DINA KENEBEL DELIKA DON'T WERI (ZEEY KOWEN AREHESETI AMESIEKA AYETEZAREB (WE LOVE HIM DAWI NATU COMEDY ✌️👈🏿