ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ንዓኺ ሶልያና ጓለይ ካብቶም ኣብ ዘመና ጎይታ ዘተሰኣኺ ጓልና ኢኺ ኣጆኺ በርትዒ ነዞም ብዘይምስትውዓል ዝጽሕፉ ኣይትገድስሎም እኺ ኩሉ ግዝየ ጎይታ ንህዝቡ ንምግልጋል ሰባት እንት ኣተንሲኡ ፈታኒ ኽኣ ኣሎ ነዚ ኣብ መገድኺ ክገጥመኪ ኢዩ እቲ ወሃቢ ምሳኺ ኣሎ እዛ መዝሙር ኣብ ከባቢ 1987ኣቢላ ኢያ ወጺኣ ኣብኩሉ ናይ ጸሎት ስፍራ ኽኣ ትዝመር ነይራ ብሓውና ዑቕቢት ኢያ ወጽኣ ንዓይ ዓርከይ መሳርሕተይ ዝነበረ ሓው ኢዩ ኢዚ ብምግባርኺ ይሕጎስ እምበር ኣይጉህይን ኢዩ ስለዚ በርትዒ ኣብ ጸሎትና ክንዝክረኪ ኢና ካብቶም ቕድመኺ ተመኩሮ ዘሎዎም ዘመርቲ ክኣ ማዕዳ ምክሪ ሓሳብ ክልጉስልኪ ኮሎዉ ተቕበሊ ብርኽቲ ኢኺ።
ሶሊ ብርክቲ ዝዝመር ይብዝሃልኪ በረከትና አኪ
ሶሊ ብርክቲ ጅግና ወስኪ መመሊስኪ፡1ይ ጢማት፡4.15:16
ጎይታ የሱስ ይባርኪ ሶሊ በረኸትና ኢኺ ተባረኺ
ሕሱር ከም ሽሙ ሕሱር እዩ።እዚ ጎይታ እዚ ካብዚ ሕሱር ዝኮነ ናብራ ሓሰማ ኣውጺእና እዩ ሞ።ኣውጺእካኒ ኢኻ ኢልና ድማ ንዝምር።prophetic mezmur...God bless u ma sis
Amennnnnnn የሱስይ ኢድኻ ትሕለፎ ሂወትይ ዓለም ትፍለጥ ናትካ ምኻነይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🥰🌹🥰🌹🥰🌹🥰🙏🙏🙏🙏🙏
መመሊስኪ ብርሃንኪ ይድመቅ ብርኽቲ ሓፍተይ
ጥዑም መዝሙር ጎይታ ይባርኪ
ኣሰይይይይ ሰሉ ጓለይይ ጎይታ መመሊሱ ሓይሉ ይገለጽ ብሸውዓተ ዕጽፊ ተገለጺ ሃሎሉያ
Waww it is important for the new generation may Gbu soliyana
Soli brkti bereketna eki,kidi dehayki ksab wesen mdri ywxae,tebareki
Www soliy memeliseki wesiki
Wwwwww gyita ybarki
Wwwwwww soli blessed btaemi thanks des tibleni mezmur kexlyo memeliski fsesi bereketna eki brkti
እዛ መዝሙር መሉእ መዓልቲ ኣብ መኪና ኣብ ገዛ ወዐያ ክሰምዓ የ ዝውዕል ምስ እዛ ቀረባይ ትብል መዝሙርኪ ብጣዕሚ የን ዝባርካኒ ዝጠፍአ መዛሙር ከምዚ ጌርኩም ምሕዳስኩም ጎይታ ይባርኩም እዛ መዝሙር ክዝክር ከለኩ ዝነበርክዎ በረካታት ያ ተዘክረኒ ብዙሕወን ኣሳጊራትና ሓወና ዑቅቢት ወን ጎይታ መምሊሱ ጸጉኡ የብዛሓልካ belsssssssss you soli
Amen
Soil hefiety berkit
soli hafetna goyta yesus yebarki qexili
ሶሊ ሓፍተይ ብርኽቲ❤❤❤
Amenn Wawwwwwww gbu soli
Waw well done keep on for glory of God.
ዋው ሶሊየ ብርኽቲ ጥዕምቲ ድምጺ መመሊስኪ ወስኺ
ጎይታ ይባርኪ ሶልያና ጓለይ መመሊስኪ ወስኪ
Wwwwww Amzing soli hafety & Amen Tv dma Nice serhi
I love you lord 😢
nenewhi ometat temiu zeymno mezmur goyta yebarki soli
ኣምላኽ ይባርኽኪ መመሊሲኪ ወሲኺ እልልልልልልልልልልልልልል
soli jegna tumti demxi soli guley memeliski wski
Soli haftey zemenki kulu tehagosi
መመሊስኪ ብብርሃን ኣምላኽ ድመቒ ሶልያና ሓፍተይ ብርኽቲ
ንሰኺ ብርኽቲ ኢኺ
ኣሜን ኣሜን ኣብርሃኒ ይድመቅ ብርሃነይ ሃሌሉያ
Wwwwww soli brkiti
Wawww💥💥💥 Ameeen Ameeen selhulu amilakina yemsegn🙏🏻🙏🏻🙏🏻 tbarkuly burkat naye amilaki hezbey 💥💞🙏🏻🇪🇷
Eza mmezmur nay memhr okubaslasie ya bzkone grm zemirkya
Solitey waskley teum mezmur
Soli blessed
Neski berekti eki ❤❤❤❤❤❤❤
Waw waw Amazing song GOD bless you sis
Wow wow
ኣሜን ኣሜን
ጎይታ ይባርኪ መንፈስካ ዘሐድስ ጥዑም መዝሙር
Amen amlak jebareki brikti haftey
ጥዑም ድምጺ! ብመንእሰያት ተሓዲሱ ክድገም ስቡቕ እዩ፥ ስም ዘማራይ ክጸሓፍ ግን ግድን እዩ.ዘማሪ ዑቕባስላሴ ሃይለ ብሩኽ deserves credit
Ab mewedaeta tetsahifu alo blessed
@@samrawityemane1694 thank you Haftey..
Amennnn edika tehlfew hiwatey goyta🙏😇🥺 tebareki soil🥰🥰🥰
Goyta aizizu ybarki nay amlak seb
Amlak aiozezo ybarke sol haftey
God bless u all
Waww god blessed soli haftna
እግዚኣብሄር ዘመንኪ ይባርኽ!!
Bertu ahwat brukat
አምላኽ ይባርኩም
❤❤❤❤❤❤,Amen,tebark,hafty
Solitey brkti nski bereketna eki🥰🥰🥰
GOD BLESS YOU SOLI BLESSED FOR THIS GRACIOUS SONG, MAY THE GRACE OF THE LORD BE WITH YOU ABUNDANTLY.
Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤
May God bless u soley...nski bereket alemna eki.
Amen. Egzabher ybarkum
Amennnn ❤❤❤❤❤❤
OMG tebareki birikti
wowowwowow soli &tomi belssssss more
Lovely, Touching and Great song but you guys need to give credit to the owner of the song you are remixing.......... God bless you richly!
God bless u soliyana haftey
Wow Hallelujah Hallelujah Hallelujah
Amen, let his light shine on our lives and let the world know it is because of our Lord and GOD Christ Jesus!
Amen Amen Goyta yebarki blessed
Soli Haftey May the lord Jesus Christ bless you 🙌💕🙌
ሶሊ ብርክቲ ድምጽኪ ይሰማዕ ክሳብ ወሰናት ምድሪ
Soli brkti god bless you
Great song soli brkti
Amennnnnn, nski bereketna ike. God bless u more ❤🙏🙏🙏
Blessed Soliana 😇💖
Soli blessed memeliski tebarekii.... amen tv amalk ybarkum
good beless you
Godb blessed❤❤❤❤❤❤
Amlak ybarki enda zemerki nbeti brkti
God bless you my sister solna amazing cover song and amazing Grace
Tebareki
ተባረኺ።
Kebri nyesus waww menfska zehds mezmur berkti iki
Why dont u listen properly how the original singer sang this wonderfull song dear.
Tebareki ktzmri nberi 😍
ተባረኺ ጎይታ መመሊሱ መዝሙርን ይብዝሐልኪ
Amen Amen🙏🙏
Amen!! God bless you Soli 🙏🏽
ተባረኺ ዘመንኪ ይባረኽ ሓውና መጋቢ ዑቅባስላሴ ስለዚ ግሩም ዝኮነ ዘመን ዘይልውጦ ዘይሃስስ መዛሙራትካ ኣምላኽ እንዳባረኸ ይባርኽካ
ኣሜን
❤❤💯💯
tebarekiiiiiiiii Emaaaaaa zemertna ybzuhulna 💞
Wonderful song God bless you
My little sister you are amazing ❤️🙏 keep it up. Love your voice blessings.
Wawwww amazing you are blessed soli
Blessings
ንምንታይ ይጽሓፍ ንክብሪ ኣምላኽ ደይከነን ተዘምሩ ኣምላኽ ጸጋ የብዚሓልኪ ሰሉ ሓፍትና ንስኪ ካብዘም ናይ መወድኣታ ዘብን ኣገልጋልት ኢኪ ኩሉ ንኣምላኽ ይኩን
Nice remix! God bless you all!
Tebareku brukat
❤❤❤❤❤❤
ዋና ዘማሪኡ ብንያም ኪሮስ እዩ ::👈 ተንበርኪኹ ዝተምበርከኸ ይቕበል, ተንበርከኺ እሞ ክትቅበሊ ኢኺ ሰሉ ንበረኸት ኩኒ 👈🌺
ዝሓወይይ ሓድሽ ኣማኒ ዲካ ነዚ ዘይትፈልይ ልዕሊ 20 ዓመት ዝተዘመረ መዝሙር ዋንኡ መን ምካኑ ዝጠፋካ በል ዋና ዘማሪ መጋቢ ዑቅባ ስላሴ ሃይለ ይበሃል ስለዚ ክትፈልጥ ተደሊካ ዋናታቱ ብሂወት ኣለዉ ሕተት
Tegagika beruk hawey, zemariu Oqbaslasie haile yebhal.mejemrta zemertu neflet before judje
ንስካውን ተጋጊካ ኣለካ ዘማሪኡ መጋብ ዑቅባስላሴ እዩ ቢንያም ኣይኮነን
Wow…this is amazing Soli blessed.I am so happy for you and keep shining!!!!
Kab yakob nab Israel zlwt eid Goyta ewe.nsu khalfeka si kemey edl yu..
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ (ብሓው ዑቕባስላሴ መሓሪ (Vol. 4) ሕሱር ዝኾነ ዛንታይ ተቐይሩዓለም ክትብል ቀደም ናተይ ኔሩሕጂ ግን ካብ መፈንጠራይ ኣምሊጡናይ የሱስ ኮይኑ ፍጹም ተለዊጡኢድካ ትሕለፎ ህይወተይከም ብሓድሽ ይሰራሕ ውሽጠይዓለም ትፍለጥ ናትካ ምዃነይኣብርሃኒ ይድመቅ ብርሃነይከም ያዕቆብ ብኢድካ ተሰቢረብዛዕባ ህይወተይ ሓቂ መስኪረናይ ውርደት ስመይ ካባይ ተቐንጢጡክርእዩ ውሽጠይ ፍጹም ተለዊጡኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...ናተይ ዝኾነ ንድሕሪት ደርብየዘላኣለማዊ ክብሪ ሰማይ ሓርየከገልግለካ የሱስ ብፍታወይሕያወይቲ ኢድካ ትሕለፍ ብሂወተይኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...ብፍረ መንፈስ ቅዱስ ተሰሊመቆጽላ ከምዘይረግፍ ኦም ሩባ ለምሊመዝገብሮ ኹሉ መታን ክሰልጠኒልሙዕ ክኸውን ኢድካ ትሕለፈኒኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...Glory be to God! Amazing Song!! God bless you Soliana haftey!
ኦከ ንፍዕቲ ቀረባይ ዩ የሱስ ኣብኣ ናትኪ እያ ኣብኣ ላይክ ክገብረልኪ እየ 👈ጥዑም ድምጺ ኣለኺ ግና ድምጺ ድሕሪ መንፈስ ክዱስ እዩ thank you 👈
ዝሓወይይ ቀዳማይ ኣነ ሶሊ ኣይኮንኩን ላይክ ምግባርካ ከኣ ጽቡቅ ምትብባዕ ዩእወ መጀመርታ መንፈስ ቅዱስ እንድዩ ድሕሪኡ ከኣ መንፈስ ቅዱስ ዝሃበካ ምርሒት ተኮነ ከ
ሰላም ንዓኺ ሶልያና ጓለይ ካብቶም ኣብ ዘመና ጎይታ ዘተሰኣኺ ጓልና ኢኺ ኣጆኺ በርትዒ ነዞም ብዘይምስትውዓል ዝጽሕፉ ኣይትገድስሎም እኺ ኩሉ ግዝየ ጎይታ ንህዝቡ ንምግልጋል ሰባት እንት ኣተንሲኡ ፈታኒ ኽኣ ኣሎ ነዚ ኣብ መገድኺ ክገጥመኪ ኢዩ እቲ ወሃቢ ምሳኺ ኣሎ እዛ መዝሙር ኣብ ከባቢ 1987ኣቢላ ኢያ ወጺኣ ኣብኩሉ ናይ ጸሎት ስፍራ ኽኣ ትዝመር ነይራ ብሓውና ዑቕቢት ኢያ ወጽኣ ንዓይ ዓርከይ መሳርሕተይ ዝነበረ ሓው ኢዩ ኢዚ ብምግባርኺ ይሕጎስ እምበር ኣይጉህይን ኢዩ ስለዚ በርትዒ ኣብ ጸሎትና ክንዝክረኪ ኢና ካብቶም ቕድመኺ ተመኩሮ ዘሎዎም ዘመርቲ ክኣ ማዕዳ ምክሪ ሓሳብ ክልጉስልኪ ኮሎዉ ተቕበሊ ብርኽቲ ኢኺ።
ሶሊ ብርክቲ ዝዝመር ይብዝሃልኪ በረከትና አኪ
ሶሊ ብርክቲ ጅግና ወስኪ መመሊስኪ፡1ይ ጢማት፡4.15:16
ጎይታ የሱስ ይባርኪ ሶሊ በረኸትና ኢኺ ተባረኺ
ሕሱር ከም ሽሙ ሕሱር እዩ።እዚ ጎይታ እዚ ካብዚ ሕሱር ዝኮነ ናብራ ሓሰማ ኣውጺእና እዩ ሞ።ኣውጺእካኒ ኢኻ ኢልና ድማ ንዝምር።prophetic mezmur...God bless u ma sis
Amennnnnnn የሱስይ ኢድኻ ትሕለፎ ሂወትይ ዓለም ትፍለጥ ናትካ ምኻነይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🥰🌹🥰🌹🥰🌹🥰🙏🙏🙏🙏🙏
መመሊስኪ ብርሃንኪ ይድመቅ ብርኽቲ ሓፍተይ
ጥዑም መዝሙር ጎይታ ይባርኪ
ኣሰይይይይ ሰሉ ጓለይይ ጎይታ መመሊሱ ሓይሉ ይገለጽ ብሸውዓተ ዕጽፊ ተገለጺ ሃሎሉያ
Waww it is important for the new generation may Gbu soliyana
Soli brkti bereketna eki,kidi dehayki ksab wesen mdri ywxae,tebareki
Www soliy memeliseki wesiki
Wwwwww gyita ybarki
Wwwwwww soli blessed btaemi thanks des tibleni mezmur kexlyo memeliski fsesi bereketna eki brkti
እዛ መዝሙር መሉእ መዓልቲ ኣብ መኪና ኣብ ገዛ ወዐያ ክሰምዓ የ ዝውዕል ምስ እዛ ቀረባይ ትብል መዝሙርኪ ብጣዕሚ የን ዝባርካኒ ዝጠፍአ መዛሙር ከምዚ ጌርኩም ምሕዳስኩም ጎይታ ይባርኩም እዛ መዝሙር ክዝክር ከለኩ ዝነበርክዎ በረካታት ያ ተዘክረኒ ብዙሕወን ኣሳጊራትና ሓወና ዑቅቢት ወን ጎይታ መምሊሱ ጸጉኡ የብዛሓልካ belsssssssss you soli
Amen
Soil hefiety berkit
soli hafetna goyta yesus yebarki qexili
ሶሊ ሓፍተይ ብርኽቲ❤❤❤
Amenn Wawwwwwww gbu soli
Waw well done keep on for glory of God.
ዋው ሶሊየ ብርኽቲ ጥዕምቲ ድምጺ መመሊስኪ ወስኺ
ጎይታ ይባርኪ ሶልያና ጓለይ መመሊስኪ ወስኪ
Wwwwww Amzing soli hafety & Amen Tv dma Nice serhi
I love you lord 😢
nenewhi ometat temiu zeymno mezmur goyta yebarki soli
ኣምላኽ ይባርኽኪ መመሊሲኪ ወሲኺ እልልልልልልልልልልልልልል
soli jegna tumti demxi soli guley memeliski wski
Soli haftey zemenki kulu tehagosi
መመሊስኪ ብብርሃን ኣምላኽ ድመቒ ሶልያና ሓፍተይ ብርኽቲ
ንሰኺ ብርኽቲ ኢኺ
ኣሜን ኣሜን ኣብርሃኒ ይድመቅ ብርሃነይ ሃሌሉያ
Wwwwww soli brkiti
Amen
Wawww💥💥💥 Ameeen Ameeen selhulu amilakina yemsegn🙏🏻🙏🏻🙏🏻 tbarkuly burkat naye amilaki hezbey 💥💞🙏🏻🇪🇷
Eza mmezmur nay memhr okubaslasie ya bzkone grm zemirkya
Solitey waskley teum mezmur
Soli blessed
Neski berekti eki ❤❤❤❤❤❤❤
Waw waw Amazing song GOD bless you sis
Wow wow
ኣሜን ኣሜን
ጎይታ ይባርኪ መንፈስካ ዘሐድስ ጥዑም መዝሙር
Amen amlak jebareki brikti haftey
ጥዑም ድምጺ! ብመንእሰያት ተሓዲሱ ክድገም ስቡቕ እዩ፥ ስም ዘማራይ ክጸሓፍ ግን ግድን እዩ.
ዘማሪ ዑቕባስላሴ ሃይለ ብሩኽ deserves credit
Ab mewedaeta tetsahifu alo blessed
@@samrawityemane1694 thank you Haftey..
Amennnn edika tehlfew hiwatey goyta🙏😇🥺 tebareki soil🥰🥰🥰
Goyta aizizu ybarki nay amlak seb
Amlak aiozezo ybarke sol haftey
God bless u all
Waww god blessed soli haftna
እግዚኣብሄር ዘመንኪ ይባርኽ!!
Bertu ahwat brukat
አምላኽ ይባርኩም
❤❤❤❤❤❤,Amen,tebark,hafty
Solitey brkti nski bereketna eki🥰🥰🥰
GOD BLESS YOU SOLI BLESSED FOR THIS GRACIOUS SONG, MAY THE GRACE OF THE LORD BE WITH YOU ABUNDANTLY.
Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤
May God bless u soley...nski bereket alemna eki.
Amen. Egzabher ybarkum
Amennnn ❤❤❤❤❤❤
OMG tebareki birikti
wowowwowow soli &tomi belssssss more
Lovely, Touching and Great song but you guys need to give credit to the owner of the song you are remixing.......... God bless you richly!
God bless u soliyana haftey
Wow Hallelujah Hallelujah Hallelujah
Amen, let his light shine on our lives and let the world know it is because of our Lord and GOD Christ Jesus!
Amen Amen Goyta yebarki blessed
Soli Haftey May the lord Jesus Christ bless you 🙌💕🙌
ሶሊ ብርክቲ ድምጽኪ ይሰማዕ ክሳብ ወሰናት ምድሪ
Soli brkti god bless you
Great song soli brkti
Amennnnnn, nski bereketna ike. God bless u more ❤🙏🙏🙏
Blessed Soliana 😇💖
Soli blessed memeliski tebarekii.... amen tv amalk ybarkum
good beless you
Godb blessed❤❤❤❤❤❤
Amlak ybarki enda zemerki nbeti brkti
God bless you my sister solna amazing cover song and amazing Grace
Tebareki
ተባረኺ።
Kebri nyesus waww menfska zehds mezmur berkti iki
Why dont u listen properly how the original singer sang this wonderfull song dear.
Tebareki ktzmri nberi 😍
ተባረኺ ጎይታ መመሊሱ መዝሙርን ይብዝሐልኪ
Amen Amen🙏🙏
Amen!! God bless you Soli 🙏🏽
ተባረኺ ዘመንኪ ይባረኽ ሓውና መጋቢ ዑቅባስላሴ ስለዚ ግሩም ዝኮነ ዘመን ዘይልውጦ ዘይሃስስ መዛሙራትካ ኣምላኽ እንዳባረኸ ይባርኽካ
ኣሜን
❤❤💯💯
tebarekiiiiiiiii Emaaaaaa zemertna ybzuhulna 💞
Wonderful song God bless you
My little sister you are amazing ❤️🙏 keep it up. Love your voice blessings.
Wawwww amazing you are blessed soli
Blessings
ንምንታይ ይጽሓፍ ንክብሪ ኣምላኽ ደይከነን ተዘምሩ ኣምላኽ ጸጋ የብዚሓልኪ ሰሉ ሓፍትና ንስኪ ካብዘም ናይ መወድኣታ ዘብን ኣገልጋልት ኢኪ ኩሉ ንኣምላኽ ይኩን
Nice remix! God bless you all!
Tebareku brukat
❤❤❤❤❤❤
ዋና ዘማሪኡ ብንያም ኪሮስ እዩ ::👈 ተንበርኪኹ ዝተምበርከኸ ይቕበል, ተንበርከኺ እሞ ክትቅበሊ ኢኺ ሰሉ ንበረኸት ኩኒ 👈🌺
ዝሓወይይ ሓድሽ ኣማኒ ዲካ ነዚ ዘይትፈልይ ልዕሊ 20 ዓመት ዝተዘመረ መዝሙር ዋንኡ መን ምካኑ ዝጠፋካ በል ዋና ዘማሪ መጋቢ ዑቅባ ስላሴ ሃይለ ይበሃል ስለዚ ክትፈልጥ ተደሊካ ዋናታቱ ብሂወት ኣለዉ ሕተት
Tegagika beruk hawey, zemariu Oqbaslasie haile yebhal.mejemrta zemertu neflet before judje
ንስካውን ተጋጊካ ኣለካ ዘማሪኡ መጋብ ዑቅባስላሴ እዩ ቢንያም ኣይኮነን
Wow…this is amazing Soli blessed.I am so happy for you and keep shining!!!!
Kab yakob nab Israel zlwt eid Goyta ewe.nsu khalfeka si kemey edl yu..
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ (ብሓው ዑቕባስላሴ መሓሪ (Vol. 4)
ሕሱር ዝኾነ ዛንታይ ተቐይሩ
ዓለም ክትብል ቀደም ናተይ ኔሩ
ሕጂ ግን ካብ መፈንጠራይ ኣምሊጡ
ናይ የሱስ ኮይኑ ፍጹም ተለዊጡ
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ
ከም ብሓድሽ ይሰራሕ ውሽጠይ
ዓለም ትፍለጥ ናትካ ምዃነይ
ኣብርሃኒ ይድመቅ ብርሃነይ
ከም ያዕቆብ ብኢድካ ተሰቢረ
ብዛዕባ ህይወተይ ሓቂ መስኪረ
ናይ ውርደት ስመይ ካባይ ተቐንጢጡ
ክርእዩ ውሽጠይ ፍጹም ተለዊጡ
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...
ናተይ ዝኾነ ንድሕሪት ደርብየ
ዘላኣለማዊ ክብሪ ሰማይ ሓርየ
ከገልግለካ የሱስ ብፍታወይ
ሕያወይቲ ኢድካ ትሕለፍ ብሂወተይ
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...
ብፍረ መንፈስ ቅዱስ ተሰሊመ
ቆጽላ ከምዘይረግፍ ኦም ሩባ ለምሊመ
ዝገብሮ ኹሉ መታን ክሰልጠኒ
ልሙዕ ክኸውን ኢድካ ትሕለፈኒ
ኢድካ ትሕለፎ ህይወተይ...
Glory be to God! Amazing Song!! God bless you Soliana haftey!
ኦከ ንፍዕቲ ቀረባይ ዩ የሱስ ኣብኣ ናትኪ እያ ኣብኣ ላይክ ክገብረልኪ እየ 👈ጥዑም ድምጺ ኣለኺ ግና ድምጺ ድሕሪ መንፈስ ክዱስ እዩ thank you 👈
ዝሓወይይ ቀዳማይ ኣነ ሶሊ ኣይኮንኩን ላይክ ምግባርካ ከኣ ጽቡቅ ምትብባዕ ዩእወ መጀመርታ መንፈስ ቅዱስ እንድዩ ድሕሪኡ ከኣ መንፈስ ቅዱስ ዝሃበካ ምርሒት ተኮነ ከ