Mebred Media | Full Show Part 1 | HAPPY EASTER | ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ | Eritrean show with Awet.
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- Mebred Media | Full Show Part 1 | HAPPY EASTER | ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ | Eritrean show with Awet.
unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly prohibited
Copyright © Mebred Media 2021
© All rights reserved.
ኣነስ ይገርመኒ ኢዩ ብዝኽፈል ኣይንኸፍሊን ኢልኩም ብዙሑን ዉሑዱን ትዛረቡ ናይ ናጻ ከኣ ክጥሽይፉ ትጎዩ ቁርብ እባ ሕልና ይሃልወና ነዚ ክሰርሑ ክንደይ ድኻም ወጻኢታት ከምዝግበሮ ይሰቆርኩም
ናይ ዓሚ ኢዪ ግን ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🙏🙏
ክኽክክክክ ስሐቅ ወድእኩምና ስሐቅ ይምላእ ሂዎትኩም ❤️🇪🇷🥰❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ደቂ አረ ሽኮራት ያስሓቅኩም ንበሩ ብስሓቅ ቆሰለ
🇪🇷💝🇪🇷🌻🌻🌻💝🌻💝💝
Chwatat jhwateyy Aseyyyy love keep it
And God blessed you!!
Deqi Asmara Xaeda 🤗❤🙏Aweteyyyyy eway nafqotka beetiena mszom kulom mesarhta teakakibka dagmay hadishn eti zeymno sirahkum nkinreyo namlakna nxinyelkum. Edmen tienan abzelekumo 🙏❤🤗🇪🇷🌹🔥😘🙌🙌
ደቂ ኤረይ ሙቁራት ርሑስ በዓል ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ክቡር መንነትዩ ኩልኹም አብታ ትፈትዋ ሐገርኩም ክሳብ ትኸዱ ፈጣሪ ይኻልኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Selam ema hawey kulu tekrbo medebat xbuk eyu gn ezia Media aykem ajemamran entay eyu eti xegem dhri awet moyta tebaraber eba
Moyta tray elki menfek gera kab tmewt dhri Awita
Amen amen thanks brother
Eitom zferiy zelewu tewasaeiti zeytemxueuwom ,tedegagami koyno eiyom tewedaderti ab qexali hadeshti knxbe eiya thanks
Amlak msakum ykun edmen tenan yhabkum bteamu xbuq medeb zeshq.
Kkkkkkk Ata Shake meytna Eko so good job guys ❤️
ኣታ ሞይተ ማርያምን ቀፅሉሉ ደቂ ኤረይ😂😂😂😂🇪🇷👍
ኣረ ይመችኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
nay bhaki kem nay lomi sihiqe afeltn yehwatey natey ruhus awdeamet amete selam qsanet ygberelna
Eway anes kfetwekum ❤❤❤❤❤
ናይ መዓስ ደኣሉ ዓወት ደኣ ኣበይ ዲዩ ዞሎ
Nay ami
nay ami eu
ናይ ዓሚ እዩ
Edmen tenan yhabkum fetari deqi erey
ድሕሪ ዓወት ምድባሩ
Nay 2021 mkanu kithbru nerkum
ጽቡቅ ብልዒ ለሚድኪ ከመይ ኢልኩም ክትምለሱ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
Nic deki ereyyy shikorinatatt 🇪🇷 👏
አረይሞችኩም❤❤❤❤❤❤❤
We from Tigray, we need the service. could we access it easily.
❤❤❤
ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ኢልካ ትንሳኤ ሰሙን ተሪፍዎ እንከሎ ኣብ ግዜ ሕማማት ከሚ ክትሰርሑ ጌጋ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖትን ሕብረተሰብን ውን ንዕቀት ክንብሎ ከይንግደድ ተኣረሙሉ፡ ስለዚ ግደፉ ግደፉ፡ በዓል ትንሳኤ ምስ መጸ ዘርግሕዎ ከምዚ ዓይነት መደብ፡ ሕማማት ናይ ሓዘን ግዜና ስለዝኮነ ኣብ ግዜ ሓዘን መደብ ናይ ሰሓቅ ግደፉ።
hakey baalkum ktxlu tdelyu alekum
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Good job guys
😆😆😆😆😆🥰🥰🥰lov deqi ereyy
ጥዑማት ኔርኩም ነገር ግን ወግዒ ዝበሃል ኣይትፈልጡን ኢኹም ፋሲካ እና በልኩም ኣብ እዋን ሕማማት ትፍንውዎ፡ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ስነጥበባዊ ስራሕ ጥራይ ዘይኮነን፡ ባህልን ስነምግባርን፡ ሃይማኖታዊ ስነስርዓትን ወዘተ...... እዩ። ጠቕሊሎም እምነት ዘይብሎም ሰባት ዝገብርዎ ስነምግባር ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም። ናትኩም እምነት ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ ግን ናይ ተኸታተልትኹም ክብሪ ክትሕልዉ ይግባእ ኣዩ
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።
amen amen amen
Awet dea meas zsereho u niameta elkum serihkum xenihkum arhwoo u
Awet tray medeb yeqrb bejakum
ክቡራት ይሕዋተይ ዝተፈላልየ ናይ ቀደም ደርፊ ክትሰምዑ እንድሕር ደሊኹም ኣብዝያ channel ሳብስክራይብ ኽትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመክም '
Wela nay zhalefe amet ykun but it's so funny
mebred media nay zehalefe amet eu new ena kabakum nixibe
Btami des ktblu
አረ ወዮ ኻብደይ ሳሓቕ መልእኹምዋ ምድር😂😂
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን!!!ኣብ ስደት ዘለኹም ድማ ናፍቆት ስድራኹም ዘብቅዓሉ እዋን የምጻልኩም!!!ሳብስክራይብ ትበሃል ኣላ ትግጥምዋ ትኾኑ ኢኹም...ረጊጽኩምኒ ሕለፉ ኢኹም!!!
Edman tenan yehbkom ftri
Ayyyy nay ami ayu aye rebha 🤣🤣
Dani ጎይታ ጠባይ
Hadshe yelen deki erey nmntay
Awet Dea Temelsu Dyu Nab Adisba
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
😂😂😂😂😂😂😂
እንታይ ማለት እዩ " ጽልም ዝበለ" ኢልካ ዘረባ ?
ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ንኩሉ ወዲ ኣዳም
ሰላም ሩሑስ ኣዉዳኣመት MEBRED MEDIA
ሰላምን ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ዝከበርኩም ኣቅሽሽትን መእመናን
ሩሑስ ኣዉዳኣመት ንኩሉ ወዲ ኣዳም።
ብሓባር ብሓደ ልቢ እምቢ ንጵልእን ቂምታን ዘካርዩ ሰባት ንበል::
ዝኮነ ጽልእን ቂምታን ዘካርዩ ዓይነት ሰባት ኣይንስዓቦም። ጥበብ ፍቅሪ ንምለካ። እወ ንፍቅሪ :እምቢ ንጽልኢ ንበል። ሃይማኖት መሳርሒ Politica ኣይኩን እግዛኣቢሄር ከይቁጣዕ።
ንፍቅሪ ንሰላም ንሓድነት ዝኩስኩሱ ሰባት ጥራይ ንስዓብ። እወ ንፍቅሪ እምቢ ንጽልኢ ይኩን መርገጺና። ፍቅሪ እቲ ዝዓበየ እግዛኣቢሄር ዝሓርዬ ሃይማናት ስለዝኮና:ኣቱም ኩቡራት ኣቅሽሽቲ ቃል እግዛኣቢሄር ምስዚ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጸሪ ረሳሕ Politica ኣይትሓዉስዋ ብሽም እግዛኣቢሄር። እግዛኣቢሄርን ሰብን ኩሉ ግዜ ይዕዘቦኩም ከምዘሎ ኣስተብህሉ። ፍቅሪ ይኩን ቋንቋኩም።
Politics Separates us, Religion Divides us, Race disconnects us, but being human beings connects us in a human level.
ናይ ኣቦታት ሕድሪ ዝነበረ ከነግር:
መሰታ ቀዳምት ናይ ዓይኒ ምስከር:
ባህለይ ኢካ ሓበነይ ንኩሉ ዝሰግር።
እንካብ ኣቦታተይ ተቀበልከዋ ርስቲ:
ሓባሪ ታሪከይ ነባሪ ሓወልቲ:
ከሕልዋ እየ ኣነ ከይጠፍእ ምእንቲ።
ፍደላትካ ከይዓኑ የማን መሰረትካ:
ንፍስ ከይኣትዋ ከይዓኑ መንደቅካ:
ከሰርዖም የ ባዕለይ ከነድቆም ቃላትካ።
ናተይ ኢካ ናይ ወለዶ ርስተይ: ታሪካዊ መጵሓፍ መንነተይ: ከመስግኖ ታሪካዊ ምያካ: ንዘልኣለም ሓበን ናተይ ኢካ።
የማነ ባርያ ፈላስፋ ሙዚቃ ናይ ኤርትራ::
Yemane Barya The Philosopher of Eritrean Music
እወ ንፍቅሪ!
እምቢ ንጽልኢ!
Dr.Zerit Teklay
U . S. A
amazoxa.com
ሰብን እግዛኣቢሄርን ደሕጎሰላ ረዚን መልእከቲ ዘለዋ መዝሙር (ደርፊ የማነ ባርያ
ባህለይ ብፍናን Adal ድተደግመት th-cam.com/video/yZ_c_0KW_mQ/w-d-xo.html
Weew
Entay gedfkum hagerkum ktmilesu
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Eway beyney sahk moyte bsenki rutan aman
Ata awet dia temelisu dyu welas yidgemena eyu zelo
ሰላም ኣሕዋት ምስ ስድራናን ዓድናን የራክበና ሰላም ይፍጠረልና መደባተይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ሓግዙኒ በጃኩም የሕዋተይ
Ema (scheisse) elu kabey semiewo 😂😂
Kkk
ዋይ ሳሕቅ ምዬት ምዬት
Nimitay ab haki zey tnebru gin.ezi anawnser mish USA eyu zelo nay meas ekum teriyna zelekum kemy diyu koynu negeru
Ydgm eyu zelo ,nay Ami eyu
Seb bi putin teshakilu Alo meas yiwilia shegiriwo alo nisikum biznez terayikum huket enial abuk hadish mesiluna kea
Ewaa every Easter belu fenuwuwo 😒
Just for money, this is old program
እርተራ
ዓወት አብይ ድዩ ዘሉ ድዩ ናይ ዓሙ እዩ
boring no new just repeating what you did last time
ዓ ዉ ታ ም ሕ ጎ ል
❤❤❤❤
😅🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤