When Eritreans didn't stand with their own people . why you guys are worries about Zerisenay??? Eritrawiyan mis hagherna. Itom Tigray Tiewet dima xiniat yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Zerisenay wonderful answer your are real Eritrean but the guy ask you terable useless he is standing for money not for Eritrea. Thank you so much for your honesty
ዘርእሰናይ ማለት እንዳሓደረ ዝፍቶ ዕንቂ ኤርትራዊ 🇪🇷ለባም ሓውና እዩ❤️ ። ሃገሩ ዘኽብር ድማ ከምዘርኢሰናይ ይኸብር ።💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷✊🙏🏽
ከመይ ኣቢሉ ደኣ'ዩ ትግራዋይ ወዲ ጎርሆ ስርናይ እየ ዝብል ነበረ
Setitaweyan merhaba
100%!Thanks so much ዘርኢት ሓወይ።ለባም ተወከስ ባላ ተሞርከስ ከይትወድቕ'ዩ ዘመኑ።ኣናፍራ ቆቓሕ ዘይፈልጥሲ ነይሃዳናይ።
ናይብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ዘርእሰናይ ሓወይ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, ኣታ ሓታተይ ከ አቶ ረኺበ ኤልካ ድካ, ብዝኾነ አዝግኣብሄር ኣምላኽ ሰላምን ሓድነትን ይፍጠረልና.
አየ ካብቲ ዝገርምሲ ምስ ቶም ደገፍቲ ቲ ስርዓት ኰንካስ ነጻነት ከተብዕል ኬድካ ኢልካ ከም ሕቶ ምቕራብካ ከይጉረመኒ አይተረፈን። አየ ዉዲ ግርማይ ሐወይ ይበል መልሲ ኰርዒዳ ዛሐወይ።
The interviewer is very annoying with his stupid questions. Well done Zeresenay tell it as it is
ውውው ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትንታነ ዘርኣሰናይ ጂግና መገለጺ ስኢነሉ ትንታናካ ኹራዕ ኤርትራዊ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏✅✅👍👍👍✅❤️🇪🇷.
ሰላም ሰቲት መድያ መጀምርያ ሰላም ብምቅጻል ኣብዚ ሰዓት ናይ ዘርእሰናይ ኣጀንዳ ምቅዋምን ምድጋፍን ዘይኮነ ድሕነት ህዝብን ሃገርን እዩ።
Ash ash ash zerisenay gegna halal ash ash
ወዲ ግርማይ ጅግና ንጹር መርገጺ ዝድነቕ'ዩ እኹል መልሲ :ኤርትራውነት ክቡር መንነት ክብርን መጎስን ንሰመእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርኢ ሰናይ :ናይ ባሓቂ ዘራኢ ሰናይ!ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ: እግዛበሄር ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::ኣምላኽ ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርክ 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Ash ash
Zersenay hawna ajoka kntsbeyeka ena
Gegna hawna eritreawi
ቅድሚ ኩሉ ነገር ትሃሉ ሃገር ኢዩ እቲ መልሲ።ዘርእየ ብሓቂ ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮም።እዚ ዝወሰንካዮ ውሳኔ ከኣ ክድኣት ዘይኮኔ ሃገራውነት ኢዩ:ሃገር ዝሓተትካ ከኣ ብግብሪ ሎሚ ምስኺ ሃገረይ ጽባሕ ምስኪ ኣለኩልኪ ኣብ ሪመይ ኢልካ ንዴሜኛታት ወያኔን ተዳናገጽቲ ወያኔ ብደርፍካ መርዘን ኮንካዮም ናብ ጸርፍን ሃሎውሎን የእቲካዮም።
ዝአርእሰናይ ሃውና ኣጆካ ቀጽሎ ልዕሊ ዝኮነይኩን ኣብጎኒ ሃገርካ ደው ምባባልካ ኣድኒቀካ ካልእ ግን ውሽጣዊ ጉዳይና ክንድግፍን ክንቓወምን መሰልናዩ ፡፡ናይ ባሓቂ ንፉዕ፡፡
አርትራውይን ሃገራውያን ንቅድማ ውድቀት ኤርትራውያን ኮይናም ኣባላት ትግራይ ትስዕር ፉሽል ፕሎቲካ RIP
እንኳዕ ዘርእሰናይ ሓወይ ኮንካ, ናይ ብሓቂ ጅግና በዓል ብሬን !
ዘርእሰናይ ጅግና ፡ናይ ኣሕዋትካን ብጾትካን ዕላማ ናበይ ከተብሎ ባዕልኻ እዉን ዝነበርካዮ ፡ኣንበሳ ጅግና ወዲ ጅግና
እታ ሃገርተዘይ የላ ፍትሒ ምባልና ትርጉም የብሉን ናይ ደገ ሓይሊ ክወራ ዝሕርቅም ሓይሊ ተሊዪ ጉዳይ ሕቶ ፍትሒ ወዚፍና ሃገር ኣዲሕና ድሕሪ ድሕነት ሃገር ምስ በጸሐ ካኣ ጉዳይ ፍትሒ ይላዓል
Towet wedi haras Nebri wedi zomjigano Zerisenay Grimay jigna hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤.
ዘይምልከተካ ሕቶ ኣይትሕተት
ጽቡቅ መልሲ
Absolutely
ግልጽን ኑጹርን መርገጺ አዩ ዘለካ ወዲ ግርማይ ቀጽሎ ጥራይ ንማሰሚዱኡ ከዕቢ እዩ እንበር ጠፊእዎ አይኮነን ምኽንያቱ ከደንቁሩና እዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ
ሰርእሰናይ ሃገራውነቱ ይደነቕ፡ ብፍቕሪ ሃገሩ ዝነድድ
ባሓቂ ዘርሰናይ ጅግና ኢካ ኣድኒቀካ ሕጂ ግዳይ ህዝብና ሃገርና እንበር ጉዳይ ስራዓት ኣይኮነን ክበሉዑና ዝደልዩ ኣዛብእ ኣለዉ
ዋው ብጣዕሚ ባህ ዳበለንን ትሓጊሰን ሰሜዐዮ ናይ ባሓቂ ከዛርቡና ደልዮም ተዛራቢ ኢካ ንዝመጻካ መስቀላዊ ሕቶታት ብተኣምር መሊስካዮ ዘርሰናይ
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽 ዘርእሰናይ ጅግና ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘርኢት እታ ናይ ጣዕሳ ወረቐት ነዚ ቃለ መሕተት ዘቅርበልካ ዘሎ ብጣዕሚ ኣገዲሳቶ ኣላሞ ኤምባሲ ኤርትራ ንዓኻን ኑዑኡን ኣይትርሕቆን ኣይትቀርቦንያ ሞ ንኤምባሲ ከይዱ ከመይ ከምትመስል ባዕሉ ከይዱ ንታ ወረቐት ኣገዲሳቶ ዘላ እንተዝላለያ ሞ ንኽመልኣ ንኸይመልኣ ድማ ንእዑ ይምልከት። ብራቮ ዘርኢት ቀጽሎ።
Zersenay jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️⭐
ዘርእሰናይ ጅግና አቤት መልሲ ቀጽሎ አነ ዉን ምሳካ አለኩ
"ምድጋፍ መዓልቲ ናጽነት ምስቶም ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ኮንካ " እንታይ ዓይነት ሕቶ እዩ ፡ እቶም ደገፍቲ ዝብሎም ዘለዉ UfO ካብ ማርስ ወይ ጁፑተር ድዮም መጺኦም። መዓልቲ ናጽነት ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ። ኣብ ኣመሪካ ሪፓፕሊካን ይኩኑ ዲሞክራይስ ፡ ደገፍቲ Pro trump ይኩኑ ናይ ባይደን ኣብ 4th July ብሓንሳብ ዘብዕልዎ እንተኮይኖም ፡ እንታይ እዩ ዘሕወጭውጮም። ስነ ጥበበና ዘርእሰናይ ግና ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ።
ናይ ብሐቂ ጽብቅቲ ርእይቶ ደለይቲ ፍትሒ ይኹን ደጋፊቲ ኒ ብዓል ናጽነት ብሐደ እዩ ከኽብራ ዘለዎ ፡ዝኾበ ካሊ እ ህገረዊ ብዐል ዊን ከም ኡ ፡ ንአብነት ከም ምዓልቲ ስወአት ።
ዘርሰናይ ኣንበሳ 🇪🇷⭐️ ጋዘጠኛ ብቡዝሕ ፈቲኑ ጌጋ ክረክበልካን ከዛርበካን ካብቲ ዝነበርካዮን ሕጂ ዘለካዮን ግና ኣይከኣለን ኣብ ሜድኡ 10 ብ 0 ተሳዒሩ :: ኤርትራዊ ይቃወም ይደግፍ ኣብ ረብሓ ሃገሩን ህዝቡን ሓደ እዩ ክኸውን ዘለዎ:: 🇪🇷❤️
ዘርእሰናይ ጅግና ውዱእ ኤሪትራዊ አቦ ሓቂ ሃገርይ ዝበለ ተከቢሩ ይነብር ኢቲ ሓታተይ ግን ዓሻ ኢዩ ዝመስል ናይ ቆልዕት ሒቶ ይሓቲት
Exactly
Zersenay really you are a mature politician and nationalist God bless you!
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት
እምባሕ እምባሕ በል ተዓወት ዘርኢት ጅግና ኤርትራውያን ዘመንኩም ያ
Senait seki eski beli bejaki elki abey kunkum enbh ketblu denkoro sedetena
😂😂😂😂😂 ክሳብ ሕጂ እምባሕ በል ትብሉ ኣለኹም ኣቱም ኣብዑር 🐂🐂🐂🐂
@@Senafe-v2r ከብቲ በሎም ትርግሙ ኣይርዶኦምን ኢዪ ኣቡዑር 👺😝
ዘርኢት ጅግና ወዲ ኤረይ
ጸባጸባ ጸባ🇪🇷❤🎯💯💯💯💯🙏🏾
ደንበ ተቃውሞ ኣንጻር ኤርትራው ምኳኑ ምስተፈለጠ 90% ህዝቢ ምስ መንግስቱን ህዝቡን ምኳኑ ፍለጥ ዘርሰናይ ድማ ሓደ እዩ: ምስ ህዝብካ ጠጠው ምባል ድማ ከምዚ ዝረክቦ ዘሎ ክብሪ ይረክብ ኣሎ
Abuslatly....
ዘርእሰናይ ተባዕ፡ ብድፍረት ብክውነነት ዝምጉት፡ ልዕል ሃገራውነት በርትዕ ነዚ ዘሎ በዳሂ መድረኽ ሓድነት ኤርትራዊ ክህሉ ኣለዎ።
ለውጢ ከመጽእ እንተኾይኑውን በቲ ኣብውሺ ዘሎ እምበር፡ በዚ ብስም ፍትሕ መሳርሒ ናይ ጸላኢ ዝኾነ ደንበ ዕንክሊል፡ ዝመጽእ ለውጢ የለን፡ ሰርእሰናይ ጽቡቕ ውሳነ እዩ፡ በርቱዕ።
Zerisenay wedi Rimey 🇪🇷🙏🏻We love you brother . 🥰❤️🙏🏻🇪🇷 Ab goni hagerey Eritra mebalka ekul eyu 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Zerisenay God Bless you all respect to you 🙏🇪🇷🙏
@23:55 🤣🤣ZereSenaiy you are a wordsmith!! So eloquent, and straightforward. NO MINCING OF WORDS! ሰብኣይ ሰብኡት!
Thank you my harowe wledane erterawe edma yhbeka zare sanay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏❤❤🤴✅
ዘርኢት ኣምቢሽ ፡ እንታይሞ ክብለካየ ፡ ጸባ ሰትየ
ቓላትውን ይሓጽረኒ፡ እንታይ ኢለ ክጅምር እንታይ
ኢለከ ክውድእ ? ቓላትካ ምቑር እዩ? ከም መጽሓፍ ሰለሞን፡ ምቑር ምግቢ ምኡዝ ወይኒ ፡ ጥዑም ማይ
ኣብ ዝጸማእካሉ ሰዕት ሰቲካዮ ዘርዊ፡ ብዘበናዊ
ምግብታት ድም ዶልሺ ቺኮላታ ስዊስ፡ ኢኻ
እቲ ዝዕበየ ድማ እንቋዕ ኣሕዋትካ ኮንና ፡ ሓብንና
ኢኻ፡ ተሕቢንና! ኩራዕ ኤርይራዊ !
You are amazin mystery erterawe edma yhbeka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤❤🤴❤🙏👍🇪🇷thanks
ጅግና ዘርሰናይ ብታኢሚ ኣድኒቐካ ከጽሎ ኣጆካ።
ጅግና ዘርእሰናይ ግርማይ ኣጆኻ ቀጽል ንሱዩ እቲ ሓቂ ። ሓታታይ ግን ስረኻ ጌና ቁልፊ ዘድልያ ትመስል ኣላ ። ኤርትራዊ እንተዀንካ ህዝብኻ ዝደልዮ ግበር ኣብታራኽ ክትስነድ ። ካብዚ ወጻኢ እንተኼድካ ግን ምስዞም ቀልቀል ህወሓት ኣብ ጎሓፍን መቃብርን ከይትኸውን መጠረሽትኣ ኣኸለ ኣኸለ ኣኸለ
ብጣዕሚ በዳህቲ ሕቶታትን
ቡሱልን ርጡብን ሓቅታት ዘጉስዕ መልስን
ዘርኢት ኣባ ዳህሪ እንዳ ተዛረብካ ንበር ጅግና ኤርትራዊ
ሰላም ዘርአሰናይ ሓወይ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ብወገነይ አዘራርባ መልስን ድልዉ ናይ ብሓቂ። ምዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ናይ ደጋፍን ተቃዋምን አይኮነትን ምዓልቲ ናጽነት ናይ ኤርትራዉያን ክሳብ ዝኾነት ሰሚርና ምዓልቲ ናጽነትና አብዒልናዮ አሎና ። ንስርዓት ይቃወም አየ ሕጂ ግን ቀዳምነት ምክልኻል ሃገረይ ጸኒዐ አብ ሃገረይ ጎኒ አለኹ። ን ፍትሒ ድማ ምስ ህዝበይ አየ ዝዛራረበሉ።
Well done 👍 Zerite ❤️your honesty is amazing very clear answers you’re great keep all the good work thanks ❤️🇪🇷💪
💪👍👌🌷💋💋🤝
ኣታ ሓታታይ ሓቂ ታት ውሓጥተቃሊዕኩም ሓቂ ሒዝካ ሰዓቦ ን ዘርኢሰናይ
ብሓቂ ባኣፍካ ዝሕዘካ የሎ፡ ጥራይ ብዙሕ ካብ ምንባብ ዕዲ ኣይትውዓል፡ ወዲ ህዝቢ
እዛ ሓታቲት ክሳብ ሕጂ ኣብ ደምበ ኮለልን ማለሊትን ተስፋ ገይራ ጸኒሓ ሕጂ ግን ዘርእሰናይ ተስፋኣ ኩዒቱ ቀቢርዋ😂😂😂😂
😂😂😂 ተስካር በልዓ 😂😂
Zerit Jegnaw proud to be Eritrean. Ekoe natna konka. Viva Eritrawi Kurae
ኤርትራዊ ክቡር መንነት ኣጆኩም የሕዋት
ጻም እያ ሰዋአት አሐዋተይ 😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️😭😭😭🇪🇷🇪🇷❤️
ሐይል ሐወይ ዘርእት ሐወይ 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷❤️🇪🇷👍💪🇪🇷❤️
Zerit gna kulu bbslet thenku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
ወዲ ግርማይ ያሆ ጸባ ኣጅቦ ጸባ ኣጅቦ ጸባ ኣጅቦ ኣንበሳ ✊🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷✊
Wawwww Orginal Eritrawi kimih zey bil sebiay 💪🇪🇷👈
Wow you are amazin my favourite 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤🤴🙏😭😭😭😭👍👍👍👍thanks
KIBRET YIHABKA SILE HAQI N HILINAN LIBONAN ZIMELEO ZEREBAKA ZERISNAI WEDY KUBUR MEMINET WEDY HIZBI ERITREA AMLAK MHRETU YEWRIDELNA 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 HAQI YNGES ❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤🙏🙏 . Eritrea BI ERITREAWIJAN DEQA HARA TIWEXIE
ኣንታ እዚ ኣዳላዊ መደብ ጥዕና ኣለዎ ድዩ? ተቓወምቲ እንታይ ዚገበርዎ ርኡይ ለውጢ ስለዘሎ ኢዩ: ብዙሕ ግዜ
ተቓወምቲ ተቓወምቲ እናበለ ከበሮ እዝንና ኪምንጥለና ደልዩ። ዘርእሰናይ ክቡር ኤርትራዊ ቀጽሎ ኢኻ።ስነጥበባዊ ጥራይ ኣይኮንካን ወናኒ ብዙሕ ጸጋታት ኢኻሞ: እግዚኣብሄር ይመልኣልካ።🇪🇷
ጅግና ዘርኢሰናይ ክምህ ዘይብል እግዚአቢሄር ሐይልኻ ይኹን ንዘልአለም
When Eritreans didn't stand with their own people . why you guys are worries about Zerisenay??? Eritrawiyan mis hagherna. Itom Tigray Tiewet dima xiniat yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Anta jgna hawey btaemi eina nfetweka nfue eika Emo keteslo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪👌👌👌
ዘርኢሰናይ ትምለሶ ዘለካ ብሓቂ መሬት ዝወድቅ ስለዘየለ ጸባ ኣስቲካና ጻባስተ። ደምበ ተቃውሞ ደንበ ዕቡዳት ደምበ ከዳዓት ኢዮሞ እምበር ህዝብካን ሃገርካን ንወያነ ኣሕሊፍካ ዝሃብካሰ ሕፈሩ ግዜ ይሃበናም ፍረ ውጺትኩም ክትክፈሉ ኢኩም ሰማእታት ብዘይድምጺ ክትስዓሩ ኢኩም።
Welcome zeresny 🙏 good interview for all off you Eritrean ♥️ 👌 👍 Eritrean for Eritran BY eritran only thinkyou Zerseny 🌷🌹🌺♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akurieni waw wedi girmay we love you
Zerit. ብሓቂ ኣድኒቀካ ከም መጽሓፍ ኢካ ናይ ንህዝቢ ኤርትራ ካ ኣራያ ኢካ ሰባይ ኢለካ ኣለኩ ከማካ ኣይነት ሰብ የብዛሓዮ ኩልና ንሕበር ጥራይ we love you zerit
ዋዋዋው ናይ ባሐቂ ደኹርዕ መልሲ ካብቲ ደርፍኻ ደይንእስ ትንታነ ። ደጊመ ጅግና መኩርዒ ህዝቡን ሃገሩን።
Simply I love his ideas, ezom ab agelglot bzuh zgeberna wishtna ( lbna ) (atehasasbna) bzuh alo zeqerarbena .
Jgna Zerisenay hawey 🇪🇷❤💯
Wow ambsa zeresenay haweye hagrey hizibeye 🙏🏿🙌🏾💜🇪🇷✊🏾
ናይ ብሐቂ ጸማም ወታህደር ,(ናይ መጀመርያ ወዶ ገባ )
drbay wedi lkabt mdankr dkal srmat 🐓🐓🐑🐓💊🐑
Guhaf zeytmihar gida
??@@eseyaskelab8223
ሐውና ኻብ መስመር ዶ ወጺካ አለካ ፡ እዚ ወዲ ባዕሉ እዩ ኒ ነብሱ ሽም ሂብዋ ጸማም ወታሀደር እየ ፡ብፍታወይ ባ0ለይ ናብ መንግስተይ ተመልሸ እለኩ ብቕንቓ ኣምሐርኛ ከ አ ወዶ ገባ/ ማለትዩ ብፍታዉ ተመልሹማልውት ፡፡ አነ ከአ ሓቅኻ ኣለካ ኢለ ነታ ዝበላ ደጊመያ ፡
ስለዚ ጸርፊ ንዓይ ይኹን ንዕኡ ክትጻረፍ መሰል የብልካን፡ተኣረማ !!
Zerisenay tebe Ertrawi ❤ bro
Bravo zerisenay 100 kab 100 haki tezaribka
Zerisenay 💪🏽❤️Ertrawi Jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anes zgermeni ab gizie megzaet kedat neyrom kndey yehwatomn Hagerman ahlifo hibom Yom hjiwn kemau entes bdgmti walas dnqurna seb hotels tarik alewu gna zmxewo lewti yelen hzbi eritrea merirn kebid Megzaeti slezehlefe bakatku ztalel yelen nskum atum teqamerti qumar tebeliekum alekum . Zerisenay gna mestewalin tebaen beal metkel eika qexlo Awet nhafash .
ወላ ምስ መንግስቲ ሕቶ ይሃልወና ወላ ንምሕደራ ንቃዎም ብዋጋ ዕዳጋ ህዝብን ሃገርን ግን ኣይኮነን ክብሪ ህዝብን ሃገርን ፍለጡ ዘርእሰናይ ዝበላ ሓቂ ያ ንህዝበይ ክጥሕር ዝመጸ ሰራዊተይ ክቀትል ዝመጸ ምቅዋምኩም ገደል ይእቶ ሃገር ሒዜ የ ንመንግስቲ ዝሓቶ ህዝቢ ሒዜ ንመሰሉ ዝጣበቀሉ ወይለይ ደንበ ዕንክሊል ዘርእሰናይ የቀንየልና ብቁዕ መልሲ!!!! ኣጆካ ዘርእሰናይ በይንካ ኣይኮንካን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎንኻ ዩ ለዊጢን ምዕባለን ልዕልና ሕጊ ምንጋስ ዘይደሊ የለን ኩሉ ብህዝቡን ሃገሩን ብሰማእታት ደቁ የሕዋቱን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ 99/። ብጀካ እዞም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ከዳዓት ደቂ ሃገር
Zeresenay kem shmu akuriekani
Wedi girmay jigna bisul 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏👏👏👏🥰
መደናገርቲ፡ ከድዓት እቲ ስርዓት እንዳበልካ ሃገርን ህዝብን ምሻጥ በጃ እቲ ስርዓት ጋሕ በሉ።ሕጂ እዚ ጋዜጠኛ ኢየ በሃላይ ካብቶም ብኸብዶም ዝሽየጡ ከዳዓት ኢዩ። ኣጆኻ ጥራይ ዘርእሰናይ ኣንበሳ
Abuslatly....
The matter of fact, he shouldn't ask him...this kink of questions....
Well done zersenay....
Zeresenai is such a humble, talented, and wise artist!!
Anbesa❤🇪🇷zerisenay kindi kolu anbesa🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹
Gigna harbena zibuk tezaribka
Nezom serekti kedeat
Wow 💯👍👍👍♥️😘
Zerit gigna hakegna Eritreawi eka. ezi setit gin nay tigray tiewet eyu mesleni.
ዘርሰናይ ግርማይ ናይበሓቂ
ብወገነይ ቡቑዕ መልሲ ኢኻ መሊስካሉ ብዘይቀለዓለም ኣብ ኤርትራ
ዝኾነ ፉጡር ብዛዕባ ኣብእእርትራ ዘሎ ሽግር ንማንሰብ ዝኹወሎ ኣይኮነን
ብዝያዳ ግን ላዕሊ በል ታሕቲ በል ኢቲ ኣብ ሂግደፍ ዘሎ ይሓይሽን ፈረቓን
ዘርስናይ ጅግና አፉ ኢካ አጺካዬ ነዚ ጅንታ ፧፧፧፧ሰቲት ጅንታ ሚድያ
ata rewohka texae abzi aqeli girka tezey semika wexa wexate keyenhememeka aytrebeshena
@@amhgreat4658 ስቅ በል ጣንጡ
ጅግና ወዲ ግርማይ፡ እምበር ተቃወምቲ ኤርትራ ደኣ ንትግራይ ገንዘብ መደብደቢ ገንዘብ እንዶ ኣይሰደድኩምን ንኣዴኩምን ኣቦኩምን መደብደቢ ንሚሳይላት መግዝኢ እንዶ ኣይሰደድኩምን ተሕዝኑ። ቀባጽ ወዲ ግርማይ ቀጽሎ
ጋዘጠኛ ኣይግድን ሕቡእ ዱጉል ተልእኾ ዘለዎ ይመስል ዘርኢት ግን ቡቁዕ መልሲ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ዘርኢት ሞክሲ ብሂወት ዝነብር ዘሎ ካብ ቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ዘርኢት ምክሲ ፈላስፋ ሙዚቃ ኤርትራ ብሃገሩን ብሓድነት ህዝቡን ዝሓስብን ዝኮርዕን ዝደርፍን 🇪🇷❤🙌ድምጺ ያረድ ድጥዕም ሰሚዕካ ዘይጽገብ ኩቡርን ኑፉዕን ስነጥበባዊ ኩሩዕ ኤርትራዊ ዘርኢት ምክሲ ERI POWER። 🇪🇷👍✌ ዘርኢት ምክሲ ከም ሕጻ ባሕሪ ብዛሕ። ቀጽሎ ንሓድነት ኤርትራውያን ምግጣምን ምድራፍን::
ብኩሉ ቓንቓታት ዓለም ንዘልኣለም ኩራዕ ኤርትራዊ!!
🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
🇪🇷ለዘላለም ኩሩ ኤርትራዊ::!🇪🇷
🇪🇷كن فخوراً إريترياً إلى الأبد🇪🇷
🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
🇪🇷Estar por siempre eritrea.!🇪🇷
🇪🇷Soyez à jamais fiers d'être Erythréens.!🇪🇷
🇪🇷להיות אריתראי לנצח.!🇪🇷
🇪🇷 Будь вечно гордым эритрейцем.!🇪🇷
🇪🇷 成为永远骄傲的厄立特里亚人🇪🇷
ኣነጺሩ ብዘይ ነግፈረግ ብትብዓትን ይምልሰልካ ኣሎ። ሽግራት ስለ ዘሎ ሃገር ንጸላኢ ይሕሊፍካ ምሃብ፣ ሽግራትና ይፌታሕ ማለት ኣይኮነን። ዘርኢሰናይ ኣንበሳ ዉዲ ኩቡር ኤርትራዊ ዜጋ።
Zerisenay wonderful answer your are real Eritrean but the guy ask you terable useless he is standing for money not for Eritrea. Thank you so much for your honesty
ዘርኢት ሐወይ ❤❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
zeresenay jigena wedi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዕግፍዮም 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔✔✔✔✔✔✔✔
Anbessa teawet edme ms tena wedi Ghrmai gomida. Kezarbuka eyom deliom asmaayim sbuk gerka. Ab zerebaka axmi hibkayom aleka mekeneytom tkewn
Bravo sersen jegen weid eri🤩🤩😍😍
👍
ተዓወት ጅግና
zeresenay kem smka sm nhbi zey nas escho bbelaha tfter enda hobay nexo bal hdri ✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሰላም ሰላም ይሕዋት ኩልኩም ብሓበራ ብመጀመርያ ኣብ ዘለኩሞ ሙሉኡ ጥዕና ምስ ሙሉኡ ዓወት ናተመነኩ ምርቃ ወለድኩም ኣይፈለየኩም ናበልኩ ኣብዛ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ የቀኔለይ.
ccrv
ደምበ ፍትሒ ዝብሃል የለን፡ ለውጢ ኽመጽእ እንተኾይኑ በቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ጥራይ እዩ፡ እቲ ኣብ ሥልጣን ዘሎ ስርዓት ንልእላውነት ይከላኸል ኣሎ።