ጻድቃን ከም ስየ ይልምልሙ : ከም ጽሕዲ ሊባኖስ ይዓብዩ. ንሳቶም ከምቲ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር ዝተተኽለ ኦም እዮም. The righteous shall flourish like a palm tree; he shall be multiplied like the cedar in Lebanon. Those planted in the house of the Lord shall blossom forth in the courts of our God.
Amen kqle hiwet yesmalna
ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
ቃላት ወይ ዘረባ የለን ድምፆም ዘይተሰመዓሉ. ድምፆም ናብ ኩሉ ምድሪ : ቃላቶም ድማ ኽሳብ ኲላ ዓለም በጽሐ.
ውስተ ኲሉ ምድር ወጽአ ነገሮሙ
ወእስከ ኣጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦሙ
ወውስተ ፀሐይ ሤመ ጽላሎቶ
Kale hiwet yesmalna
😍😍😍
amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
ጻድቃን ከም ስየ ይልምልሙ : ከም ጽሕዲ ሊባኖስ ይዓብዩ. ንሳቶም ከምቲ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር ዝተተኽለ ኦም እዮም.
The righteous shall flourish like a palm tree; he shall be multiplied like the cedar in Lebanon. Those planted in the house of the Lord shall blossom forth in the courts of our God.
5:20
ፃድቕ ዝብሎም ብመፅሓፍ ቅዱስ እን ኣብርሃም ይስሃቅ ያዕቆብ ወዘተ እምበር ነቶም 9 ሮማውያን ኣየጠቓልልን::
ማርያም እውን ኣብዙይ ኣይትጠቓለልን ቅስቲ/ፍሊቲ እያ እምበር ፃድቕ እያ ዝብል ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ የለን::