ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሰይ ዊንቱየይ ማዕተብ ኣሲራስ ደስ ክትብል 😍❤
ማዕተብን መስቀልን እማ ግድን ክተርፍ የብሉን❤️❤️❤️ቀፅልሉ ፍቁራተይ❤️😎
በስመስላሴ እፍ ኣታ ኣምላክ ከም ግብርና ኣይትኪደና ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ማኣዘ እዩ እክሊ ዝድብረ አረ ነስተውዕል እክሊ ከሙኡ ገይርካ ኣይድርበኒ ተኪኤልኩም ኮ ዝወደቀ እንጀራ ኣሊዒልኩም ተሳለምዎ እዩ ዝብሃል 😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ እሕሕሕ ጎይታ ማዓረይ ይቅር ባ በለልና😥😥😥
እዚ ኮ ፊልም ኢዩ ከመኡ ንከይንገብር ኢና ከኣ ዝምህሩና ዘለዉ፡ወላስ ለባም ለባም ምጽዋት ኣመል ኢዩ ኮይንኩም
@@mahbul615 ኪድ ገምዛዓ ኤርትራውያን ዳኣ ማኣዘ ኢኩም ንተጋሩ ክትሙሁሩ ደደባት ተጋሩ ከምህርኩም እንበይ ሰረቅቲ ፎኦኦ🤬🤬
@@ልሳንዓድልኒድንግለይ ፊልሚ ማለት ልምንታይ ከምዝስራሕ ተፈልጦዶ ብስሩ 😳
@@mahbul615 ለባም ምካን ፅዋታ ድዩ ኮይኑ ?!!
ሓውኩም ካብ ትግራይ💛❤ቶማስ ዝፈቱLike 100//
Kab eziom haw ayblnan tigray
Wel come ኩናት ውረ ኩናት ኣጥፊኡ ስላምን ፍቅርን የውረድልና ኣምላኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዊንታዋይ እቲ መዕተበን መስቀልን ክይትውፅዩ ክጥዕመልኪ🙏😍💜
ዊንታ ሓደራኪ ዛማዕተብ ከይተውፅእያ♥♥
ከጥዕመልኪ ዙማዕተብ❤❤❤❤❤❤
ሓፍቲኩም ካብ ትግራይ አድነቕቲ ቶማስ ላይክ❤❤❤❤❤
ዊኒቲ ሽኮር ኣሰይይ ማዕተብኪ ክተጥዕመልኪ ንዊንታ ዝፎቱ laki ጠውቅለይ
ዊቱ ተሙ ኣድነቅቲ❤
ወረ ትማዕተብን መስቀልን ከፀብቀላ
Haha dka eyu mateb zasir elom eyom amxemo zelew zeyrdakum nsrha ela eya
Betami ketkeelo kulu yexbkela
ከምዚ ከማይ ብሃንከውታ ክትጽበይዋ ዝከነኩም ትራህ 👍like ርገጹለይ ሶ ጽቡክ ስራህ ደኪ ኣረይ🇪🇷🇪🇷 ሙኩራት😘
ኣነ ኣለኩ 😘😘✅
Nay behaki dikum kemzia meselchew film keman ayrakun
አጨንቀንይ ትግራይ ትስዕር❤❤❤
Alemmebrahtom
ሓፍቲኪም ካብ ትግራይ ቶሚየይ ማዓረይ ❤❤❤
ኢሊመይ ሽኮርር💋👌
Wintey mkerti nfeeti ❤❤❤❤ kulu gezye ❤
Ewe were🎉 winti mateb mgbara des eiluna
ዝኸበርካ ደራሲ ብጽቡቕ ኢኻ ጀሚርካ። ኣብ መጀመርታ ዝነበረት ቃል ኪዳን ናይ ዊንታ ምእላይካ ጽቡቕ።ኣብዛ ክፋል እዚኣ ግን ቡዙሕ ናይ ኤዲትን ናይ ስእሊ ምትሕዋስን ይረአ ኣሎ ብፍላይ ቅድሚ 18 ደቒቕ ዘሎ(ኣብ ዊንታ፡ ኣብ ቶማስ)ብፍላይ፡ ቀጺለ ውን ዊንታ ኣብ ኣዘራርባኣ ዜማ ይኸውን ኣሎ ፡ ናይ ጾግራ ዓይነት ምስ ዘላቶ ሂወት ዝተኣሳሰር ኣይኮነን፡ ናይ ግዜ ወይ ምርኢት ምዝንባል ውን ይረአ ኣሎ።ስለዚ ኣብ ዝቕጽል ክፋል ክዕረ ተስፋ ይገብር። ሰሰናዩ
እቲ ዝገርመንስ ድካ ናይ ጎደና መግዝኢ ከኒና ዝይብላስ ናይ ፅፍርን ፀጉርን ካበይ ተረክበ
😂😂😂
ሓፍቱም ካብ ትግራይ ናይ ቶሞስ ኣድነቅቲ ላይክ ❤❤❤
WELCOME DEKI EREYYYYY LOVE AND PEACE TO OUR COUNTRY AND OUR NEIGHBOUR ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🕊🕊🕊🕊🕊
እንኳዕ ብስላም መጻኩም ፅብቃተይ♥️♥️♥️
ዊንተይ 😰💔ቶመይ 💚
ዋይ በጃኩም፡እዚ፡ባባ ተስፋይ ተዋህቭዎዘሎ፡ልብሲ ክሳብ ክንድዚ ብድዐ ኣብ ልዕሊ፡ኤሊም፡ክንርእዮ ኣይንደልን፡ኤልም ጋለይይይ ጽብቅቲ ፍጥረት
ዋ ፊልም እዩኮ እዚ ድሓር ክኣ ኣብቲ ሓቃዊ ሂወት እኮ ሃፍታማት ልዕሊ እዚ እዮም ከማን ብድዐኛታት
@@saron20 ያ እቲ ብድዐየኮ ኣብልዕሊ ዛ ህጻን፡ዝብል ዘለኩ
ዘፍቱወኩም 💓
😍😍❤️❤️🥰🥰🥰👍👍👍 Mooi film Eritrea 😍❤️
Ekli Ydrbyu Guhafat
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይብ💞💞😘🥰🥰🥰🥰
I Love y❤️ habayib
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፀኽም ምቁራተይ🥰
ኮሙንት ብድንግላ ዕልልል እዩ እንበይይ😁🙄🤔🤔🤔
ኣዳመይ ኡፍ ኩሎም ኣውዳት ከሞኡ አንተዝኾኑ 🥰🥰
ኣነ ብቻ ከምኡ
@@tekichowe ተመዓዉኒ አባ 🥺🥺😂
Well come deqi rimey❤❤❤
WELCOME BACK 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኤልመይ ሽኮር❤
እቃዕ ብሰላም መጻኹም ፉተዋተይ❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም ሞፅኦኹም ብሕትና አግንናያኸ
Wellcome deki eri
❤❤❤🎉😊
welcome dekiy erey xebuqat betamey des tibil filim
Ma fav film❤
Welcome shweya gn denguyatna
አዳመይ ❤️❤️❤️❤️ሺኮሮ
wow Bela film
sehr gut 💖💖💖
ኣዳመይ ሽኾር
ሃንጊ ተጠንቀቂ ዊንይ ዳሓር ክ ምስ ቲ ስባይ ናይ ምድርክ ጌሮማ
❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉
Thanks very much
👍👍👍👍
ካብ ፓርት 1-3 ሎማዓቲ እየ ሪአየን መዓዝ መዓዝ ድዩ ዝመጽእ የሕዋት
Ezi abo adam koynu zelo keyah kamicha lul nieshtey enkela misu nera kisab hji kea misu ala director tearemela::
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝቀነየ
well come
👍
❤❤❤❤❤❤❤
welcome back
Wuntey
❤❤❤❤♥️
Elimey shkor
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖
እዛ ፊልም ኣብ ሂወተይ ከይ ጀመረት ዘስልቸወትኒ እያ ደራሲ ስሙ ክሪኦ እለ ምስ ፈተንኩ ሳጉኡ ሰሓ ትብል ጸኒሓትኒ ብትክክል ክኣ ሳጉኡን ፊሊሙን ስሓ እየን በጃኩም ፊልም ስሚዒት እዩ ብስሚዕትና ኣይ ትላገጹ ።
Kemzi kemay seb alo maletyu nay mewedaeta meselchew film mara endieom awediomuni neay.dairecting 0 drset 0 tewasaiti wintan eti sebayn 0 entayom zkonu zelewu endie
መሰልቸዊ አረ ግደፍዎ ወይ ኣስተካክልዎ🤗
well
😘🦋🔥
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤
🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Aythazulna enber hawawiskuma za film winta win aykealeton ala tigexe bahri bflay misti sebiay kitzareb kola meselchewat koynom bzuh ziere alokum xbuq gerkum reaywa
ኣሰይይይይይይይይይ ከመ ዋንቲ ማዕተብክን እሰሪ እሺ ክብራት አሕዋተይ
🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤😍
እውይ ዛፍልሚ ብትዕቢት ለመለአት እያ ብደዐ ኣዬትብዝሑ ትርክስ በሉ እፍ🥺ኤሊሚ ካብደይ በሊዓትኒ🥺😥ታይ ዓይነት ደራሲ እዩ ወደይ
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰💪🤔🤔
❤❤❤😥😥😥
💔💔💔💔💔💔👍
Ane zgermeni reji zeyttkem ezgio
🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ቶማሰይ ሽኮር ተመርዓወን ባ
ንኹለን ድዩ ክምረዓወን ሞ
💔💔
ነዓይ'ሲ ትፈራረቀኒ ኣላ
Xubuq srah eyu gn tewasati ydugemu alewu ab qexali
ቶማስ ያዓኽ
Ya nskum mara wuduat ekum
Eway ajewjew film eded
❤❤🇪🇷🇪🇷🫶🏻🫶🏻
A
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነዋሪ ኣክሊ ኣይሽንደውን
Winta caracter ay kealkyan zeleki please tekeyerie beka winti
ata za winta to atbata haras lam mesila aeryo wa
kkkkkk
ሓራስ እንድያ ንሳስ ጸገም ይህልዎ ይኸውን ሶሪ ግን
Emo nmintay tefekarit ygwbrwa
@@Nayseb-j2r እንታይ ከ ኣሎ ተፈቃሪት ደይ ገብራ
@@harenaamanuel5276 tay melkie dki ktblni
Eza wenta yebahal abzokone film deya terewa ab haqena heweta ke kumu deya
Ane gerimui zelo nay Tomas u kemey gieru abza srah yserh alo film ayfeltnyu malet Diu bejakum bejakum filmkum aierikum mxuna
በጃኻ ሳል ሳይ ኣይክፋል
ኩሉ ድጋሜ እዩ እወ
ኦፍፍ ዊንታ ኣብ ኩሉ ፊልምታትኪ ኣማሓይሽዮ ክትበክዪ ኮለኪ ኣብ ኩሉ ፊልሚ ትሰርሕዮ ሓደ ዓይነት መልቅስ ገርክዮ፡ሕማም ሕርሲ ኣምሲልኪዮ ቁሩብ ኣማሓይሺ እሺ ቀበጥ
Ejerazgi blae wedey winta bhafesha awesasea ktemehaysho alewa .meganenit koyna
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሰይ ዊንቱየይ ማዕተብ ኣሲራስ ደስ ክትብል 😍❤
ማዕተብን መስቀልን እማ ግድን ክተርፍ የብሉን❤️❤️❤️ቀፅልሉ ፍቁራተይ❤️😎
በስመስላሴ እፍ ኣታ ኣምላክ ከም ግብርና ኣይትኪደና ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ማኣዘ እዩ እክሊ ዝድብረ አረ ነስተውዕል እክሊ ከሙኡ ገይርካ ኣይድርበኒ ተኪኤልኩም ኮ ዝወደቀ እንጀራ ኣሊዒልኩም ተሳለምዎ እዩ ዝብሃል 😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ እሕሕሕ ጎይታ ማዓረይ ይቅር ባ በለልና😥😥😥
እዚ ኮ ፊልም ኢዩ ከመኡ ንከይንገብር ኢና ከኣ ዝምህሩና ዘለዉ፡ወላስ ለባም ለባም ምጽዋት ኣመል ኢዩ ኮይንኩም
@@mahbul615 ኪድ ገምዛዓ ኤርትራውያን ዳኣ ማኣዘ ኢኩም ንተጋሩ ክትሙሁሩ ደደባት ተጋሩ ከምህርኩም እንበይ ሰረቅቲ ፎኦኦ🤬🤬
@@ልሳንዓድልኒድንግለይ ፊልሚ ማለት ልምንታይ ከምዝስራሕ ተፈልጦዶ ብስሩ 😳
@@mahbul615 ለባም ምካን ፅዋታ ድዩ ኮይኑ ?!!
ሓውኩም ካብ ትግራይ💛❤ቶማስ ዝፈቱ
Like 100//
Kab eziom haw ayblnan tigray
Wel come ኩናት ውረ ኩናት ኣጥፊኡ ስላምን ፍቅርን የውረድልና ኣምላኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዊንታዋይ እቲ መዕተበን መስቀልን ክይትውፅዩ ክጥዕመልኪ🙏😍💜
ዊንታ ሓደራኪ ዛማዕተብ ከይተውፅእያ♥♥
ከጥዕመልኪ ዙማዕተብ❤❤❤❤❤❤
ሓፍቲኩም ካብ ትግራይ አድነቕቲ ቶማስ ላይክ❤❤❤❤❤
ዊኒቲ ሽኮር ኣሰይይ ማዕተብኪ ክተጥዕመልኪ ንዊንታ ዝፎቱ laki ጠውቅለይ
ዊቱ ተሙ ኣድነቅቲ❤
ወረ ትማዕተብን መስቀልን ከፀብቀላ
Haha dka eyu mateb zasir elom eyom amxemo zelew zeyrdakum nsrha ela eya
Betami ketkeelo kulu yexbkela
ከምዚ ከማይ ብሃንከውታ ክትጽበይዋ
ዝከነኩም ትራህ 👍like ርገጹለይ ሶ
ጽቡክ ስራህ ደኪ ኣረይ🇪🇷🇪🇷 ሙኩራት😘
ኣነ ኣለኩ 😘😘✅
Nay behaki dikum kemzia meselchew film keman ayrakun
አጨንቀንይ ትግራይ ትስዕር❤❤❤
Alemmebrahtom
ሓፍቲኪም ካብ ትግራይ ቶሚየይ ማዓረይ ❤❤❤
ኢሊመይ ሽኮርር💋👌
Wintey mkerti nfeeti ❤❤❤❤ kulu gezye ❤
Ewe were🎉 winti mateb mgbara des eiluna
ዝኸበርካ ደራሲ
ብጽቡቕ ኢኻ ጀሚርካ። ኣብ መጀመርታ ዝነበረት ቃል ኪዳን ናይ ዊንታ ምእላይካ ጽቡቕ።
ኣብዛ ክፋል እዚኣ ግን ቡዙሕ ናይ ኤዲትን ናይ ስእሊ ምትሕዋስን ይረአ ኣሎ ብፍላይ ቅድሚ 18 ደቒቕ ዘሎ(ኣብ ዊንታ፡ ኣብ ቶማስ)ብፍላይ፡ ቀጺለ ውን ዊንታ ኣብ ኣዘራርባኣ ዜማ ይኸውን ኣሎ ፡ ናይ ጾግራ ዓይነት ምስ ዘላቶ ሂወት ዝተኣሳሰር ኣይኮነን፡ ናይ ግዜ ወይ ምርኢት ምዝንባል ውን ይረአ ኣሎ።
ስለዚ ኣብ ዝቕጽል ክፋል ክዕረ ተስፋ ይገብር። ሰሰናዩ
እቲ ዝገርመንስ ድካ ናይ ጎደና መግዝኢ ከኒና ዝይብላስ
ናይ ፅፍርን ፀጉርን ካበይ ተረክበ
😂😂😂
ሓፍቱም ካብ ትግራይ ናይ ቶሞስ ኣድነቅቲ ላይክ ❤❤❤
WELCOME DEKI EREYYYYY LOVE AND PEACE TO OUR COUNTRY AND OUR NEIGHBOUR ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🕊🕊🕊🕊🕊
እንኳዕ ብስላም መጻኩም ፅብቃተይ♥️♥️♥️
ዊንተይ 😰💔
ቶመይ 💚
ዋይ በጃኩም፡እዚ፡ባባ ተስፋይ ተዋህቭዎዘሎ፡ልብሲ ክሳብ ክንድዚ ብድዐ ኣብ ልዕሊ፡ኤሊም፡ክንርእዮ ኣይንደልን፡ኤልም ጋለይይይ ጽብቅቲ ፍጥረት
ዋ ፊልም እዩኮ እዚ ድሓር ክኣ ኣብቲ ሓቃዊ ሂወት እኮ ሃፍታማት ልዕሊ እዚ እዮም ከማን ብድዐኛታት
@@saron20 ያ እቲ ብድዐየኮ ኣብልዕሊ ዛ ህጻን፡ዝብል ዘለኩ
ዘፍቱወኩም 💓
😍😍❤️❤️🥰🥰🥰👍👍👍 Mooi film Eritrea 😍❤️
Ekli Ydrbyu Guhafat
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይብ💞💞😘🥰🥰🥰🥰
I Love y❤️ habayib
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፀኽም ምቁራተይ🥰
ኮሙንት ብድንግላ ዕልልል እዩ እንበይይ😁🙄🤔🤔🤔
ኣዳመይ ኡፍ ኩሎም ኣውዳት ከሞኡ አንተዝኾኑ 🥰🥰
ኣነ ብቻ ከምኡ
@@tekichowe ተመዓዉኒ አባ 🥺🥺😂
Well come deqi rimey❤❤❤
WELCOME BACK 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኤልመይ ሽኮር❤
እቃዕ ብሰላም መጻኹም ፉተዋተይ❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም ሞፅኦኹም ብሕትና አግንናያኸ
Wellcome deki eri
❤❤❤🎉😊
welcome dekiy erey xebuqat betamey des tibil filim
Ma fav film❤
Welcome shweya gn denguyatna
አዳመይ ❤️❤️❤️❤️ሺኮሮ
wow Bela film
sehr gut 💖💖💖
ኣዳመይ ሽኾር
ሃንጊ ተጠንቀቂ ዊንይ ዳሓር ክ ምስ ቲ ስባይ ናይ ምድርክ ጌሮማ
❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉
Thanks very much
👍👍👍👍
ካብ ፓርት 1-3 ሎማዓቲ እየ ሪአየን መዓዝ መዓዝ ድዩ ዝመጽእ የሕዋት
Ezi abo adam koynu zelo keyah kamicha lul nieshtey enkela misu nera kisab hji kea misu ala director tearemela::
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝቀነየ
well come
👍
❤❤❤❤❤❤❤
welcome back
Wuntey
❤❤❤❤♥️
Elimey shkor
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖
እዛ ፊልም ኣብ ሂወተይ ከይ ጀመረት ዘስልቸወትኒ እያ ደራሲ ስሙ ክሪኦ እለ ምስ ፈተንኩ ሳጉኡ ሰሓ ትብል ጸኒሓትኒ ብትክክል ክኣ ሳጉኡን ፊሊሙን ስሓ እየን በጃኩም ፊልም ስሚዒት እዩ ብስሚዕትና ኣይ ትላገጹ ።
Kemzi kemay seb alo maletyu nay mewedaeta meselchew film mara endieom awediomuni neay.dairecting 0 drset 0 tewasaiti wintan eti sebayn 0 entayom zkonu zelewu endie
መሰልቸዊ አረ ግደፍዎ ወይ ኣስተካክልዎ🤗
well
😘🦋🔥
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤
🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Aythazulna enber hawawiskuma za film winta win aykealeton ala tigexe bahri bflay misti sebiay kitzareb kola meselchewat koynom bzuh ziere alokum xbuq gerkum reaywa
ኣሰይይይይይይይይይ ከመ ዋንቲ ማዕተብክን እሰሪ እሺ ክብራት አሕዋተይ
🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤😍
እውይ ዛፍልሚ ብትዕቢት ለመለአት እያ ብደዐ ኣዬትብዝሑ ትርክስ በሉ እፍ🥺
ኤሊሚ ካብደይ በሊዓትኒ🥺😥
ታይ ዓይነት ደራሲ እዩ ወደይ