3 ኣዕኑድ ህይወት ክርስትያን፣ Sunday 26th February 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024
  • Short preachings from the word of God.

ความคิดเห็น • 15

  • @sarontame7331
    @sarontame7331 ปีที่แล้ว +3

    Amen God bless you

  • @eyorusalemeyasu4774
    @eyorusalemeyasu4774 ปีที่แล้ว +3

    ሐቀኛ ቃል እግዛአብሄር እትሕዋስ ዘይብሎ መንፈሳዊ ጸባ ብሃግዎ ቃል እግዛብሄር እዩ እሞ አምላክ ይባሪክካ ፡፡

  • @LidyaTekleab
    @LidyaTekleab 3 หลายเดือนก่อน

    Amen tebarek lbi ztnkif qal melisu tsegau yebzhalka btsue amlak

  • @hewankelete2046
    @hewankelete2046 ปีที่แล้ว

    Amennnn

  • @nebuteklemichael9982
    @nebuteklemichael9982 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen
    Egizabiher Amlak yibarka aya Betsu

  • @rehabotco9982
    @rehabotco9982 3 หลายเดือนก่อน

    He need deliverance

  • @rehabotco9982
    @rehabotco9982 3 หลายเดือนก่อน

    He need deliverance

  • @henokasmorom8435
    @henokasmorom8435 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ይባርካ ባባ ብጹእ ኣምላኽ ❤

  • @apostlesaymonteweldebrhan7026
    @apostlesaymonteweldebrhan7026 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ባባ ቡጼ ቡሩኽ ።

  • @eyorusalemeyasu4774
    @eyorusalemeyasu4774 ปีที่แล้ว

    አታ ቡክ መመሊስካ ተባርክ እግዛብሄር ሐይልካ እዩ

  • @rehabotco9982
    @rehabotco9982 3 หลายเดือนก่อน

    Golyd nay ertrita sebkayKab papa zetmhrkuwo entlo tirfy tery 1 Corinthians 5 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    11: ሕጂ ግና ምስ ሓደ ሓው ዚብሃል እሞ ኣመንዝራ፡ ወይስ ስሱዕ፡ ወይስ መምለኽ ጣኦት፡ ወይስ ተጻራፊ፡ ወይስ ሰካር፡ ወይስ ዘራፊ እንተ ዀይኑ፡ ምስኡ ኸይትጽምበሩ፡ ምስ እዚ ኸምዚ ዝበለ ከቶ ኸይትበልዑ፡ ጽሒፈልኩም ኣሎኹ።

  • @rehabotco9982
    @rehabotco9982 3 หลายเดือนก่อน

    1 Timothy 3 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ
    6: ተነፊሑ ናብ ፍርዲ ድያብሎስ ምእንቲ ኸይወድቕ፡ ሓድሽ ተኽሊ ኣይኹን።
    7: ኣብ ጸርፍን መፈንጠራ ድያብሎስን ምእንቲ ኸይወድቕ ከኣ፡ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ጽቡቕ ምስክር ኪህልዎ ይግባእ።

  • @rehabotco9982
    @rehabotco9982 3 หลายเดือนก่อน

    1 Timothy 6 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ
    4-5: ንሱ ብኽትዕን ብዜብእስ ዘረባን ሐሚሙ እዩ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ዘይፈልጥ ንፉሕ እዩ። ካብዚ እዩ ቕንኢ፡ ባእሲ፡ ጸርፊ፡ ሕሱም ጥርጥር፡ ናይቶም ሓሳቦም ዝጠፍኤን ሓቂ ዝሰኣኑን ሰባት ብርቱዕ ጽልኢ ዝመጽእ፡ ካብ ከምዚኣቶም ዘመሰሉ ርሐቕ። እዚኣቶም ኣምልኾስ መገባብሮ ረብሓ ኸም ዝዀነ እዩ ዚመስሎም።

  • @Merih98614
    @Merih98614 ปีที่แล้ว

    ግሩም ዝኾነ ተግባራዊ ትምህርቲ ከም ዝኾነ ኣየማትእን ኢዩ። ነዚ ሓቀኛ ትምህርቲ ካብ ሓውና ብጹኣምላኽ ክትሰምዖ ግን፡ ብዙሕ ሕቶታት'ዩ ዝፈጥረልካ። ብጹኣምላኽ "ሓቂ" ይፈትዋ'ዩ ንዝብሉ/ላ፡ ብርግጽ "እወ" ኢዩ እቲ መልሱ። ብጹኣምላኽ ን"ፍቕሪ" ይፈትዋ'ዩ ንዝብሉ/ላ ግን፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ኣለዎ ፍቕሪ ኣሕዋትን ኣሓትን ግን "ኣይግድን" ኢዩ መልሱ።
    "ጸርፊ፡ ንዕቀት፡ብድዐ..." ካብ ኣፍ ሓውና ብጹኣምላኽ ክወጽእ ካብ ንሰምዕ ዓመታት ኣቑጺሩ'ሎ። ብቕንዕና ክንመሃር ኢልና ኣብ "ፓልቶክ" ንኣቱ፣ "እዛ ጸርፊ'ባ ሕደጋ ሓው ብጹኣምላኽ" ኢልና ክንጽሕፍን "ጉሕፎ፡ ኣውጻዮ፡ ስጎጎ" ኢልካ እንዳ ተጻረፍካን እንዳ ኣናኣኣስካን ብቕንዕና ክመሃሩ/ራ ዝመጹኻ/ኻ ኣሕዋትን ኣሓትን ክትሰጉግ ግን ነዊሕ ኣቑጺርካ ኣሎኻ ሓው ብጹእ። "ምኽንያት መምጺኢናን መጽሓፊናን ባዕልኻ ተንቲንካ ንተግባራትካን ንቓላትካን ሓቂ ከተልብሶ ምፍታን፡ ጌጋ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ኢዩ ዝኸውን። ኣምላኽ'ዩ ልብና ዝፈልጥ። ኮነ ኢሎም ክወቕሱኻ ዝመጹ የልውን ማለተይ ግን ኣይኮነን። ንዐኦም'ውን ከም'ዚ ሕጂ ትምህሮ ዘሎኻ፡ ብኽፉእ መልሲ ዘይኮነስ ነቲ ሕነ ዝፈዲ ኣምላኽ ኣሕሊፍካ ክትህቦም ጥራይ'ዩ ኣማራጺ ዘሎካ።
    ከም'ቲ ቅድሚ ሕጂ ዝመሃርካዮ፡ድኻም ዘይብሉ ሰብ የለን፡ ብድኻምካ ምእማን ዝመስልዎ " ንጹህ ልቢ" ከም "ልቢ ዳዊት" ምውናን ግን እቲ ዝበለጸ ኢዩ።
    ኣምላኽ ጸግኡ ከብዛሓልካ'ሞ፡ ብዙሓት ዝኸሰርካዮምን ዝኸሰሩኻን ደጊሞም ክምለሱኻ ይጽሊ።
    በዚ ሓሳብ እዚ "ክበኣስ" ዝደሊ፡ ነዚ ሓሳብ ደጊሙ ከንብቦ ይላቦ።