ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ግደፈኒ ግደፈኒ'ባ ዝኽረይዘይኣኽለኒ ምቁር ፍቕራ ምስኣነይ ከይዳንከላ በቃ 'ቕቢጻ ከመይ ትቃለሰኒ ንኸይቀብጻእወ የሕሊፍና ኢና ፍቕሪ ካብ ልብናባኣና'ኮ ዘይድገም ይትረፍ'ዶ ምስ ጋናእወ ኣይተጋገኻን ፍልይቲ'ያ ንዓይፍቕራ ዘድልየኒ ዝያዳ እኽለማይ እወ'ታ ዝኽሪ ንዓይ'ሲ ንሳያ ታ'ሓቀኛ ፍቕሪግዳ'ታ ኣታ ታይሞ ኣታታይ'ሞ ኣታታይ'ሞምፍልላይ ሕሱም ፈሊኻ ንቡር ብሓደ ከይንዛዝሞ ግደፈንን'ዶ ግደፈንን'ዶ ኣይመልሳን'ዩ በይነይ ዝዓርዶክንድ ዝመቀረ መቅር ጥዕና ንዘይ ህበኒከመይ ብዘይ ዕረፍቲ ንዝኽራ ትምግበኒከም ዘይረኽባ እንዳ ፈለጥካ እወ ናይ ልቢ ዋሕሰይታይ ረብሓኻ'ንታ ዝኽሪ ጅሆ ትሕዘኒ በይነይ ግደፈኒ ግደፈኒ ዝኽሪ ፈታዊ መሲልካ ኣይተሳቕየኒኣነ ንበይነይ ንበይነ'የ በቃ ክገጥሞ ዕድለ'የግደፈን'ባ ታዝኽሪ ክጽለል'ዶ ደሊኻኒንሕሉፍ ህሉው እንዳምሰላካኣብ ሓልዉስ ኣይተምብረኒ ግደፈን'ባ ግደፈኒ ዝኽሪ ካብ ዘይትመልሳ ኣይትመላለሰኒ ግደፈኒ'ባ ታዝክሪ ክዓብድ'ዶ ደሊኻኒ ዘኪረ እንተ ዝመልሳ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ ክንድ ዝመቀረ መቅር ጥዕና ንዘይ ህበኒከመይ ብዘይ ዕረፍቲ ንዝኽራ ትምግበኒ ከም ዘይረኽባ እብዳ ፈለጥካ እወ ናይ ልቢ ዋሕሰይ ታይ ረብሓኻ'ንታ ዝኽሪ ጅሆ ትሕዘኒ በይነይ ግደፈኒ ግደፈኒ ዝኽሪፈታዊ መሲልካ ኣይተሳቅየኒ ኣንታ ንበይነይ ንበይነ'የ በቃ ክገጥሞ ዕድለ'የ ግደፈን'ባ ታዝኽሪ ክጽለል'ዶ ደሊኻኒ ዘኪረ እንተ ዝመልሳ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒግደፈን'ባ ግደፈኒ ዝክሪካብ ዘይትመልሳ ኣይትመላለሰኒ ግደፈን'ወ ታዝኽሪ ክዓብድ'ዶ ደሊኻ ዘኪረ እንተዝመልሳ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒኣድነቕቲ ናሆም ❤❤❤❤❤ላይክ እስከ ሃቡኒ።
Thanks
Mfllay hsum ab zkri kem tnber ygbrka
ናሆም ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ እያ፡ ኮይኑ ግን ናይ ብዙሓት ስሚዒት ክትንክፍን ከተብክይን ምዃና ፍሉጥ እዩ።ኣነ ግን ሰሚዐ ኣይመንዋን ካብቶም ዝተተንከፍኩ ስለዝኾንኩ።ብዝኾነ ግን ይበል ዘብል ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ።
Wow ❤
እወ የሕሊፍና ኢና ፍቅሪ ካብ ልብና ባኣና'ኮ ዘይድገም ይትረፍ'ዶ ምስ ጋና ፡ ፡ እዚ ኣባህላ ኣነስ ኣይዓገብኩልና
ሓዘኪ welcome ሓቢቢ በዓል ጥዑም ደሃይ ረኺብካኒ ኢኻ ከምዚ ከማይ ዘኪሩ ንድሕሪት ዝምለስ እንተ ኣሎ እስከ ብሓንስብ ብ like እና ረገጽና ንዘክር first comment eya
ኩላትኩም ዝፈተኹማ Share ምባል ኣይትረስዑth-cam.com/video/zDU9x9Q3rhY/w-d-xo.htmlsi=2QN_qPrbSuvWU4rv
ግጥሚ ከም ዘልምድኩምና ኣይትክልኡና pls ግጥሚ
Nohmey nic job zearkey 💪💪💪💪❤
from tigray i miss u
ሓቢርና ክንሰርሕ ኣጆና
xbuq srah zearkey qexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘኪረ እንተ ዝመልሶ ነዓይ እንዶ ምሓሸኒ!!💔😭😭😭
ምስ ሰማኩዋስ ናይ በሓቂ ነብዐ ካብ 🇱🇾🤦♂️😥💔
Ajoka bro kele halfay eu amelak meskeme yeken
😢😢
Ajaka hawy nty amlak alo misakum mewaxo yeftar❤😢
Aykemayn wishtey tetenkife 😢😢😢😢😢
Me too😢😢😢❤
እዛ ደርፊ ምስ ሂወትኩም ምትእስሳር ዘለኩም ስከ 👍 ሰላም ኢልኩምኒ ሕለፉ💔🤦🤦
Everyone will say hi thenCz all have a memories kkkk
Ane aleku zelekwo kulu abza derfi alo😢😢😢😢
@@milkanahaileab7824 🥺🥹💔💘and me
All human live in memorizing Life
🥺😔
ደርፈ ኣንዳ ስማዕካ Nb comment ዝኣተካ like ግበር🥰🥰
10 ዓመት ብዘይ ወለሓደ 😢😢😢 ነዓይ ኢልካ ደሪፍካያ thanks 🙏
😢❤
@@wehabzgiyohannes3981 አለና ከአ 4 ዐመት 😥😥😥😥
🥹🥹🥹🥹🥹
😢😢😢
ንዓይ ንበይነይ ድያ ትውክል ወላ ከምዚ ከማይ ኣለኹም ኢኹም ብልጽቲ ስራሕ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንቋዕ ብድሓን መጻኻ ናሆማ 😢እዛ ደርፊ ልበይ ሰቢራትኒ ደብሱኒ ኣሕዋተይ😢
Ajoka bro
Ajoka sebey ab kulo eyu ❤❤❤❤
Ajoka hawey ❤
Mashi broye
Ajoka bro ❤❤
ኣብ Tiktok ሪኢካዝፈተካያ 👍🏿 ርገጽ
Eske 1 million nebxhaya deki erey shkorat ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
eti shmagle sebiay kef zhabekum eskelike amtqu🥰🥰🥰akeyfkani prima sga dey
ውሽጠይ እዩ ዝቆስል ብዝኽሪ tnx nahom🇪🇷 hawey hawuka kab tgray🇻🇳🙏❤💞
እስከ ገዛ ክራይ ዝአተዎ ላይክ አርገጽ❤❤❤🎉🎉
Baaa hji kea mexya akkk😅
😅😅😅😅😅😅 Merurina
😂😂😂😂😂 lomi kefile
🥺🥺🥺ya
Xbah kefl eye kebruna yake ahhh
ናይ ናሆም ኣድነቅቲ like
2010 ተዝምለስ ምስ በልኩ ኩሉ ጊዜ ( ዘኪረ እንተዝመልሳ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ከቲክ-ቶክ መንደር ነዉ የመጣሁት ደስ የሚል ሙዚቃ ነዉ Good luck ★እዚህ ውስጥም ውጭም ያላችሁ ሰላማችሁ ይብዛ ★ሁላችሁም በስደት የምትኖሩ ከቤተሰብ ዘመድ የተለያያቹ በሰላም እንድትገናኙ ያድርጋችሁ ★ያላገባቹ አግቡ ትዳር ጥሩ ነዉ ያገባችሁም ትዳራችሁ ይባረክ ★ሀገራችንና ሀገራችሁ ሰላም ያድርግልን ★ያላሰባቹት እንጀራ ይስጣችሁ ★ጭንቀት ውስጥ ያላችሁና ሰላም የራቃቹ ፈጣሪ ከናንተ ጋር ይሁን →ዮሴፍ ከጎረቤት ኢትዮጵያ(ከጎንደር አምሓራ ምድር) ቀን 28/November 2024 12:44 AM ።
Thanks 😊 🫂
ካብ ትግራይ ደርፍኹም ይምቸወኒ እዩ ደቂ እሬ ኣብ ፅጉም ትገብርዎ ሓገዝ ውን ከይኣድነቅኹ ኣይሓፍልን🎉🎉
Well come prima 🎼🎵❤🇪🇷ዝበዝሕ ሰብ ኣብ ቲክቶን ንመን ዘኪርኩም ኢለ ምስ ኣእተኽዋ ን ዓባየይ ዝብል በዚሑ ሕጂ እውን ንዓባዩ ዝናፈቀ ላይክ ከይ ገበር ከይወጽእ 👍👍👍
❤❤❤❤
ናትካ ኩሉ እየ ዝፈትው ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤
Nice music dude!!! Kemzi natey ab zkri zeleka like rgex
ዘኪረ ተዝመልሶ ነዓይ እንዶ ምሓሸኒ😢 2013
Me too❤❤❤😢😢😢😢
ሕቡእ ጽባቀ ኣለካ ኣብ ኩሉ ደርፍካ ገለ ንሂወትና ሂያው ይገብርዎ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና
ምሰ ሰማዐክዋ አንቢዐትንይ ማራ ፊቅር ሕሱም 😢😢😢😢😢😢😢
ይበል ...ይበል...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤🎉🎉
Ahhhhhhh eway nay elu du derfley thanks nehom hawey
ናሆም ሓወይ ውልዶ ስነ-ጥበባዊ ኣጆካ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ብርትዕ❤❤❤
ደስ ብሃሊ ደርፊ ናሆም ጎበዝ ጥበበኛ ካብ ትግራይ💊💊💊💊💊
ጽባሕ ካኣ ትሰርቁና ሐሳዳት ሰረቅቲ ታሪክ ዘይናቶም ዝምነዮ ጸረ ኤርትራዊ
❤❤❤
@@naboobsprit5638 ክክክክክ ንስካ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይትውክልን ኢካ። ንህዝቢ ኤርትራ ፍቕሪ ኣሎኒ። ንስካ ናይ ርእሲ ጸገም ክህልወካ ይኽእል እዩ ሸለል ኣዚዘልካ ኣለኩ። ድሓር ካኣ ናሆም ጎበዝ እዩ ንስኻ ምስ ናሆም እንታይ ዘራኽብ ኣለካ። እንታይስ ዝስረቕ ኣለካ ንስኻ ዘይምልከተካ።
Hasad buda qetelti adietato tegarat
@@naboobsprit5638 entay zesrek tarek alkum duhlat😤
ዘኪረ እንተ ዝምልሶ❤❤❤ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ 😢😢😢 14/11/2024
Nahom..hawey bela derfei mexelel በቃ ከምናይ ኩሉ ሻዕ❤❤❤🎉 kulu ሻዕ prema
ዝበለጸት ደርፊ ናይ 2024❤ thank u ናሆማ🎉
ስነጥብብ ኤሪትራውያን ገለ ዓይነት 💪💪💪❤️
2018 ወደይ ዝመንጠለት ዓመት 💔😭2021ብዝአምኖ ብዓል ቤተይ ዝተጠለምኩላ አየወ ዝኽሪ💔😭💔😭
ዓቢድና ወ 💔💔
ኣጆኪ😢
Hello, Sabrina! Happy New Year and Merry Christmas!
ኬፍ ዘለዋ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
It explains the insider pain It's beyond I can say Well done nahoma
Beautiful! Eritreans are made to love and sing. Keep producing valuable content.
ናይ ልበይ አዉጺካዮ የቀነለይ ዝሐወይ❤❤❤❤❤
ኣየወ ዝሓልፍ ዘይመሰል ሓሊፉ 2021-22 ኣብቲ ጎደናታት ኣዲስ ኢድ ን ኢድ ተታሒዝና ሸናዕ ክንብል ምሰታ ዝፈትዋ ❤ አወ ይሕሊፍና ኢና ፍቅሪ ካብ ልብና ጡዑማት ግዜ ዉሑዳት አዋና ዝክሪ ንዘይትመልሳ አባ ኣይተመላለሰኒ ገደፍ 😊😊😍😍😍 ጎደናታት ኣዲስ ይመሰኩሩለና ፌሩዘይ ...... ዝክሪ ዝክሪ ምፍልላይ ሑሱም ኮሎ ግን .
ቤላ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ዳይሬክቲን ግን ናይ ናሆም ምስታ ጎል ዘይርድኣካ❤❤❤
Ata nbeyney nbeyneye beqa kigetmo edelelye 🥺... good job prima
kemzi kemay znebea do alo ksemea kelo kulom ztefeleyuka yreayuka Thanks Nahomey gele aynet ❤❤❤❤
Atm
Ane aleku keman 😢😢
Kulu gze ksema keleu ye znebee Kulu hlufka Fqrka sdraka ya tezekreka❤❤❤💔💔💔
Offffffff😢😢😢😢😢2019
😮😮😮 ገለ ዓይነት ስራሕ ናሆማ ግጥሚ። ሓጃዊ ዜማ ኢሳቆ 100%%%%
Gedefeni eba gedefeni ata zekeri ab zey temelsa aytemelaleseni ❤ belo Nahoma arkey
I lost my friend in 2017💔and he was my everything 🥹 gedfeni eba Ata zekeri kexelel do delikani 🤦♀️😢
ሁሌ ምርጥ ምርጥ ስራ ነው የምትሰራው አንደኛ ብራቮ ❤❤❤❤❤
ብትአሚ ደስትብል ጽቡቅቲ ደርፊ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘላ ኣፍቃሪተይ ክራኸብ ጸኒሐ ዝኽርና ክንዝክሮ ጸኒሕና 6 ዓመት ተፈላሊና ናይ ብሓቂ ሕሱም ምፍልላይ 😢😢ምስጋናይ ይብጻሕካ ናይ ልቢ ደርፊ ዝጋበዝካና❤🎉
Gdefeni zkri😭ahhh good music prima hawey❤ anes dhri hji ayefqren iye beqa 💔💔
Xbqti kemu ba aytbeli gual asmara endiki enty dya mihiratna asmara ajoki debasi lbki fetari ksedelki eyu eshhi alemey ❤❤ kemzi aykeln eye
Amazing proud Eritrean singer from Eritrea!
❤❤❤❤ Nahoma xbuk srh kulu derftatka mesatn Mearns u kexlo aythmen🎉🎉🎉
ዝኽሪ ናሆማ ናይ ብሓቂ ካባኻ ዝጽብዮ። ብሉጽ ስርሕ💥🎼
Can't stop playing it
This is what I call art. You’re super Nahom. 🎉❤
ሎሚ ዕለተ ሕጸኪ ምኳኑ ብ ሰብ ፈሊጠ፡ ርሑስ ሕጸ ይግበረልኪ ሩቲ 😮😢፡ ምሳኺ ዘሕለፍክዎ ዓመታት ብጣዕሚ ጥዑማት እየን ፡ ወትሩ ድማ ኣብ ዝኽረይ ኣለኺ፡ ክርስዓኪ ኣየፍቀርኩኽን ክርሕቀኪ ኢለ ውን ኣይቀረብኩኽን፡ ሃልውለይ 🖤🙇💔 ስደት ግን
Nahoma belux demxi Forsa eskea Guy's Ab haxir gize 1M❤
Wowwww nahomey bitaimi xibuk sirak like forsa deqi Erey❤❤❤❤
Deqi erey shikorinatat Ab zelkumo selamkum yebzah 💙💙💙💙
Fetawi mesilka aytisaqiyeni😢❤..... sidetna yehxirelna amlakey🙏
Biana zeydegem yetref do bigana😢😢😢😢😢❤❤
ኣካዳድናኣን ደርፋን ክጽብቅ 🎉🎉🎉❤❤❤❤ ሳሌመይ ኣጆኺ ቀጽልዮ
ግደፈኒ እባ ዝክሪ ምቁር ፍቕራ ምሳነይ ከይ አክለኒ ኣይተሳቕየኒ ዘኪረ እንተ ዝመልሳ ንዓይ ምሓሸኒ ❤❤❤
Woow ገለ ዓይነት ሙዚቃ🎉🎉❤❤
Waw zkriii😢😢😢😢😢😢😢
Thagsena ❤❤ prima hawey ❤ayttfana ❤bro❤n prima zfetwu ❤eski ❤like ngbrelu ❤jema
አንቃዕ ተመለስካና ናሆማ❤❤❤❤❤
Wowww kmqrrrr ezi derfi desss kbleka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
waww gele aytet derfi noh wedi erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤welcome
Ab sdet konkum bnabran hiwetn tsaqeyu zelekum tewesaki zkri nay fqri zelekum debesu ysdedelkum fetari❤
🎉🎉🎉Wwwo Thanks so much 🙏🏻 great job 🎶🎶🎶👌🎉my brother ❤❤❤🎊✌️
One of my favourite songs right now
Well done I can’t explain ma feeling todayafter long time come back to my pain 😢🥹
From Sudan eritrean music is love❤❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ 🇪🇷
Shkor 100%❤❤❤
Waw nahomey shkor btami xbqti srah tfelt kem zxbeyeka eka bflay ka mara muqur zkone dmxka memeliska ktsemeo zemeni mara xbqti srah ❤❤❤
Congratulations Nay behaqi xbqti nahom hawey nay lbey rkibkaya thanks my brother
ዝክሪ ዝብልዎ 🥺 ኣባይ ጥራይ ይመስለኒ ኔሩ🤔
Hiiii
Alku abzi habibi 😢 ❤
ብዙሕ ዝክሪ ኣለና ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ናሆሚኖ ዝዓርከይ ቀጺለለይ
ምስዛ ደርፊምትእስሳር ዘለኩም ❤❤❤❤❤❤like በሉ😢😢😢😢😢ለይ
Woww❤❤❤🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷
Wawwww so good job we'd rimey 💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️ and l like it ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኑኡድ ድምጺ ኑኡድ ዜማ ኑኡድ ግጥሚ ጽቡቅ video clip just wow Nahoma one of our future MEGA STAR
Thanks nahom king of Eritrea 🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶l miss you
Good job arkey marey say hii ur family dear ❤❤❤
ናትካ ብልጭኡ ሁዱእ ብምኻኑ እቲ ደርፍኻ ብጣዓሚ ጡዑም ዩ ወይ ካኣ ከምና ናይ ዱላ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓዊ ድኾነ ደርፊ ክኸውን ኣለዎ ❤❤❤❤❤👈
tebeatey derfi eya keep it up bro❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናዓይ ኢኻ ደርፍካላይ ምቁር ቃንዛ ፍቅሪ 😢😢😢😢😢
ብሃንቆውታ ክንጽበያ ጸኒሒና ❤❤❤❤
my favorite singer ever since,amazing voice and nice music so touchable❤❤❤❤
Adey Fqrey kulu azekirkani 💔💔💔❤❤❤
Wow, Nice one! ...Nahoma keep it up🤩🤩🤩
ቢዚከነ ቢዳሓን መጻካ ኖሆማ ቢጣዓሚ ተዘኪሮ ገይሪለይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😢😢😢ኣደይን መሓዛይን ኣስታዊሱኒ እዚ ሙዚቃ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ wedi Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ enkae natna konka❤
ጹቡቕ ስራሕ ዩ።ክብሪ ይሃበልና
Well come nohom Keep it up 🎉🎉🎉hdeati zemnawit misica zikiri zikiri life School 🏫🎒
Love this amazing song 🎵 ❤❤❤❤.
Wow blxti srah thanks more ❤❤ prima
ግደፈኒ ግደፈኒ'ባ ዝኽረይ
ዘይኣኽለኒ ምቁር ፍቕራ ምስኣነይ
ከይዳንከላ በቃ 'ቕቢጻ
ከመይ ትቃለሰኒ ንኸይቀብጻ
እወ የሕሊፍና ኢና ፍቕሪ ካብ ልብና
ባኣና'ኮ ዘይድገም ይትረፍ'ዶ ምስ ጋና
እወ ኣይተጋገኻን ፍልይቲ'ያ ንዓይ
ፍቕራ ዘድልየኒ ዝያዳ እኽለማይ
እወ'ታ ዝኽሪ
ንዓይ'ሲ ንሳያ ታ'ሓቀኛ ፍቕሪ
ግዳ'ታ ኣታ ታይሞ ኣታታይ'ሞ ኣታታይ'ሞ
ምፍልላይ ሕሱም ፈሊኻ ንቡር ብሓደ ከይንዛዝሞ
ግደፈንን'ዶ ግደፈንን'ዶ
ኣይመልሳን'ዩ በይነይ ዝዓርዶ
ክንድ ዝመቀረ መቅር
ጥዕና ንዘይ ህበኒ
ከመይ ብዘይ ዕረፍቲ
ንዝኽራ ትምግበኒ
ከም ዘይረኽባ እንዳ ፈለጥካ
እወ ናይ ልቢ ዋሕሰይ
ታይ ረብሓኻ'ንታ ዝኽሪ
ጅሆ ትሕዘኒ በይነይ
ግደፈኒ ግደፈኒ ዝኽሪ
ፈታዊ መሲልካ ኣይተሳቕየኒ
ኣነ ንበይነይ ንበይነ'የ
በቃ ክገጥሞ ዕድለ'የ
ግደፈን'ባ ታዝኽሪ
ክጽለል'ዶ ደሊኻኒ
ንሕሉፍ ህሉው እንዳምሰላካ
ኣብ ሓልዉስ ኣይተምብረኒ
ግደፈን'ባ ግደፈኒ ዝኽሪ
ካብ ዘይትመልሳ ኣይትመላለሰኒ
ግደፈኒ'ባ ታዝክሪ ክዓብድ'ዶ
ደሊኻኒ
ዘኪረ እንተ ዝመልሳ ንዓይ
እንዶ ምሓሸኒ
ክንድ ዝመቀረ መቅር
ጥዕና ንዘይ ህበኒ
ከመይ ብዘይ ዕረፍቲ
ንዝኽራ ትምግበኒ
ከም ዘይረኽባ እብዳ ፈለጥካ
እወ ናይ ልቢ ዋሕሰይ
ታይ ረብሓኻ'ንታ ዝኽሪ
ጅሆ ትሕዘኒ በይነይ
ግደፈኒ ግደፈኒ ዝኽሪ
ፈታዊ መሲልካ ኣይተሳቅየኒ
ኣንታ ንበይነይ ንበይነ'የ
በቃ ክገጥሞ ዕድለ'የ
ግደፈን'ባ ታዝኽሪ
ክጽለል'ዶ ደሊኻኒ
ዘኪረ እንተ ዝመልሳ
ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ
ግደፈን'ባ ግደፈኒ ዝክሪ
ካብ ዘይትመልሳ ኣይትመላለሰኒ
ግደፈን'ወ ታዝኽሪ
ክዓብድ'ዶ ደሊኻ
ዘኪረ እንተዝመልሳ
ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ
ኣድነቕቲ ናሆም ❤❤❤❤❤ላይክ እስከ ሃቡኒ።
Thanks
Mfllay hsum ab zkri kem tnber ygbrka
ናሆም ብጣሚ ጥዕምቲ ደርፊ እያ፡ ኮይኑ ግን ናይ ብዙሓት ስሚዒት ክትንክፍን ከተብክይን ምዃና ፍሉጥ እዩ።
ኣነ ግን ሰሚዐ ኣይመንዋን ካብቶም ዝተተንከፍኩ ስለዝኾንኩ።
ብዝኾነ ግን ይበል ዘብል ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ።
Wow ❤
እወ የሕሊፍና ኢና ፍቅሪ ካብ ልብና ባኣና'ኮ ዘይድገም ይትረፍ'ዶ ምስ ጋና ፡ ፡ እዚ ኣባህላ ኣነስ ኣይዓገብኩልና
ሓዘኪ welcome ሓቢቢ በዓል ጥዑም ደሃይ ረኺብካኒ ኢኻ ከምዚ ከማይ ዘኪሩ ንድሕሪት ዝምለስ እንተ ኣሎ እስከ ብሓንስብ ብ like እና ረገጽና ንዘክር first comment eya
ኩላትኩም ዝፈተኹማ Share ምባል ኣይትረስዑ
th-cam.com/video/zDU9x9Q3rhY/w-d-xo.htmlsi=2QN_qPrbSuvWU4rv
ግጥሚ ከም ዘልምድኩምና ኣይትክልኡና pls ግጥሚ
Nohmey nic job zearkey 💪💪💪💪❤
from tigray i miss u
ሓቢርና ክንሰርሕ ኣጆና
xbuq srah zearkey qexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘኪረ እንተ ዝመልሶ ነዓይ እንዶ ምሓሸኒ!!
💔😭😭😭
ምስ ሰማኩዋስ ናይ በሓቂ ነብዐ ካብ 🇱🇾🤦♂️😥💔
Ajoka bro kele halfay eu amelak meskeme yeken
😢😢
Ajaka hawy nty amlak alo misakum mewaxo yeftar❤😢
Aykemayn wishtey tetenkife 😢😢😢😢😢
Me too😢😢😢❤
እዛ ደርፊ ምስ ሂወትኩም ምትእስሳር ዘለኩም ስከ 👍 ሰላም ኢልኩምኒ ሕለፉ💔🤦🤦
Everyone will say hi then
Cz all have a memories kkkk
Ane aleku zelekwo kulu abza derfi alo😢😢😢😢
@@milkanahaileab7824 🥺🥹💔💘and me
All human live in memorizing Life
🥺😔
ደርፈ ኣንዳ ስማዕካ Nb comment ዝኣተካ like ግበር🥰🥰
10 ዓመት ብዘይ ወለሓደ 😢😢😢 ነዓይ ኢልካ ደሪፍካያ thanks 🙏
😢😢
😢❤
@@wehabzgiyohannes3981 አለና ከአ 4 ዐመት 😥😥😥😥
🥹🥹🥹🥹🥹
😢😢😢
ንዓይ ንበይነይ ድያ ትውክል ወላ ከምዚ ከማይ ኣለኹም ኢኹም ብልጽቲ ስራሕ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንቋዕ ብድሓን መጻኻ ናሆማ 😢እዛ ደርፊ ልበይ ሰቢራትኒ ደብሱኒ ኣሕዋተይ😢
Ajoka bro
Ajoka sebey ab kulo eyu ❤❤❤❤
Ajoka hawey ❤
Mashi broye
Ajoka bro ❤❤
ኣብ Tiktok ሪኢካዝፈተካያ 👍🏿 ርገጽ
Eske 1 million nebxhaya deki erey shkorat ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
eti shmagle sebiay kef zhabekum eske
like amtqu🥰🥰🥰akeyfkani prima sga dey
ውሽጠይ እዩ ዝቆስል ብዝኽሪ tnx nahom🇪🇷 hawey hawuka kab tgray🇻🇳🙏❤💞
እስከ ገዛ ክራይ ዝአተዎ ላይክ አርገጽ❤❤❤🎉🎉
Baaa hji kea mexya akkk😅
😅😅😅😅😅😅 Merurina
😂😂😂😂😂 lomi kefile
🥺🥺🥺ya
Xbah kefl eye kebruna yake ahhh
ናይ ናሆም ኣድነቅቲ like
2010 ተዝምለስ ምስ በልኩ ኩሉ ጊዜ ( ዘኪረ እንተዝመልሳ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ከቲክ-ቶክ መንደር ነዉ የመጣሁት ደስ የሚል ሙዚቃ ነዉ Good luck
★እዚህ ውስጥም ውጭም ያላችሁ ሰላማችሁ ይብዛ ★ሁላችሁም በስደት የምትኖሩ ከቤተሰብ ዘመድ የተለያያቹ በሰላም እንድትገናኙ ያድርጋችሁ
★ያላገባቹ አግቡ ትዳር ጥሩ ነዉ ያገባችሁም ትዳራችሁ ይባረክ
★ሀገራችንና ሀገራችሁ ሰላም ያድርግልን
★ያላሰባቹት እንጀራ ይስጣችሁ
★ጭንቀት ውስጥ ያላችሁና ሰላም የራቃቹ ፈጣሪ ከናንተ ጋር ይሁን
→ዮሴፍ ከጎረቤት ኢትዮጵያ(ከጎንደር አምሓራ ምድር) ቀን 28/November 2024 12:44 AM ።
Thanks 😊 🫂
ካብ ትግራይ ደርፍኹም ይምቸወኒ እዩ ደቂ እሬ ኣብ ፅጉም ትገብርዎ ሓገዝ ውን ከይኣድነቅኹ ኣይሓፍልን🎉🎉
Well come prima 🎼🎵❤🇪🇷ዝበዝሕ ሰብ ኣብ ቲክቶን ንመን ዘኪርኩም ኢለ ምስ ኣእተኽዋ ን ዓባየይ ዝብል በዚሑ ሕጂ እውን ንዓባዩ ዝናፈቀ ላይክ ከይ ገበር ከይወጽእ 👍👍👍
❤❤❤❤
ናትካ ኩሉ እየ ዝፈትው ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤
Nice music dude!!! Kemzi natey ab zkri zeleka like rgex
ዘኪረ ተዝመልሶ ነዓይ እንዶ ምሓሸኒ😢 2013
Me too❤❤❤😢😢😢😢
ሕቡእ ጽባቀ ኣለካ ኣብ ኩሉ ደርፍካ ገለ ንሂወትና ሂያው ይገብርዎ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና
ምሰ ሰማዐክዋ አንቢዐትንይ ማራ ፊቅር ሕሱም 😢😢😢😢😢😢😢
ይበል ...ይበል...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤🎉🎉
Ahhhhhhh eway nay elu du derfley thanks nehom hawey
ናሆም ሓወይ ውልዶ ስነ-ጥበባዊ ኣጆካ ቀጽሎ ጽቡቅ ስራሕ ብርትዕ❤❤❤
ደስ ብሃሊ ደርፊ ናሆም ጎበዝ ጥበበኛ ካብ ትግራይ💊💊💊💊💊
ጽባሕ ካኣ ትሰርቁና ሐሳዳት ሰረቅቲ ታሪክ ዘይናቶም ዝምነዮ ጸረ ኤርትራዊ
❤❤❤
@@naboobsprit5638 ክክክክክ ንስካ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይትውክልን ኢካ። ንህዝቢ ኤርትራ ፍቕሪ ኣሎኒ። ንስካ ናይ ርእሲ ጸገም ክህልወካ ይኽእል እዩ ሸለል ኣዚዘልካ ኣለኩ። ድሓር ካኣ ናሆም ጎበዝ እዩ ንስኻ ምስ ናሆም እንታይ ዘራኽብ ኣለካ። እንታይስ ዝስረቕ ኣለካ ንስኻ ዘይምልከተካ።
Hasad buda qetelti adietato tegarat
@@naboobsprit5638 entay zesrek tarek alkum duhlat😤
ዘኪረ እንተ ዝምልሶ❤❤❤ ንዓይ እንዶ ምሓሸኒ 😢😢😢 14/11/2024
Nahom..hawey bela derfei mexelel በቃ ከምናይ ኩሉ ሻዕ❤❤❤🎉 kulu ሻዕ prema
ዝበለጸት ደርፊ ናይ 2024❤ thank u ናሆማ🎉
ስነጥብብ ኤሪትራውያን ገለ ዓይነት 💪💪💪❤️
2018 ወደይ ዝመንጠለት ዓመት 💔😭2021ብዝአምኖ ብዓል ቤተይ ዝተጠለምኩላ አየወ ዝኽሪ💔😭💔😭
ዓቢድና ወ 💔💔
ኣጆኪ😢
Hello, Sabrina! Happy New Year and Merry Christmas!
ኬፍ ዘለዋ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
It explains the insider pain
It's beyond I can say
Well done nahoma
Beautiful! Eritreans are made to love and sing. Keep producing valuable content.
ናይ ልበይ አዉጺካዮ የቀነለይ ዝሐወይ❤❤❤❤❤
ኣየወ ዝሓልፍ ዘይመሰል ሓሊፉ 2021-22 ኣብቲ ጎደናታት ኣዲስ ኢድ ን ኢድ ተታሒዝና ሸናዕ ክንብል ምሰታ ዝፈትዋ ❤ አወ ይሕሊፍና ኢና ፍቅሪ ካብ ልብና ጡዑማት ግዜ ዉሑዳት አዋና ዝክሪ ንዘይትመልሳ አባ ኣይተመላለሰኒ ገደፍ 😊😊😍😍😍 ጎደናታት ኣዲስ ይመሰኩሩለና ፌሩዘይ ...... ዝክሪ ዝክሪ ምፍልላይ ሑሱም ኮሎ ግን .
ቤላ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ዳይሬክቲን ግን ናይ ናሆም ምስታ ጎል ዘይርድኣካ❤❤❤
Ata nbeyney nbeyneye beqa kigetmo edelelye 🥺... good job prima
kemzi kemay znebea do alo ksemea kelo kulom ztefeleyuka yreayuka Thanks Nahomey gele aynet ❤❤❤❤
Atm
Ane aleku keman 😢😢
Kulu gze ksema keleu ye znebee Kulu hlufka Fqrka sdraka ya tezekreka❤❤❤💔💔💔
Offffffff😢😢😢😢😢2019
😮😮😮 ገለ ዓይነት ስራሕ ናሆማ
ግጥሚ። ሓጃዊ
ዜማ ኢሳቆ 100%%%%
Gedefeni eba gedefeni ata zekeri ab zey temelsa aytemelaleseni ❤ belo Nahoma arkey
I lost my friend in 2017💔and he was my everything 🥹 gedfeni eba Ata zekeri kexelel do delikani 🤦♀️😢
ሁሌ ምርጥ ምርጥ ስራ ነው የምትሰራው አንደኛ ብራቮ ❤❤❤❤❤
ብትአሚ ደስትብል ጽቡቅቲ ደርፊ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሕጂ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘላ ኣፍቃሪተይ ክራኸብ ጸኒሐ ዝኽርና ክንዝክሮ ጸኒሕና 6 ዓመት ተፈላሊና ናይ ብሓቂ ሕሱም ምፍልላይ 😢😢ምስጋናይ ይብጻሕካ ናይ ልቢ ደርፊ ዝጋበዝካና❤🎉
Gdefeni zkri😭ahhh good music prima hawey❤ anes dhri hji ayefqren iye beqa 💔💔
Xbqti kemu ba aytbeli gual asmara endiki enty dya mihiratna asmara ajoki debasi lbki fetari ksedelki eyu eshhi alemey ❤❤ kemzi aykeln eye
Amazing proud Eritrean singer from Eritrea!
❤❤❤❤ Nahoma xbuk srh kulu derftatka mesatn Mearns u kexlo aythmen🎉🎉🎉
ዝኽሪ ናሆማ ናይ ብሓቂ ካባኻ ዝጽብዮ። ብሉጽ ስርሕ💥🎼
Can't stop playing it
This is what I call art. You’re super Nahom. 🎉❤
ሎሚ ዕለተ ሕጸኪ ምኳኑ ብ ሰብ ፈሊጠ፡ ርሑስ ሕጸ ይግበረልኪ ሩቲ 😮😢፡ ምሳኺ ዘሕለፍክዎ ዓመታት ብጣዕሚ ጥዑማት እየን ፡ ወትሩ ድማ ኣብ ዝኽረይ ኣለኺ፡ ክርስዓኪ ኣየፍቀርኩኽን ክርሕቀኪ ኢለ ውን ኣይቀረብኩኽን፡ ሃልውለይ 🖤🙇💔 ስደት ግን
Nahoma belux demxi Forsa eskea Guy's Ab haxir gize 1M❤
Wowwww nahomey bitaimi xibuk sirak like forsa deqi Erey❤❤❤❤
Deqi erey shikorinatat Ab zelkumo selamkum yebzah 💙💙💙💙
Fetawi mesilka aytisaqiyeni😢❤..... sidetna yehxirelna amlakey🙏
Biana zeydegem yetref do bigana😢😢😢😢😢❤❤
ኣካዳድናኣን ደርፋን ክጽብቅ 🎉🎉🎉❤❤❤❤ ሳሌመይ ኣጆኺ ቀጽልዮ
ግደፈኒ እባ ዝክሪ ምቁር ፍቕራ ምሳነይ ከይ አክለኒ ኣይተሳቕየኒ ዘኪረ እንተ ዝመልሳ ንዓይ ምሓሸኒ ❤❤❤
Woow ገለ ዓይነት ሙዚቃ🎉🎉❤❤
Waw zkriii😢😢😢😢😢😢😢
Thagsena ❤❤ prima hawey ❤ayttfana ❤bro❤n prima zfetwu ❤eski ❤like ngbrelu ❤jema
አንቃዕ ተመለስካና ናሆማ❤❤❤❤❤
Wowww kmqrrrr ezi derfi desss kbleka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
waww gele aytet derfi noh wedi erey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤welcome
Ab sdet konkum bnabran hiwetn tsaqeyu zelekum tewesaki zkri nay fqri zelekum debesu ysdedelkum fetari❤
🎉🎉🎉Wwwo Thanks so much 🙏🏻 great job 🎶🎶🎶👌🎉my brother ❤❤❤🎊✌️
One of my favourite songs right now
Well done
I can’t explain ma feeling today
after long time come back to my pain 😢🥹
From Sudan eritrean music is love❤❤❤❤
ጽቡቕ ስራሕ 🇪🇷
Shkor 100%❤❤❤
Waw nahomey shkor btami xbqti srah tfelt kem zxbeyeka eka bflay ka mara muqur zkone dmxka memeliska ktsemeo zemeni mara xbqti srah ❤❤❤
Congratulations Nay behaqi xbqti nahom hawey nay lbey rkibkaya thanks my brother
ዝክሪ ዝብልዎ 🥺 ኣባይ ጥራይ ይመስለኒ ኔሩ🤔
Hiiii
Alku abzi habibi 😢 ❤
ብዙሕ ዝክሪ ኣለና ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ናሆሚኖ ዝዓርከይ ቀጺለለይ
ምስዛ ደርፊምትእስሳር ዘለኩም ❤❤❤❤❤❤like በሉ😢😢😢😢😢ለይ
Woww❤❤❤🎉🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷
Wawwww so good job we'd rimey 💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️ and l like it ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኑኡድ ድምጺ ኑኡድ ዜማ ኑኡድ ግጥሚ ጽቡቅ video clip just wow Nahoma one of our future MEGA STAR
Thanks nahom king of Eritrea 🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶🇪🇷🫶
l miss you