ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብበረከት ቤቱ ሄወተይ ናፅገበ የንብረኒ ኣሎ ዓወት ተከቢበከምዚ ናተይ ናብራ ትነብሩ ዘለኩም ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኩ ኣምላኩም/2ኣምላከይ/3 ደላይ ፅቡቀይኣምላከይ ፈታዊ ሰናየይእቲ ንሂወተይ ፅቡቅ ዝሓስበላእንካባይ ኣብሊፁ ዝጥንቀቀላካብ ክብሪ ናብክብሪ እናሰጋገረ ኣብ ርእሲ ፀላእተይ እነኩ ደው ኢለ/2ደጊም ዝሕዘኒ ኩሉ ዝኣስረኒካባይ ኣንከራርዩ...........ተበቲኑካብ ቛቑራ ወጼ ገፀይ ዝርእየሉምስጋናዩ ቛንቛይ ድምፀይ ዘስምዓሉተመስገንዩ ቛንቛይ ድምፀይ ዘስምዓሉተመስገን ኢየሱስ/4 ብዘይብኡ ቃላት የብለይን ብዘይንሱ ቃላት የብለይን ንዓካ ዝከውንተመስገንየ ዝብለካ ደጋጊመ/8ኩሉ ትገብረለይ እቲ ትሓስበለይእንታይ ተበልኩካየ ልበይ ዝዓርፈለይኩሉ ካብ ኣእምሮይ ንላዕሊ ኮይኑኒገለ ተገለፅኩ እነኩ ይቃኒ/2
Amennn amen and Amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen
ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኹ ኣምላኽኩም።ፍቑራት ኣሕዋተይ ዮኒሶሲ ተባረኹ።
I can’t stop listening this song ❤❤❤❤❤
Amen Amen praise God Almighty.
Amlakey Amlakey Amlakey Delayi Xbuqey Delayi Senayey!!!!! AMEN 🙌🙌🙌
ተመስገን የሱስ, ተመስገን የሱስ, ተመስገን የሱስ!!! ንዓኻ ካብ ምምስጋን ዝበልጽ ነገር የለን ኣብ ሂወተይ፡ ንዘልኣለም ኣመስጊነ ኣይጸግበካን ኢየ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ዮኒን ሶሲን። You are our blessing🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አምላኸይ አምላኸይ አምላኸይ ደላይ ጽቡቀይ !!!!!!አሜን ።
God bless you paster yoni and sosi
Song of all time !!!!!!
amen amlek yebarkum
ብዘይ ቡኡ ቋንቋ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን፡ቡሩኻት ገዛ ተባረኹ።
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
የተባረኩ
Amen 😊😊😊
God bless u , it is so blessed holy song.
Amem God bless you
Blessed yoni and sosi
❤️❤️❤️❤️❤️
Mackenzie Plaza
Amennn
GBU Thank you Jesus
My God Blessed GBU❤❤❤🙏
Thank you Jesus
Hudson Via
ameeeen
ብበረከት ቤቱ ሄወተይ ናፅገበ
የንብረኒ ኣሎ ዓወት ተከቢበ
ከምዚ ናተይ ናብራ ትነብሩ ዘለኩም
ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኩ ኣምላኩም/2
ኣምላከይ/3 ደላይ ፅቡቀይ
ኣምላከይ ፈታዊ ሰናየይ
እቲ ንሂወተይ ፅቡቅ ዝሓስበላ
እንካባይ ኣብሊፁ ዝጥንቀቀላ
ካብ ክብሪ ናብክብሪ እናሰጋገረ
ኣብ ርእሲ ፀላእተይ እነኩ ደው ኢለ/2
ደጊም ዝሕዘኒ ኩሉ ዝኣስረኒ
ካባይ ኣንከራርዩ...........ተበቲኑ
ካብ ቛቑራ ወጼ ገፀይ ዝርእየሉ
ምስጋናዩ ቛንቛይ ድምፀይ ዘስምዓሉ
ተመስገንዩ ቛንቛይ ድምፀይ ዘስምዓሉ
ተመስገን ኢየሱስ/4 ብዘይብኡ ቃላት የብለይን
ብዘይንሱ ቃላት የብለይን ንዓካ ዝከውን
ተመስገንየ ዝብለካ ደጋጊመ/8
ኩሉ ትገብረለይ እቲ ትሓስበለይ
እንታይ ተበልኩካየ ልበይ ዝዓርፈለይ
ኩሉ ካብ ኣእምሮይ ንላዕሊ ኮይኑኒ
ገለ ተገለፅኩ እነኩ ይቃኒ/2
Amennn amen and Amen Amenn amen Amenn amen Amenn amen
ኣእዳውኩም ኣልዕሉ ባርኹ ኣምላኽኩም።
ፍቑራት ኣሕዋተይ ዮኒሶሲ ተባረኹ።
I can’t stop listening this song ❤❤❤❤❤
Amen Amen praise God Almighty.
Amlakey Amlakey Amlakey Delayi Xbuqey Delayi Senayey!!!!! AMEN 🙌🙌🙌
ተመስገን የሱስ, ተመስገን የሱስ, ተመስገን የሱስ!!! ንዓኻ ካብ ምምስጋን ዝበልጽ ነገር የለን ኣብ ሂወተይ፡ ንዘልኣለም ኣመስጊነ ኣይጸግበካን ኢየ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ዮኒን ሶሲን። You are our blessing🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አምላኸይ አምላኸይ አምላኸይ ደላይ ጽቡቀይ !!!!!!
አሜን ።
God bless you paster yoni and sosi
Song of all time !!!!!!
amen amlek yebarkum
ብዘይ ቡኡ ቋንቋ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን፡
ቡሩኻት ገዛ ተባረኹ።
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
የተባረኩ
Amen 😊😊😊
God bless u , it is so blessed holy song.
Amem God bless you
Blessed yoni and sosi
❤️❤️❤️❤️❤️
Mackenzie Plaza
Amennn
GBU
Thank you Jesus
My God Blessed GBU❤❤❤🙏
Thank you Jesus
Hudson Via
ameeeen
Amennn