ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ስብ ደስ ኢሉዎ ካብምርኣይ እንታይ ደስታ ኣሎ ❤👍
❤️💛💯
ደስታና ይመለስ ተጋሩዋይ❤❤
አሜን አሜን አሜን
🙏🥰
Amen Amen Amen🙏🙏
@@ummebitigray 🙏🥰
@@ብርሃንሃይለማርያም 🙏🥰
ኣየ የዋህ ህዝበይ 🥲ሰላምኪ የርኢና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏♥️
ዝሓገዝኩም ኣሕዋተይ ኣብ ዓምደ ወርቅ ይፅሓፈልኩም ዓስብኩም ብሰማይ ርከብዎ ብክያት ህዝብና ናብ ሰሓቅ ናብ ዕልልታ ይቀይረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ
ኡፉፉፉፉፉፉፉፉ ኣየ ህዝበይ ድቅኻ እውን ኣብ ስደት ክፋትካ ይካፈአና ኣሎ እህህህህህህህ
ብዝወፀ ይተከአልኩም ኩቡራት አሕወተይ በቲ ናፍቆት በቲ ሽግር ህዝብኹም ናተቃፀልኩም ንክትሕግዙ ዝረድአኩም ልዑል እግዚአብሔር ይመስገን ፀጋ ፍና ይግበረልኩም ሂወትኩም አብዚ ናይ ፍናን ፀጋን ዝተሳተፍኩም ብምልእኹም ትግራይ ትስዕር
እውይ ቀደማኺ ማዓረይ እቲ ፍሽክታ ሪአስ ክንድክንዳኣ ብበዝሒ ደስታ አነ ነቢዐይ ተጋሩዋይ አብዝኸድኩሞ አይትታዓንቀፉ❤❤❤❤😢😢😢😢
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ዛሓወይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣጆና🙏🙏🙏🙏💊💊
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰሓቅና ምለሰልና ዝሓለፍ ሽግር በቃ በለና 🙏💕
ተመስገን ነዓኩም ዝሃበና ክውር ሓውና እግዚኣብሔር ገደልይፈጥር እሞ መዳያየቢ ይገብረሉ
በረከት ሓወይ ኢግዚኣብሔር ዕድመና ጥዕና ይሃብኻ ነሓጋዚለ ወስኹ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏😢❤
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
ለዋህ ህዝብይ 💔🙏💟
ጅግና አያና፣ ዕድመን ጥዒናን ይሓብኻ።💛❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣይይይ 😢😢ንእሽተይ ነገር ኣግንዩ ብቡዝሕ ድሕጎስ ህዝቢና 😢እስኻዶ ሃምትበደልኻ 😢❤️❤️❤️
ኣምላክ ብዘውፅእዎ ይተከኣሎም ንሃገርና ድማ ምሕረት ይልኣከልና 😥
😢 እንጀራ ይበልዕለው ናበሊኒ ወይ እዛ ሓፍተዋኒ መዓረይየ እንቋዕ ሐዚ ተደበስኪ ዛምበይተይ እንቋዕ ንብዓትኪ ተሓበሰ እግዚአብሔር አምላክ ይሀብካቱም አደዋናለ እግዚአብሔር ናይ ነብሲ ዋጋ ይግበረለን
ንወሃቢ ይሃቦ ህዝበይ ሰሓቅና ይመልሰልና እግዚአብሔር አምላክ💞
ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነ ኣደዋይ😭😭💔💔 ኡፍፍፍ ሓሉፉዶ ክሪኦ ይከዉን😭😭😭-
qezahita 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንብዓትኪ እንካዕ ናብ ስሓቅ ተቀየረ ዝሓፍተይ💔
ደስታና ይመለስ ተጋሩዋይ💊♥♥♥💘💘💘💖💖💗💕❤💊💊💊🙏🙏
ኣሰይ ለባም ሓፍተይ ኣደ ደቅኺ ይግበርኪ ቀዛሕታ ብዓል ፋና ተባረኻ 👉❤️👈
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ዞምሓተይ
ኣሰይ መዓረይ ኣዶ ትግራይ ኩሉ ሓልፉ ናብ ንቡር ክምለስ ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፍቃደ ይኩነልና
ኣባይኪ መዓረይ ቀዛሕታ ዋሕስ ህዝብና ሰላምላ ይመልሰልና
Way hafety ajoki meary kulu ketsegriyo eki amlak brk yeblki 🙏
በረከት ሓውና ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤💗💗💗💗👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ
እዉይ ኃልነይ ንብዓትኪ ሪኢና ምሳኪ በኪና ኢና ኳዕ ትንፋስ ረከብኪ ቬኪየይ ለ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወካ 🙏😢
ኣይይይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ብታሓጉስቲ እንኮዕ ንብዓትኪ ናብ ስሓቕ ተቐየረ ዛሓፍተይ
ካብ ናትካ ደስታ ናይ ሰብ ደስታን ፍሽክታን ክትሪ ከለካ ኢዩ ሰላም ናይ ውሽጥካ ዝመልእ 😢💔❤❤❤❤መን ኣሎ ከማይ ኣይ ብክያት ኣይ ስሓቅ ዝተፈራረቆ ❤😢💔
ሑጉሰ ናብራ ይሃብኩም ኣቱም ብሩኻት ለጋሳት ተጋሩ💛❤️💛❤️🥰🥰🙏🙏🙏
ደስታኺ ይመልስለይ ፈጣሪ ትግራይ ዓደይ💊💊💊ካብ ሂወት ዘሕጉስኒ ነገር ናይ ወዲ ስብ ደሰታ እዩ እንኳዕ ደስ በለኪ ማሚየ ዓለመይ💗💗💗💗💗💗
Thank you my beloved people
ኦ ፈጣሪ ኣቦይ ስሓቅና ምለሰልና
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ በረከትይ ጀግና ጠፊእካና ተሻቂልና እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብሩኮይ🥰🥰🥰🥰 ኣጆና ክወግሕ እዩ ሰሓቅና ሓጎስና ደስታና እንረአሉ ማዓልቲ ቀረባ እዩ ኣጆና🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊👆
😥ማዓረይ ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሚን ኣሚን ያረብ
ንፅህቲ ልባ መዓረይ እንኳዕ ደስ በለኪ
ጎይታይ ምዓረይ በደልና ገዲፍካ ብምሕረትካ ይቅረኢልካ ሰላምና ምለሰልና ኡፍፍፍ💔🙏
ኣየ ህዝበይ እዙይ ዶ ናዓኻ ደስታኺ ደስታና ማማየ ሳሓቕካ ይምለሰልካ ህዝበይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤💗💗💗💗👏👏👏
በኡነት ኣይከኣልኩን እፍፍፍፍፍ መዓረይ ቤኪየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ልዕሊ እዚ ሓጎስ የለን ንዘልአለም ተሓጎሱ ተጋሩዋይ
ልዑል ፈጣሪ ነዚ ህዝቢ ሰላም አውርደሉ ተለመን ግዜ
በርክት ሓውና 🙏🙏🙏💗
ክበረልና ክብረት ይዓድልካ ቢኪ ሓወይ
edmen tienan yhabka bereket nibatey mikusisar abini.eway hizbey mewgihi yfterelna amlak.
እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ክቡራት ኣሕዋትና ብዝወጸ ይተክአልኽን/ኹም ተመስገን ብሓቂ ዓድና ሰብ ኣለዋ❤💛በሓቂ እንኳዕ እቲ ብሩህ ገፅኪ ኣርአየና ኣደዋይ ምቅርቲ😍🥰🥰🥰🥰
ቤኪ ወዲ ህዝቢ❤️💛👑ህዝበይ🙏😥😥😥
አሰይይይይይይ መዓረይ ስሒቃ አስሒቃትኒ ወሊለይ ❤❤አሰይይይይይ ጽጋበይይይይ እዚ ሓወይ መዓረይ ስሓቅካ ብዝሕሕሕ ይበል ሰይ ዝመዓረይይይይ ተሓጒሰ እንቋዕ ካብኹም ወገን ኩንና
በረከተይ እውን ክብረት ይሃብካ ዝሓውና
ብዝወፀ ይተካእልክን 🙏ጀጋኑ ይሕዎተና ♥♥♥♥ብስላም መሬት ዕድክን የርግፅክን
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ንዓካም ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ሃገርናም ሰላም የውረደልና💊
ፈጣሪ ደሰተና ይመለሰለና ፈጣሪ ተጋሩዋይ
ብሓቂ አምላክ በዝወፀአ ይተክአልኩሙ ክብራት አሓዋይ ሳሓቅኪ ይበዛሓ ማሚየይ😥♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Bereket Bereket yehabka zwedaye
Ezbna do ezuy metefedeyeka neyru 🥰🥰🥰
ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ኣሜን 🙏🥰🥰🥰🥰በኬዋይ ጀግና respect 🥰🥰🥰🥰
እፍፍፍፍፍፍ መዓረይ ኣነስ ኣንቢዓትኒ ❤❤❤❤
💝💝በረከት ሓውና ከም ሰምካ በረከትካ ይብዛሕ
እፍፍፍ💔 ቃደማኪ ሓፊተይ ናተይ ❤❤
በሬ ዓቢ ሰብ ትገብሮ ዘለካ ኣስተዋጽኦ ረዚንዩሞ ንህዝብካ ተተከል
አሰይ ተባረኸ በረኸት ናይና🥰🥰🥰🥰🥰💛❤️
ሓጎሰይ ብንባዓት ገልፀዮ😢💋👌💊
እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ከምት ሓፍትና ካብ ብኽያት ናብ ሳሓቅ ቀይርካ ዘረአኻና ፈጣሪ አቦይ ናይ ህዝብና ሳሓቅ አምፀአልና ዝረዳእኹማ አሕዋትና ብልወፀ ይተከአልኩም ላሃብኩም የንብርኩም ❤️❤️❤️💛💛💛😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤኪ ሓወይ እንኳዕ ናተይ ኮንካ ብኣኻ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዕ ንበረለይ
አስይይይ ስብ ክሕጎስ ከሎ ምርአይ ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር አምላክ ህዝብና ካብ ዕ ፅ ዋን ክባን ወ ፅ ዩ ዝ ስ ሕ ቀ ሉ ግዜ ይም ፅ ኤ ልና 🥰🥰🥰
ተመስገን ፈጣሪ ❤️💛😢😘😘😘😘
ሓፍተይ ናተይ ኩልና ኢና ነቢዕና አጀኻ ህዝበይ ክወግሕ እዩ😭😭😭😭😭😭😭😭
እሰይይይይ ህዝበይ ስሓቕኻን ሓጎስካን ይመለስ
እግዚአብሔር ይመስገን ህዝቢ ክወግሕ እዩ😥
እግዛቢሄር ኣምላክ ሳሓቅና ይመልስልና ተጋርዋይ ናይቲ ቆልዓ ፍሺክታ እሞ ራኣይዎ ንዛሃብኩም ኣምላክ ሙሉእ ይሃብኩም
አሰይይይይ ዝሃብኩም አግዚአብሔር መሊኡ ይሃብኩም ንበረከት ነብሲ ይግበረልክም አሜን
እስይይይይ እንኳዕ ስሓቅኽ ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛መሉእ ንስሕቀሉ ግዜ ይምፀአልና ፈጣሪ❤️❤️💛💛
Wow you make my day thanks for helping the wife and children of our hero( fullue haili Tigray ) her husband kewgeh euu thanks again
ኣየ ህዝበይ ስላምካ ይመለስ እፍፍፍ
Thank you!🙏 kezahta for what you are doing
Welcome በረከት ሓውናአምላኬ ሆይ ሰላምካ እንዶ መልሰና😥
ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ተመስገን ኣምላክ እስራኤል እዛ ሓብተይ ሂወተይ ሙሉእ ድቃስ ዘስኣነትኒ ጡበይ ደሪቁ ምስ በለት ከምኡ በክየ ኣይፈልጥን ንክሕግዛ ኣድራሻ ኢልና እሞ ብከመይ እዩ ገንዘብ ዝሰዱልኩም ዘለዉ ጽሪተይ ሽኮር ኣጆኪ ኣለና ኣብ ጎንኪ ክንሕግዘኪ ኢና ኣደዊተይ 😍😍😍😍 እንጀራ ይበልዑ ኣለዉ ይብለኒ ይበኪ ዶ በልኪ ዋይ ደቀይ ሐዚ ከማን ንብዓትና ምቁፃር ስኢንና
Bereket shikor we love you ! Really you are so great
Oooh😭😭😭😭💔💔🖤 enen endet endasazenchin yene konjo😭💔 ayezoh hulum yalfal💔❤❤✊✌
Kademaki empaa tsebketi💔💔❤❤✊✌
ህዝበይ ሓላል ❤️💛💊🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ሰብ ደስ ኢልዎ ካብ ምርኣይ እንታይ ይድለ ተመስገን ኣምላክ
nmohoy xega zegodele yimlalen fetari
እዋይ ማሚተይ ኣዶስ ትታሓጎስ ዳኣ ተመስገን ኣነውን ደስ ኢልኒ ስርሐይ ገዲፈ ምሳኣኹም ስሕቀ ሓገዝትን ከምኡ ወን ቀዛሕታ ሾው ኣቅረብቲ ኩሉኩም የቀንየልና ሳሓቕና ለ ይመልሰልና ዓድና ሰላም ትኩነልና ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 💛💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ተመስገን ኣምላክ ኣፍተይ ማዓረይ
God bless u all 🙏🙏❤❤❤✊✊✌
💖💖💖ስሓቅና ይመለስ 💛❤️🙏
💊💊💊💊💊💊🙏
ፅቡቅ ስራሕ ቤኪ
በይዛኽ ድኣነ እንኳዕ ደስ በለክ ዉይ
ኣጆኻ ህዝበይ ኽወግሕ እዩ 🙏 ኣቱም ለጋስቲ እዉን ኣምላኽ ብዝወፀ ይተኻኣልኹም በረኸት እዉን ቐፅለሉ ነቲ ቑዱስ ስራሓኻ ትግራየይ ሰላምኺ ይመለስልኺ ዓደይ💞💞🙏
👍👍👍
Temesgen berket hawuna ewun edme tena yahabka❤💛🙏
ክበረልና ክብረት ይዓድልካ ቢኪ ሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤ስብ ደስ ኢሉዎ ካብምርኣይ እንታይ ደስታ ኣሎ😥😥🥰🥰🥰🥰
እግዚአብሔር ኣምላክ ደስታና ይመልሰልና ፈጣሪ ተጋሩዋይ💊🙏🙏🙏😘
ኣስይ ፅሪቲ ከም ሽማ እንኳዕ ብክያትኪ ናብ ሳሓቅ ተቀየረ ኣቱም ዝሓገዝኩም ደሞ ብዝወፆ ይተከአልኩም🙏
Egzabehare aboye destana melsena🙏🙏🙏
ዝሃበ እግዚአብሔር ይሃቦ አሜን ❤️💛🙏
ፀላኢኪ ይንባዕ ናይ ሰብ ሓጎስ ሪኡ ዜይሕጎስ ሰይጣን ጥራሕ ዩ
ኣሰይ ኣዴኡ ደስ እልዎ ሪእዩ ዝወዳስ ገፁ ፀሓይ ኮይኑ❤❤😢
ፍሽኽታኺ ይመለስ ዝሓፍተይ ናይቲ ህፃን ፍሽኽታ እው ደስ ክብል።።
ስብ ደስ ኢሉዎ ካብምርኣይ እንታይ ደስታ ኣሎ ❤👍
❤️💛💯
ደስታና ይመለስ ተጋሩዋይ❤❤
አሜን አሜን አሜን
🙏🥰
Amen Amen Amen🙏🙏
@@ummebitigray 🙏🥰
@@ብርሃንሃይለማርያም 🙏🥰
ኣየ የዋህ ህዝበይ 🥲
ሰላምኪ የርኢና እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏♥️
ዝሓገዝኩም ኣሕዋተይ ኣብ ዓምደ ወርቅ ይፅሓፈልኩም ዓስብኩም ብሰማይ ርከብዎ ብክያት ህዝብና ናብ ሰሓቅ ናብ ዕልልታ ይቀይረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ
ኡፉፉፉፉፉፉፉፉ ኣየ ህዝበይ ድቅኻ እውን ኣብ ስደት ክፋትካ ይካፈአና ኣሎ እህህህህህህህ
ብዝወፀ ይተከአልኩም ኩቡራት አሕወተይ በቲ ናፍቆት በቲ ሽግር ህዝብኹም ናተቃፀልኩም ንክትሕግዙ ዝረድአኩም ልዑል እግዚአብሔር ይመስገን ፀጋ ፍና ይግበረልኩም ሂወትኩም አብዚ ናይ ፍናን ፀጋን ዝተሳተፍኩም ብምልእኹም ትግራይ ትስዕር
እውይ ቀደማኺ ማዓረይ እቲ ፍሽክታ ሪአስ ክንድክንዳኣ ብበዝሒ ደስታ አነ ነቢዐይ ተጋሩዋይ አብዝኸድኩሞ አይትታዓንቀፉ❤❤❤❤😢😢😢😢
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ዛሓወይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣጆና🙏🙏🙏🙏💊💊
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰሓቅና ምለሰልና
ዝሓለፍ ሽግር በቃ በለና 🙏💕
ተመስገን ነዓኩም ዝሃበና ክውር ሓውና እግዚኣብሔር ገደልይፈጥር እሞ መዳያየቢ ይገብረሉ
በረከት ሓወይ ኢግዚኣብሔር ዕድመና ጥዕና ይሃብኻ ነሓጋዚለ ወስኹ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏😢❤
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
ለዋህ ህዝብይ 💔🙏💟
ጅግና አያና፣ ዕድመን ጥዒናን ይሓብኻ።💛❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣይይይ 😢😢ንእሽተይ ነገር ኣግንዩ ብቡዝሕ ድሕጎስ ህዝቢና 😢እስኻዶ ሃምትበደልኻ 😢❤️❤️❤️
ኣምላክ ብዘውፅእዎ ይተከኣሎም ንሃገርና ድማ ምሕረት ይልኣከልና 😥
😢 እንጀራ ይበልዕለው ናበሊኒ ወይ እዛ ሓፍተዋኒ መዓረይየ እንቋዕ ሐዚ ተደበስኪ ዛምበይተይ እንቋዕ ንብዓትኪ ተሓበሰ እግዚአብሔር አምላክ ይሀብካቱም አደዋናለ እግዚአብሔር ናይ ነብሲ ዋጋ ይግበረለን
ንወሃቢ ይሃቦ
ህዝበይ ሰሓቅና ይመልሰልና እግዚአብሔር አምላክ💞
ንብዓተይ ምቁፅፃር ስኢነ ኣደዋይ😭😭💔💔 ኡፍፍፍ ሓሉፉዶ ክሪኦ ይከዉን😭😭😭-
qezahita 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንብዓትኪ እንካዕ ናብ ስሓቅ ተቀየረ ዝሓፍተይ💔
ደስታና ይመለስ ተጋሩዋይ💊♥♥♥💘💘💘💖💖💗💕❤💊💊💊🙏🙏
ኣሰይ ለባም ሓፍተይ ኣደ ደቅኺ ይግበርኪ ቀዛሕታ ብዓል ፋና ተባረኻ 👉❤️👈
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ዞምሓተይ
ኣሰይ መዓረይ ኣዶ ትግራይ ኩሉ ሓልፉ ናብ ንቡር ክምለስ ናይ እግዚአብሔር ሰናይ ፍቃደ ይኩነልና
ኣባይኪ መዓረይ ቀዛሕታ ዋሕስ ህዝብና ሰላምላ ይመልሰልና
Way hafety ajoki meary kulu ketsegriyo eki amlak brk yeblki 🙏
በረከት ሓውና ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤💗💗💗💗👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ
እዉይ ኃልነይ ንብዓትኪ ሪኢና ምሳኪ በኪና ኢና ኳዕ ትንፋስ ረከብኪ ቬኪየይ ለ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወካ 🙏😢
ኣይይይ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ብታሓጉስቲ እንኮዕ ንብዓትኪ ናብ ስሓቕ ተቐየረ ዛሓፍተይ
ካብ ናትካ ደስታ ናይ ሰብ ደስታን ፍሽክታን ክትሪ ከለካ ኢዩ ሰላም ናይ ውሽጥካ ዝመልእ 😢💔❤❤❤❤መን ኣሎ ከማይ ኣይ ብክያት ኣይ ስሓቅ ዝተፈራረቆ ❤😢💔
ሑጉሰ ናብራ ይሃብኩም ኣቱም ብሩኻት ለጋሳት ተጋሩ💛❤️💛❤️🥰🥰🙏🙏🙏
ደስታኺ ይመልስለይ ፈጣሪ ትግራይ ዓደይ💊💊💊ካብ ሂወት ዘሕጉስኒ ነገር ናይ ወዲ ስብ ደሰታ እዩ እንኳዕ ደስ በለኪ ማሚየ ዓለመይ💗💗💗💗💗💗
Thank you my beloved people
ኦ ፈጣሪ ኣቦይ ስሓቅና ምለሰልና
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ በረከትይ ጀግና ጠፊእካና ተሻቂልና እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብሩኮይ🥰🥰🥰🥰
ኣጆና ክወግሕ እዩ ሰሓቅና ሓጎስና ደስታና እንረአሉ ማዓልቲ ቀረባ እዩ ኣጆና🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊👆
😥ማዓረይ ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሚን ኣሚን ያረብ
ንፅህቲ ልባ መዓረይ እንኳዕ ደስ በለኪ
ጎይታይ ምዓረይ በደልና ገዲፍካ ብምሕረትካ ይቅረኢልካ ሰላምና ምለሰልና ኡፍፍፍ💔🙏
ኣየ ህዝበይ እዙይ ዶ ናዓኻ ደስታኺ ደስታና ማማየ ሳሓቕካ ይምለሰልካ ህዝበይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤💗💗💗💗👏👏👏
በኡነት ኣይከኣልኩን እፍፍፍፍፍ መዓረይ ቤኪየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ልዕሊ እዚ ሓጎስ የለን ንዘልአለም ተሓጎሱ ተጋሩዋይ
ልዑል ፈጣሪ ነዚ ህዝቢ ሰላም አውርደሉ ተለመን ግዜ
በርክት ሓውና 🙏🙏🙏💗
ክበረልና ክብረት ይዓድልካ ቢኪ ሓወይ
edmen tienan yhabka bereket nibatey mikusisar abini.eway hizbey mewgihi yfterelna amlak.
እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ክቡራት ኣሕዋትና ብዝወጸ ይተክአልኽን/ኹም ተመስገን ብሓቂ ዓድና ሰብ ኣለዋ❤💛በሓቂ እንኳዕ እቲ ብሩህ ገፅኪ ኣርአየና ኣደዋይ ምቅርቲ😍🥰🥰🥰🥰
ቤኪ ወዲ ህዝቢ❤️💛👑
ህዝበይ🙏😥😥😥
አሰይይይይይይ መዓረይ ስሒቃ አስሒቃትኒ ወሊለይ ❤❤
አሰይይይይይ ጽጋበይይይይ እዚ ሓወይ መዓረይ ስሓቅካ ብዝሕሕሕ ይበል ሰይ ዝመዓረይይይይ ተሓጒሰ እንቋዕ ካብኹም ወገን ኩንና
በረከተይ እውን ክብረት ይሃብካ ዝሓውና
ብዝወፀ ይተካእልክን 🙏ጀጋኑ ይሕዎተና ♥♥♥♥ብስላም መሬት ዕድክን የርግፅክን
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ንዓካም ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ሃገርናም ሰላም የውረደልና💊
ፈጣሪ ደሰተና ይመለሰለና ፈጣሪ ተጋሩዋይ
ብሓቂ አምላክ በዝወፀአ ይተክአልኩሙ ክብራት አሓዋይ ሳሓቅኪ ይበዛሓ ማሚየይ😥♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Bereket Bereket yehabka zwedaye
Ezbna do ezuy metefedeyeka neyru 🥰🥰🥰
ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ኣሜን 🙏🥰🥰🥰🥰በኬዋይ ጀግና respect 🥰🥰🥰🥰
እፍፍፍፍፍፍ መዓረይ ኣነስ ኣንቢዓትኒ ❤❤❤❤
💝💝በረከት ሓውና ከም ሰምካ በረከትካ ይብዛሕ
እፍፍፍ💔 ቃደማኪ ሓፊተይ ናተይ ❤❤
በሬ ዓቢ ሰብ ትገብሮ ዘለካ ኣስተዋጽኦ ረዚንዩሞ ንህዝብካ ተተከል
አሰይ ተባረኸ በረኸት ናይና🥰🥰🥰🥰🥰💛❤️
ሓጎሰይ ብንባዓት ገልፀዮ😢💋👌💊
እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ከምት ሓፍትና ካብ ብኽያት ናብ ሳሓቅ ቀይርካ ዘረአኻና ፈጣሪ አቦይ ናይ ህዝብና ሳሓቅ አምፀአልና ዝረዳእኹማ አሕዋትና ብልወፀ ይተከአልኩም ላሃብኩም የንብርኩም ❤️❤️❤️💛💛💛😢
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤኪ ሓወይ እንኳዕ ናተይ ኮንካ ብኣኻ ብጣዕሚ እየ ዝኾርዕ ንበረለይ
አስይይይ ስብ ክሕጎስ ከሎ ምርአይ ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር አምላክ ህዝብና ካብ ዕ ፅ ዋን ክባን ወ ፅ ዩ ዝ ስ ሕ ቀ ሉ ግዜ ይም ፅ ኤ ልና 🥰🥰🥰
ተመስገን ፈጣሪ ❤️💛😢😘😘😘😘
ሓፍተይ ናተይ ኩልና ኢና ነቢዕና አጀኻ ህዝበይ ክወግሕ እዩ😭😭😭😭😭😭😭😭
እሰይይይይ ህዝበይ ስሓቕኻን ሓጎስካን ይመለስ
እግዚአብሔር ይመስገን ህዝቢ ክወግሕ እዩ😥
እግዛቢሄር ኣምላክ ሳሓቅና ይመልስልና ተጋርዋይ ናይቲ ቆልዓ ፍሺክታ እሞ ራኣይዎ ንዛሃብኩም ኣምላክ ሙሉእ ይሃብኩም
አሰይይይይ ዝሃብኩም አግዚአብሔር መሊኡ ይሃብኩም ንበረከት ነብሲ ይግበረልክም አሜን
እስይይይይ እንኳዕ ስሓቅኽ ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛መሉእ ንስሕቀሉ ግዜ ይምፀአልና ፈጣሪ❤️❤️💛💛
Wow you make my day thanks for helping the wife and children of our hero( fullue haili Tigray ) her husband kewgeh euu thanks again
ኣየ ህዝበይ ስላምካ ይመለስ እፍፍፍ
Thank you!🙏 kezahta for what you are doing
Welcome በረከት ሓውና
አምላኬ ሆይ ሰላምካ እንዶ መልሰና😥