Eritrean tiktok hgdf vs dembe shonkolel

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 58

  • @aronyemane9346
    @aronyemane9346 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ሂወተይ ዝተመሰጥኩላ መኣዲ ኤርትራውያን መንእሰያት የሕዋተይ። wawwwww❤

  • @samihani648
    @samihani648 ปีที่แล้ว +4

    ዜሪኢት እስክንዲር ጅጋኑ ደቂ ኤረይ አስምዕዎም ጥራይ ነዞም ጋሓፋት

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 ปีที่แล้ว

    KINGAMANUEL WELL PUT TOGETHER ...OUR GOVERNMENT NEED TO PUT IT LIKE THE WSY YOU DID....JEGNA ERITREAN WEĹL DONE BROTHER

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽብቕ ትዛረብ ኣለኻ ምርድዳኣ ዝመስልዎ የለን ዝሓወየ ንፉዕ

  • @Saba-bv7xb
    @Saba-bv7xb ปีที่แล้ว +1

    I want to listen people like kingamanuel3, zeresenay and Eru Adey. They all have a lot of knowledge and they know how to talk. I have a big respect for you guys 🇪🇷❤

  • @tommymichael4602
    @tommymichael4602 ปีที่แล้ว +2

    ህግደፍ ውክልና አየድልዬን እዩ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ህላውነቶ ናይ ህዝቡን ሃገሩን ሐለፍነት አለዎ : ንቅዋም ንኸይትግበር ወያነን አሸቀልቶም ንኸይትግበር ብዑቱብ ሰሪሖምሉ እትምንታይ አጀንድኦም ናይ ምግባት አይዕወትሉን ስለዝኾነ

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 ปีที่แล้ว

    እስክንድር ዘርኢ ሰናይ አስምዕዎም እቲ ሐቂ 💪💪💪❤❤❤

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ኤሩ ምኽኒት ኣይተብዝሕ።እታ ሚኪ ዝበላ እያ ፍታሕ።

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 ปีที่แล้ว

    He is right they've Military Cort house in Maytemney.

  • @helenwoldu8293
    @helenwoldu8293 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ዘርኢሰናይ ብሰንኪ ኣክሮባቲ መርገጻቱ ዝእመን ኣይኮነን።

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ንኤርትራ ካብ ወያነ ህግደፍ ዝጎድእና ይዛይድ።

  • @sinaarefayne3199
    @sinaarefayne3199 ปีที่แล้ว +1

    How I can participate please aloud me

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺታት እቶም ኣብ ጎድኒ ሃገርኩም ዘለኹም❤💪🇪🇷💐

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤eritrea 🇪🇷 adey kulom des zebelu nehna yehwatet eina keradae eiyu zelna

  • @kingofpeace7799
    @kingofpeace7799 ปีที่แล้ว

    Bravo Emma!❤

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว

    Eri Adey Wedi zurey selamtay tekebel. Miss you 18 zurya

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ ስጋብ መጨረሽታ ኤሬትራውነት ኩቡር ማንነት

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว

    ዘርኢ ዘርጊ ፍሕ ኢላትካ እያ ከተዔርያ ግን
    አይትኽእልን
    ዘርእሰናይ ፍሕ ዝበለ ማአዶ

  • @eritree9794
    @eritree9794 ปีที่แล้ว

    *🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴*
    ተወሊደላ ማለት የብሉን ጣቋ ! ህዝብና ዓሻ አይኮነን ! እታ እተጽግቦ ቅጫ አብ መቅሎኣ እንከላ ይፈልጣ ! እንትርፎ ብቋንቋ ብዓላማ ዝይራኸቡ ውልቀሰባት ተረዳዲኦም ዉጺኢት ንኽመጽኡ ሕልሚ'ዩ ። ደላይ ፍትሒ'የ እንዳበልካ ምስ ጸላኢ ወጊንካ ታሪኸን መስዋእትን ነቶም ምእንቲ'ዛ ሃገር ብጅግንነት ዘሓለፉ ሸፋቱ እንዳበልካ ህላውነትን ክብርታትን ሃገር እንዳነጸግካ ከምኡ'ኻኣ ነቶም ፍትሒ ከምጻእሎም'የ ትብሎም ዘለኻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ክተሃድን ከለኻ በቲ ተግባርካ ዝምስክሮ ምሳኻ አሽንኳይ'ዶ ሕውነት አብ ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ከምእትስራዕ ዘይምዝንጋዕ ። ፖለቲከኛ እንተኾንካ ህዝብኻ አንቂሕካን ሰሪዕካን ናይ ዲፕሎማሲ ቃልሲ ክትሰረሕ ነይሩካ አይፋለይን አነ'ስ ተቃላሳይ'ዩ ትብል እንተኾንካ'ኻኣ ምስታ ሓንጊጣ አስመራ ክትእትወካ ተሓስብ ዝነበርካ ህወሓት ሜዳ ምወረድካ እምበር ንቆልዓ ሰበይቲ ብእምኒ ምህዳን መርአያ ቅርሕንትኻን ፍሽለትካን ጥራይ'ዩ ዘርኢ ።
    *✌ጥሙራት አብ ማሕላ ሓንቲ ሰንደቅ✌*

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v ปีที่แล้ว

    Jeganu deki Erey Ayni Abaykum Ydefen Edmen tenan yhabka Amlak kexlo

  • @EreyEru
    @EreyEru ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቒ ኣብ መሬት ዝነበረን ዘሎን ሓቒታት እዚ'ዩ።

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    💪💪💪አንበሳ 💪💪

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว

    Selam deki hlal meryet ❤🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷👍

  • @ferawinytekie7028
    @ferawinytekie7028 ปีที่แล้ว

    Amchy jaganu,🙏🙏🙏🙏🙏🙏💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💅💚💛❤💙

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    💪💪💪ሓቂ ብራቦ

  • @genetn366
    @genetn366 ปีที่แล้ว

    ሚኪ በጃኻ ተቃዋማይ ዝበሃል የለም። ተዓሲቦም ነቲ መንእሰይ ዘዳናግሩ ኢዮም

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 ปีที่แล้ว

    60th zigebere festival slemntay ykawemwo nay hzbi ember nay zikone ikonen
    Bezom haxebti shahani weyane

  • @sonetsonet5755
    @sonetsonet5755 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @abrhekesete7839
    @abrhekesete7839 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    ናብ ሽግር ዘእተዉና ወያነ

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    ሚኪ ካ ኣጆኻ ቭራቦ እስክንድር ካአ ዘርኢት

  • @FeqarNetserab-ks8nz
    @FeqarNetserab-ks8nz 3 หลายเดือนก่อน

    ዘርአሰናይ ዓንጋል

  • @umamier3318
    @umamier3318 ปีที่แล้ว

    እቶም ሓለፍቲ ደምሮማ ሃገር ንስኹም ሃጦው ቀጦው መን እዩ ኣድሕንዋ ሃገር እልኩም ትጃሃርሉ እሱ ካ ይሓይሽ ሓቂ ተውድኡ እሉ እቶብያን ኣአርትራን ክልተአን ዝብል ዓሻ እሉ እሞ ልዕሊ ዓሻ እንታይ ኣሎ ክንሰምየኩም እቶብያ ካይትባታተን ክንካላኸለላ ተባህሉ ናእሽቱ ኣሕዋትና ሃልቖም፡እሞ ትግራይ ዳኣ ሓንቲ ኽሊል ናይእቶብያ እንዳኣላ ፡ግን ካብ ኣምሓራ ቀታልና ናይቀደም መቓልስትና ንዝመረጹ እንታይ እዩ ገበኖም ምስ ትግራይ ከም ባእሲ ክልተሕዋት ንጋራጮ መልስና ንታሓባበር መዋእልና ብፍላይ ሻዕብያ ንደቃሃገር ዘጥፈአት ምስተጋሩ እልኩም ሓድሽ ነገር ዝመስለኩም ደሎ ንሱኹም ቆልዑ እኹም ከመይ ነሩ ምሕዝነት ትግራይን ሻዕብያን ኣለና ዝዋዓልና ወዳባት ከጥፉኡ ሓብሮም ተባራበሩ ወላ እንዳፈለጥኩም ዑስባት ወላ ደቂ ደርጊ እኹም ዱሁላት

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 ปีที่แล้ว

    Kwam ktblu , denkoro , kwam aliwen ybala alewa tslul

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 ปีที่แล้ว +1

    Ezi eru adey zebel bejakum ademo

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว

    አንታ አይትድከም አይሰምዑኻን ብህግደፍ
    ዝጸመመ ቀልጢፉ አይሐውን

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ሂትለርኮ ጀርመናዊ እዩ ነሩ።

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว

    ህግደፍ መኤከብ ዓዋሉ
    እስያስ ዝበሎ እንተ ዘይተንከፍካዮ ይሕሸካ
    እስያስ ከጥፋአካ ተበጊሱሎ አበይሞ ክርዳአካ ስቒልካ ጥራሕ ወድስ ግን
    ሕሶት ዕቅን አብሎ

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 ปีที่แล้ว

    Mi awe elu sleztezarebe itfrahayo nifue wedi

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    አንበሳ ዘርኢት

  • @letanyemane2370
    @letanyemane2370 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏ኤርትርውንት ክብር ምንንት ድቅ ኤርይ ሕልልት

    • @lucchi3902
      @lucchi3902 ปีที่แล้ว

      Selam deki hlal meryet ❤🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

    እዞም Terrorist ኻብ ክልል ትግራይ ደቂ 40 ደቂ ወደገባ እዮም አጋልጽዎም ወረቀቶም ኽምንጠሉ ኤንባስ ኤርትራ ይሰረሐሉ አይናትናን ይበሎም በቃ።ተወሳኪ አብ ጀርመን ቅድምስ መርፍእ ወጊኦም ድንብልብል የብልዎም ነይሮም አዘኻኽርዎም ይወጉኡ አዞም ጉሐሉ ።

  • @HS_hussam
    @HS_hussam ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ብራቮ

  • @freweinisemere3478
    @freweinisemere3478 ปีที่แล้ว

    Meghedi ADI abeyto

  • @girmayhggtemesgen6881
    @girmayhggtemesgen6881 ปีที่แล้ว

    ደሞራሲ ዩ ኤኮኖሚ ዘምጽሽ።

  • @eritre123
    @eritre123 ปีที่แล้ว

    አናብስ

  • @h.gebrndras6749
    @h.gebrndras6749 ปีที่แล้ว

    እዛ ፈዛው ጋል ሽረ ሸዊት ብሰደት ሑመራ ተሰደት ሕጂ አብ ጊሰን ክመጽእ እየ ዝበለት ንኤርትራዊ ከተናቁት ኢያ ።ብሐቂ ኤርትራዊ በዞም ትማል ትማል በለሰ መደበር ጠፍጠፍቲ እንዳጠሐኒት አቦጉታቶም ዝነበሩ ክትህመል ክሳብ ክንደይ ታሕቲ ወሪድኻ ከለኻ።

  • @almazzerezghi7483
    @almazzerezghi7483 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ አሰምእዎም ጥራዮ ደቃ ኤርይ

  • @freweinisemere3478
    @freweinisemere3478 ปีที่แล้ว

    Iwe alo

  • @mohali4561
    @mohali4561 ปีที่แล้ว

    ሚኪ ሰራ የለህም ሰራህን ሰራ በድሜህ አትቀልድ ሰደትላይነህ ያለህው

    • @user-cz1zz2gk2g
      @user-cz1zz2gk2g ปีที่แล้ว +1

      አመመህ አይደል 👉 ትግራይን ገደለብህ አይደል 👉 😂😂😂

  • @halengay4704
    @halengay4704 ปีที่แล้ว

    Fack think higi ko kem gezaka ember kem gorebetka aitexediqin eka ab gezeka netom teqawamti eie zimils zeleku

  • @tommymichael4602
    @tommymichael4602 ปีที่แล้ว

    ከልብኻ ዝቀደዶ ዝብኢ ይአትወሉ

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 ปีที่แล้ว

    Dee_kidane you're smart bro