"ህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኖ መራሒ 'ዩ ረኺቡ!" ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ካሊድ ኣብዱ _Interview_Kalid_Abdu
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
- Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Interview_General-Yowhans_Gebremeskel
#ጀነራል_ዮውሃንስ_ገብረመስቀል-(መንጋግ)
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#Interview_With_General_Yohanns_G/meskel
#Tigiray_poletics
#General_Samora_Yonus
#ጀነራል_ሳሞራ_ዮኑስ
#ቃለ_መሕትት_ጀነራል_ሳሞራ_ዮኑስ_2024
#Interview_with_Samora_Yonus
#kalid_abdu
#ካሊድ_ኣብዱ
#ቃለ_መሕትት_ምስ ካልድ_ኣብዱ
#ቃለ_መሕትት_ምስ _ጋዜጠኛ_ካሊድ_ኣብዱ
#Interview_with_kalid_Abdu
ብጣዕሚ ብሱል ምሁራዊ መብራህርሂ ብኹቡር ሓው ጋዜጠኛ ካሊድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ! የቐንየልና ንኽብርቲ ዋዕሮ ሓፍትና ጋዜጠኛ መድህን!!!
Thank you Medhin for inviting another intellectual and respectable guest to your program.
Wow! you have one of the best of the best political analysts.
One of a few smartest eritrean journalist. Very well articulated, dear Khaled Abdu
@@danielmekonen6031 he's a smart political analyst and you're a smart commentator
Haswut wegin...dont talk about eri
Dear nameless!
why are you there? It's the place where everyone can talk over everything@@MacJwan
Intay koynukum ikum tegaru meninetkum tiselu. Izi kahlid zibluwo tigraway iyu444444
He is not eritrean. He born & grew up in eritrea but he is ethiopian(from Tigray)። ። ። ።
Thank you so much AL Ustaz for Excelent explanation.
Wow Khaled hats off for your analysis.
ብጣዕሚ ማሃሪ ሓሳባት 👍🏽❤️
Legend kalid abuedu 🎉🎉🎉🎉 welcome
ጽቡቕ ኣለኺ መድህነይ ቀጽልዮ ንሕና ንፈትወኪ ኢና እቶም ሰላም ንደሊ
ክብረት ይሃበልና መምህር ካልድ
እዚ ወዲ ቡሱል እዩ .ፓሎቲካዊ ትንታነኡ አዝዩ ዝንአድ ስብ እዩ ቀጻሊ እየ ዝክታተሎ በርትዕ ካብ ትግራዋይ ሓውካ❤
ኻልድ አዝዩ ብሱል ተንታኒ
Ewe tigraway endyu from shire that's why he is smart
ኣየ ኻልድ ናይ ደናቁር በሊሕ ከምቲ ፖለቲከኛታት ዝብልዎ ንጸላኢኻስ እንተዘይተዓወትካሉስ ኣጠራጥሮ እዩ ነገር ናትካ 😂😂😂
ካልድ ደኣ ብሓቂ ሓውኻ!! ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ወድ ሽረ እንድዩ። እዛ ትውልዱ ኮርኲሓቶ ድማ ምስ ወያነ ወጊኑ ንኤርትራ ክሃርም ዝኣረገ ባእታ ኢዩ።
እሞ እዚ ዕላል ኣብ ሞንጎ ደቅ ክልል ትግራይ ተሓጺሩ ኣሎ።
This is a discussion between Ethiopians from Adwa and Shire !!😂😂😂
#50 ብምንታይ ዲኺ ተኸይፍኒ፡ በብሓደ ንብረትኩም ትእኩቡልና ምህላውኩም እዩ። ኣስመራ ጸዋር
❤️🌹
Kkkkkk
Seb nab sebu...eyu negeru...👍
Wedi Ereyyyy ❤️🇪🇷❤️
ለባም ኢኻ ብሐቂ ኤርትራ ሐቂ ረቲዑ አብ መወዳእታ ሽግራ ንረብሕአ ተቀይሩ ቹንካንታ አብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዋ ጽልኢ መግለጺ የብሉን።
ኣይተሕፍረና 'ስከ ኣታ መሃይም፣ በጊዕ።
Excellent analysis teacher kald tx
መምህር ካሊድ ብሓቂ በሳል ሓው ክልቲ ሀዝቢ እዩ፣ብጣዕሚ ነኽብረካ።
I love both journalists.
@@kidanewoldeslassie7462 I love and appreciate them
ዋው ደስ ዘብል ትንታኔ ኻልድ ❤
ሰላም ጋዘጠኛ መድሂን ጋዘጠኛ ካልድ ዓብዱ ወልካም 🎉🎉🎉ኣጀኽ
Mhur ms lbona zelewo kalid Abdu ❤❤❤❤
110,000 ኤርትራውያን የሕዋት ስለዝኾኑ ንብረቶም መንዚዕኩም ሰጊኩሞም ፣ናይ የሕዋት ዲያ ዚኣ
Well said brother 👏
Ab Eritrea zketlkumom Tegaru ke deki komarit yhwatka nab hagerom eyom tesedidom
@@natitv3473 1,000,000 tegaru killed for nothing just to save tplf leaders kikikki big looser greedy you lost all what you stolen from Eritrean
፦ስኦም እንተነይርካስ ክሰጉኻ ዘይኮነስ ክቐትሉኻ'ዩ ነይሩዎም። ሕጂ'ኸ ካብ ዓድኻ መን'ዩ ሰጒጉካ፣ከብቲ።
@@natitv3473 ምሳኻትኹም ሕዉነት አየድለየናን ኽልልኹም ሂዝኹም ጉዳይኹም ምስ ኢትዮጲያ እንበር ምስ ኤርትራን ኤርትራዊነትን ኽኸዉን አይካአልን ይአኽለና ብአኹም ዝጠፉአ ኤርትራዊን ናይ ኤርትራዊ ንብረት ትግራዋይ ንኤርትራዊ ናካሰር ህማም እንበር ሕዋት ኮይኖም አይፈልጡን..
መድህን ሽኮር ኩሉ ግዜ ይከታተል እየ ሕቶታትኪ ብጣዓሚ ደስ ዝብ ልዩ ቀፅልሉ።
ካሊድ ትክክል ገሊፅካዮ ትግራይ ዝምጥና መራሂ አይረኸበትን ህዝቢ ትግራይ ጅግና እዩ መራህቲ ግና ለማሳት እዮም
Kab lemasat zitefeteru...🫢
Gidin eyom lamasat kikonu...
Ewae...😀
Thanks both of you are
Kalid best journaliste
Thank you Kaled wedi akria wedi Asmera
I am your regular follower and I like your program I an an Eritrean citizen live and work in London UK supporter of Tigrai people.
Tigraway eye bel Adu zexlo
ትግራይ ዝበሃል ካብ ዓድዋ 15 ኪሎ መተር ርሒቓ ትርከብ ዓባይ ጨዓ ዘላታ ጎልጎል ካብ ጥንቲ ሸፋቱ ዓድዋ ንኽዘምቱን ዝዘመትዎ ክማቐሉ ዝጫፋጨፉላ ዝነበሩ መጸውዒ ቦታ እያ ንባዕሎም ዓጋመ ተግራይ ኣይኮናን ራያ ራዮቶት ተንቤን ተንቤታውያን ኢና ተጋሩ ኣይኮናን ይብሉ ኣለዉ
@@kelatimeasho8757 ትግርራዋይ ምባል ንምንታይ ትሓፍር
@@zecariasokubay7217እዚ ዝተበልዐ ሽጣራ ትግራይ እዩ። ንዘይፈልጠካ። ኤርትራዊ ከምኡ አይብልን እንትርፎ ተወልጄ።
@@kelatimeasho8757 YOU ARE AGAME LIER
Good job for bringing kaled anbesa
Born and raised in Eritrea, much respect for your service. The neighboring Ethiopia is listening the language that you use and communicate with, ዕባይ ኣስመራ። Give a big hands of applause if anyone likes the man
ኤርትራ ዘዕበየቶ፡ ኢለ ኣለኺ። ደቂ ትግራይ ኣሎኺም ዶ? እኒ ሓድጉ ምዓት ሰላም።
Thank you you Brakhe show
Excellent interview, Berake Shaw! Medhin Gebresslasie and Khaled Abdu, you both provided valuable insights on the political situation in Eritrea, Tigray, and Ethiopia. Your analysis of the challenges in the region was clear and thought-provoking. Great job, Kemal and Medhin, for an engaging and informative discussion!
Khaled is among the best journalists who know & follow the dynamics of our region & the implications of global politics in the region. Kudos to him & Medhin🎉
አንፃር ኤርትራውነት ዝዛረቡስ ደሊኪ ደሊኪ ኢኪ ትረክብዬም አንቲ ሰልፋዕ # 50 ኤርትራዊነት ዘይአምን ዘይ ኤርትራዊ ጥራይ እዩ
አዛባ !!
🆙Wow (ብራኸ-ሾው➕ኻልድ) U R ze best Journalists!!🆙
Tetebe idka ktrkb ika. Mkniyatu kabaka tgraway nsu ina ntbe meqabr suwat mengsti iertra fiHiru tbl aleka
@@gidetekelab1003 th-cam.com/users/liveT5_X2-o7znc?si=kFdsRK2OPK6USwse
Terwai ata kondaf agame
መምህር ካልድ ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላኽ 🙏 🙏 🙏
ኤርትራዊ ዝበሃል ከም ኩሉ ሃገር ዜግነት እዩ፡ ከማካ ትግራይ መቦቆል ዘለዎ ካኣ ምርጫ ይወሃብ ፡
ክልቴኩም ተጋሩ ብዛዕባ ትግራይ ተዛረቡ ኤርትራ ግን ን ኤርትራውያን እያ።
ኣይተሕፍረና 'ስከ ኣታ ደንቆሮ። ሕፈር'ሞ ተሓባእ፣በጊዕ።
@@gideonyemane659 እቲ ወግዒ ኣብ ባዕልና እዩ ነይሩ። ፀባ ከምዝረኣየ ሃመማ ኣቲኻና እምበር።
Please be a good listener and open your mind you can learn a lot .
@@nasinetb1462 Of course, I do.
እሞ ንኢሰያስ ተምቤናይ ንስጎጎ ናብ ትግራይ
Medhin deserves to be called the best journalist at that time!
Eritrea for Eritreans ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ጅግና ተንታኒ የቀንየልና መዲህን ነዚ ሓውና ዘቅረብክዮ
🙈
keep it up khalid!
You did good job he is master minded as journalist as human he is full of morality always standing for truth as it has to be
Proverb"How can a person bite the hand that feeds him".
Why not?
If a baby knows how to bite
His mother’s nipples that feeds him then
Adults can bite your hand that feeds him with no problem too.😄
It is a kind of transformation
From nipples to a hand bites.
This guy is very intellectual, knows how to articulate
ሓው ኻልድ እንኳዕ ድሓን መፃእኻ 🌿🌹☝️🌹🌿
ትግራዋይ ዝባሃል ዜገነት የለን
ኢንዲፐንደንት ስቴት ኦፍ ትግረይ
አብቀረባ ክምስረት እዩ።
ትግራዋይ " ምስቲ ቛንቛን ሃይማኖትን " መንነት እንበር ዜግነት አይኮነን ።
ኩቡር ፕረዚደንት ኤርትራ "ተኾሊፍና"ዝበለ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ዝሕምስ ዘሎ ሕውሓት ሒዙ ንህዝቢ ትግራይ ስለ ዘየረከቦ እዩ ኣቲ ልቅቅልቲ መንደቅ።
God job best Kalid and Medhn
Well articulated, thanks Medhin for presenting Khalid Abd. We hope we will see him again
Thank
Meden G/slasie
ካሌድ ፍሎጥ ብክፍአትካ ካብ ሕጊ አምሊጥካ ❤ካብ እሰርቤት ወጺካ አጾልኡኒ እዬ ❤ነህና ግን ሓላዊና አምላክ ሰማይ እዬ 🙏
I agree with you ❤
Bravo Khalid ❤❤❤
ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ከፊኡ ጸቢቑ ንኤርትራውያን ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ቀያሕትን ጸለምትን ከፊልና ንዘመናት ዝሃነጽናዮ ርስቲ ናይ ወሎዶታት ኢዩ። ተጋሩ ኣንፈቶምን መኣዝኖምን ዝጠፍኦም ሃዲግ መዲግ ዝተረፉ መንነት ኣልቦ ሕብረተሰብ ኢዮም። ብናይ መንነት ቅልውላው እንዳተሰቀዩ ንትግራይ ኣብ መቓብር ኤርትራውያን ክሃንጽዋ ዝደልዩ ዕላማ ኣልቦ ኢዮም። ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ከፊሎም ሕጂ ውን ነዚ ኣጉል ሕልሚ ንምትግባር መላሲ ወረ ዘይብሎም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ሕሱር ፖሮፓጋንዳ ተጸሚዶም ይርከቡ ኣለዉ።
@@Harsile ንሱ ንግዘ ንግደፎ።
Kalie suk bel duhul hgdef barya nska entay tfelto aleka eritreawi memnet zbahal yelen dehar abza eritrea tsegem konkumuna zelwkum nay mennet shiger zelekum eyu abokum adukum aytfeltu eray mray ekum tsbuk negeru adna gedifkumlna bmutsaekum eyu eritrea kemey gerna nmerha nana etom dekebat ymlket etom dekalu mis hgdef kitefieu ekum fetika tselieka hji wun tegaru ahwatna eyom hirrr ata dkla
Kkkkkk shilet
ዓዛር !!!
መርአያ ናይ 34 ዓመት ድንቁርናካ :ቃላትካ ይገልጽ። አእምሮካ ህግደፍ ተጋሲስዎ ከመይ አቢልካ ክትቀንዕ? መስኪን ፍጡር።
ሓደ ጽቡቅ ነገር ምህላዉ ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ጽሊኢ ከምዘየለ ኣብ ዛላምበሳ ተራእዩ ኢዩ ኣምላክ ደጊሙ ነዛ ዕለት ከሬና ፍቃዱ ይኩን !!
You are a real teacher thanks for your time 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙
thanks medhin
I always admired Khalid Abdu. He is a critical thinker, and his analysis is deep and different from the average person's. He is also the father of the Tigrina language. ሓቕኻ ኢኻ ኣነውን ይገርመኒ ኢዩ ቑጽሪ ሸዉዓት ኣብ ቡዙሕ ኢያ ትኣቱ ሸዉዓተ ዎሎዶይ ጽሩይ ኤረትራዊ ኢየ ሸዉዓተ ወለዶ ቆጺርካ ተዋሰብ ወዘተ።።።።።
መምህር ካልድ ናይ ብሓቂ መምህርር!!
Kalid , Gidefena Esike .Tegaru Hagerom Ethiopian Ni Minaty Bi Hagerom Zey Haselbu.Kulu Gize B Hagerna Eritrea Zizareb
ካልድ ዓብዱ ኣብ ኤርትራዊ መንነት ዘለካ ስክፍታ ትዛረብ ኣለካ ኣብ ዝሓለፈ ቃለመጠየቅ ዝገበርካዮ ኣብ ሳልሳይ ወሎደይ ትግራይ ኢዮ ካብ በልካና ሕጂ ብኤርትራዊ መንነት ክትዋራዘ ሕማም ቁሉውላው መንነት ኢዮ ጸገምካ
ክብርቲ መድሕን ሓብተይን ክቡር ብቁዕን ጋዜጠኛን ካልድ ወዲ አስመራን ምሁርን ብሱልን ምኩርን አዝየ የድንቀኩም::
❤❤❤❤❤❤
Ketsilyo dea Medhin (brake show) shikor nezo baray dehayom aytgberi.
❤❤❤ God bless you
Aby seb xbuk hasab ❤❤❤❤
መምህር ካልድ ከም ትግራዋይ እንተትቐርብ ምሓሸካ ኣጎላጉል ኮንካ ኣጎላጉል ትንታኔ ኣይትሃብ።
ሽንቲ
Thank you guys
Smret Acrya!Endashweden ,Gezakenisha!!Tzkro do Agame Aykonkun!!XeAzega yu Adey Ktbel!!!
እሞ ከምኡ ይብል ተኔሩ እኮ ንነብስካ ተመሊስካ ክትሓታ ዘለካ ሰበይ ካብ ምንታይ ተበጊሱ ከምኡ ይብል ኔሩ ተነጽሎ ስለ ዘሎ እዩ ኣብቲ ሃገርና ።
ኣነ ወዲ ድዋርዋ እየ ሰለስተ ደቂ ድዋርዋ ምስ ተጋሩ ሓዳር ዝገበራ ኣለዋ ጤሰአን ገለን ወሲን እቶም ካብኦም ዝተወለዱ ዉልደን ግን ተነጽሎ ኔርዎም ብፍላይ ናይቶም ሓደ ፋሚሊ ደቆም ክጽብቃ ክዉሕልላ ግን ብሰንኪ ካብ ትግራዋይ ኣቦ ምዉላደን ንሓዳር ዝደፍረን የለን ይዝከረኒ ሓደ ሰብ ካብአን ኣጥኒሱ ክምርዓዋ ምስ በለ ስድርኡ ኣሻፍረ ኢሎም ኣቤም ሰበይ ስለዚ ከምዚ ተኮይኑ ግድን ኢካ ኤርትራዊ ክትመስል ክትጽዕር ወደደደይ ።
ትግራዬ27ተን❤ዓመት ንኤረና ዘበደልዎ ፍርዲ ካብ እግዝአብሔረሸ ኮይንዎም❤🙏
ኩርዓት እና ብኣኻ ካልዶም🥰🥰
❤nice kale
Abizi zgeremeni 1973
Aystmesilin
Mr Khalid,Our pride and I’m so lucky to know you&learn so many things about politics from you Sir!
He has completely changed my perspectives on politics and I’m grateful for that.
Tegaru wrdetenatat: Moytkin ekin! Game Over! Done/bye! Zjesere Negaday eka: anta Yihuda! Zeriekan alyetkan nfelteka ena: Tigraway eka!
የቐንየልና ክቡር ሓዉ ጽቡቕ ትንተና እዩ። ብራኸ ሸዉ ብልጽቲ ሚድያ እያ እሞ ቐጽልሉ🙏🙏🙏🙏
ካብ ካልድ እንታይ ትጽበዩ? ካብ ትግራይ ስለ ዝኾነ መበቀሉ ሓቁ ኣሎ "ትግራዋይ'የ" እንተበለ:: ኤርትራዊ ግን ኣይኮነን:: ኩሎም ተጋሩ ከኣ ኢትዮጵያውያን ኢዮም:: ንምንታ'ዮም ግን "ኤርትራዊ'የ" ኢሎም ከደናግሩ ዝፍቱኑ? "ሓደ'ና" ማለቶም "ኤርትራውነት ምኽሓድዶ" ኣይኮነን? ኣብ ኤርትራ እኮ "ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ" ማለት ብሄረ ትግርኛ ጥራይ ኣይኮኑን ዘለዉ:: ኤርትራ ዝሃበቶም "መሰል ዜግነት" ተጋሩ ደቀ ኣርብዓን ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን: ባዕላቶም ብተግባራቶም ዝኸሰርዎ "መሰል ኤርትራዊ ዜግነት"😮
🇪🇷🇪🇷 ABDU DEA. TIGRAWAY ENDIKA NITIGRAY TIHLKELA 🇪🇷🇪🇷
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
You are very strange. I am happy if Kalid is from Tigria. He is standing for the people of Eritrea he is a national of Eritrea. I don't understand when some are coming to be a president in America you are very narrow and still thinking in such a way.
Thank you Khaled
መሪሕነት ናይ ብሙሎዕ አፍሪካ አንፃር ኢካ ተንኳለኛ ንትግራም ጽልዒ አለካ❤
Eritrea for Eritreans game over::
ድሕሪ 1998 ጀሚሩ ንኤርትራ ንምልማስ 24 ሰዓት ዝሰርሑ ዝነበሩ መራሕቲ ወያነ ከለው ንምንትይ ኢኻ ከም ቅዱስ ጌርካ ትገልጾም?
ሓወቦታቱ ስለ ዝኾኑ :ካብ ከሓዲ ኩሉ ነገር ተጸበ
ካብ እሰያስ ሓራዲ ንላዕሊ ን ኤርትራ ንምልማስ ዝሰረሐ ዶ ኣሎ ኢዩ?
@@xaka5505 merahti wuhwuhay
@@xaka5505sekit kondaf agame teref dron
Kalid Abdu mebokole adi entecho Berake show ezi zerereb kabakum Nabakum eya 😂😂😂😂
ዕውቲ ውቅብቲ ጋዜጠኛ ❤
ዝፈትዎን ዘድንቆን ተፈታዊ ካልድ ዓብዱ ❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሰብ ኣምጺኪ። ደንጊኪ ከማን። ብዝኮነ ንካልድን ደጋጊምኪ ኣምጽእልና። ካልድ ዓብዱ ክኣ ከም ወትሩ ብሉጽ ትንታነ።
Khalid Abdu is very intelligent. I love how he thinks with clarity. Very well articulated and capable of seeing the big picture.
😂😂😂😂😂😂😂😂Kab meas
ካልድ ሎሚ ብንጹር ኣቀሚጥካዮ ብዛዕባ መኒነትን ዜግነትን፡ እቲ ጸገም እቲ ትግሪና ምዃኑ።
Congratulations size 50 you find one of the Eritrean hearts
ካልድ ብጣዕሚ ብሱል ተንታናይ ፖለቲካ እዩ
ቲግራዋይ ሙዃንካ ንትግራይ ወጊንካ ዝሃብካዮ ትንታኔ ብዛዕባ ኤርትራ ከምዘይብጻሓኻ ኩሉ ጊዜ ብትግራይን ኢትዮጵያን ተዋሕጣ ክትርእያ ከምትደሊ ተገንዚብና አለና፡ ቕድሚ ሕጅውን ወያነ ሕዝና አስመራ ንእቶ እሞ ሽዑ ህዝቢ ንሓቶ ኢልካ ነርካ፡ ስለዚ ኤርትራዊ እየ አይትብል ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ኢኻ
@@senaymehretab6143 kid kellbi
@@senaymehretab6143
ኣይፋሉን ትግራዋይ ኤርትራዊ እዩ።🤣🤣
ጋሓባ 😂😂
ፎሽኳል : ሱቅ በል!!"
ስማዕተመሀር:አስተዉዕል:ታሪክ መርምር:አንብብ... ቅድሚ ሀለዉለዉ ምባልካ: መን ኢካ ንስካ ዜግነት ትህብን ትዉስንን? ዘሕዝንዩ ምሳካ ተቆጺርና ሰባት ክንበሀል።
ፅቡቕ ትንተና ካሊድ ሓውና።
Terwaie ata kondaf agame
@@grsedansha-ek6hc መንነትካ ብዘይምፍላጥካ እዩ ተበዲልካ።
ኻልድ buke ሰብ
ብራኸ ሽው ዝጸልእ ንሓቂ ዘይፈልጣ ሰብ ኢዩ እሞ ቀጽልዏ ኣብጎንኹም ኣለና
ከም ካልኣይ ንኩቡር ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ ዘምጻእኽልና ነመስግን ክብርቲ ሓፍትና መድህን
ናይ ካልድ ኣገላልጻ እንዳዘናገዖ ምሰረመብሪህታቱ ትንታነ ዝህብ ቡሉጽ ሓሳብ ዝህብ ክብረት ይሃበልና
Rezin seb Rezin Hasab yeqemt
NTEGARU: KAB ERITREAWI MENNETN: ZEGNET Kirekib: genet (Mengzte-semay) mietaw yqelo! Aygbeakumn eyu! Edmekum mulue endamaedekumn enda-ambehaqumn zemenmum kithalf eya! Newramat: hsueat!
Welcome Khalid Abdu
Gazetega Khalid Abudu 👍👍👍👍👍👍
Wellcom estaz kald Abdu we love u ❤❤
I like this guy❤
ካብቶም ደገፍቲ ኤርትራዉያን ኣምጽኢ ተቃወምቲ እዳ ኣምጻኪ ጽልኢ ኣብ መንጎ ክልተ ሃገር ኣይትፋጠሪ
Why she so interested on Eritrea. Worry about Ethiopia and Tigray.
እቲ ኣዛኒኪ ኣምጽኢ ምባልካ ጽቡቅ እቲ ጽልኢ ዝበልካዮ በቶም ጠቃወምቲ ንብል ሲ ደይ ነቶም ካልእ ጽልኢ ይነዝሑ ኣለዉ ኢና ክንብል ኩሉ ሓደ እዩ
ደገፍቲ ድኣ ሙሁር ዘይብሎም እታ ሓንቲ ዓቕሞም ምጽራፍ ኢያ
ሓቂ እንተሊይዋ ዘይሻራዉያን ኤርትራዉያን ምሁራት መቕረበት ፡ ብሕቶ ከዋጥርዋ ምዃኖም ስለ እትፈልጥግን ኣይትቐርቦምን እያ
😅kondaf@@Huruy-oq5pb
ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ 9 ብሄር 2 ሃይማኖት ሐንቲ ልቢ መለልያ !!!
ጋዕጋዕዝያን ዝበሃሉ ብሄር ፍጹም የብልናን !!!!!
ወዲ ሰብ ዝመሰሎ ሃይማኖት ክኽተል ዓለምለኻዊ መሰል እዩ። ዋላ ብገረብ፣ ዋላ ብደንጎላ ክኣምን መሰል እዩ።
እቲ ትዛረቦ ዘለኻ ቋንቋን ትጽሕፈሉ ዘለኻ ፊደላትን'ኮ ናይ ኣግኣዝያን'ዩ። ንሳቶም ከኣ ኣባሓጎታትካ 'ዮም። እዚ ማለት ከኣ ኣግኣዝያን ማለት ንስኻ ኢኻ፣ኣብዲ።
ተወሊደ ዶ ዓብየ ዶ ኣይሰርሕን እዩ ዓጋመ ናይ ዓጋመኦም ይግበሩ
ኪድ ተመሃር : ታሪኽ አምብ'ብ ::
ብሄረ ደምብያ ኸ ናበይ ገዲፍካዮም
9 ብሄራ ? 10 ?.......
ካልድ ዓብዶ ዘየመስግን ሓሳዊን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ኢዩ።
ኻሊድ ወዲ ላሕምና
Welcome
ንፉዕ ተንታኒ ትግራዋይ። በዚ ትንታነ ነዚ ናይ ፖለቲኻ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ። እዚ ስብ ክስምዖ ፈቲነ ብዛዓባ እዛ ዘላ ኣርእስቲ ግን ኩሉ ትንታኒኡ ንጥቅሚ ትግራዋይን ተጋሩ ዕባይ ኤርትራ እዩ።
ካልድ ዓብዱ በዓል ብሩህ አእምሮ
ኣብ ኤርትራ ተወልዱ ዝዓበይ ትግራዋይ ብምባል ኣሪምያ ። ልእክዓ ከም ቴድሮስ አድሓኖም 😂
Eti ab profile zelo ke dea tigraway mkanu resieka Eritrea zbehal hager alo meninet gin yelen aykhlun yu mknyatu niana hzbi tigrina metfei slezkone
@@MebrahtomAbraha-j3n ህልም በል እንታዴኻ ኣእተወና ወዲ ሩሹናት ሓዊ TDF ጨነውቲ ቁስሎም ቋራያት ሓንካሳት ተረፍ አቢይ ተረፍ ዳሮን ተረፍ መንደላይ 🩼🦽🩼🦽🩼🦽🩼