Love this man! Completely decent person. My favorite man. Good point. Don’t come to American and don’t do concert. Keep your integrity. We love you Sol hawey. He is not money hungry. He loves TIGRAY more than money. Love his tigrina❤ thanks za hawey.❤❤❤❤
Sol, you are such a humble and honorable artist and human being. Integrity is your value. You are truly one of a kind. Proud of you!! Love you. Much, you are my mentor in spirit.
ሶል ለባም ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ ሐወይ አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
ሶል ጅግና ወዲ ህዝቢ አንቋዕ ሰላም መፃኻ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿
Love this man! Completely decent person. My favorite man. Good point. Don’t come to American and don’t do concert. Keep your integrity. We love you Sol hawey. He is not money hungry. He loves TIGRAY more than money. Love his tigrina❤ thanks za hawey.❤❤❤❤
Me too, love him
ኣየ ተጋሩ ዝና ዘየሸንፎም ኣየ ትሕትና ኣየ ኣንደበት ኣካዳድናኩም ኣናባብረኩም ኩሉ ምዕሩግ ilove you❤💗
ብኩሉ ነገር ንህዝቢ ትግራይ ትበቅዕ ብሉፅ ኣርቲስት 😍😍❤❤❤❤
ቀዳማይ commented ኣቤለኩም ኣፍቀርቲ ሰሌ like ግበሩ ❤❤❤❤❤❤
ሰሌዋ ጅግና ኣቦ ጥበብ
ብጣዕሚ ዝፈትወካ ክቡር ሰብ🙏❤❤❤❤❤❤
ናብሓቂ ንስነጥበብ ዝበቅዕ ሰብ ኢኻ፡ ስነጥበባዊ ማለት መምህር ስነምግባር ማለትዩ፡ ኣብዚ ዘመን ኩላ ረብሓኣ ዓጢጥዋ ካብ ስነምግባር እንዳሃደመት ከምዚ ዓይነት ስነጥበባዊ ክትርከብ ዝድነቕዩ። ኣነስ ብዓንተቦይ ኢየውን ዝፈትወካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤
ጎይታ ብርኽርኽ የብልካ ለባም ❤️🙏
YOU ARE THE BEST PERSON EVER AND YOU ARE THE MOST IMPORTANT PERSON TO TIGREAN PEOPLE EXPRESSING OUR HEARTFELT EMOTIONALLY 🎉
Such an honorable gentleman. I see a deeply respectful and humble man. May the almighty God continue to protect and shield you!! Amen Amen Amen 👑 ❤️🙏🏾
ሰሌ ባዓል ሕልና ኢኻ ብጣዕሚ የኽብረካን የድንቐካን በርትዕ ከማኻ ዝበሉ የብዛሓልና!
ሶል ❤❤❤❤❤❤
We love you and respect you❤️💛🙏
Legend 🤩🙏🙏🙏🙏🙏🥰
Proud of you brother ❤❤❤!!!
ሰሌ ብሉፅ።
እቶም መዳለውቲ ናይ ወፃኢ ኮንሰርትታት እውን ካድረታት ስለዝኮኑ ንጉጅለታቶም እዮም ዝፅውዑ ነይሮም።
ኣጆኻ ጅግናና❤
ሰሌዋይ❤
Thank you solo 🫶🏽of tigringna songs king 🤴 ❤️💛
Sol, you are such a humble and honorable artist and human being. Integrity is your value. You are truly one of a kind. Proud of you!! Love you. Much, you are my mentor in spirit.
ታሪኽ ኣይምሕርን ኢዩ ሞ ሓደ መዓልቲ ህዝቢ ትግራይ እቲ ዝግብኣካ ክብሪ ክህበካ ኢዩ፡ኣጆኻ ኣብ ዕላማኻ ጽናዕ በርትዕ፡እቲ ድምጺ ትኾኖ ዘለኻ ህዝቢ ዶም ድምጽኻ ተሰሚዑስ ዓዱ ዝምለሰሉ ግዜ ይፍጠረሉ። ሶሎ ኣቦ ጥበብ ጸግዒ ውጽዓት☝❤💙
እድመይ ይሓብካ ዝሓወይ ውሽጥካ ፁሩይ ከም ማይጎሓት ፈታዊ ኣዱን ህዝቡን ሓሳብካ ይስመረልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Got to love this guy ❤❤😂😂😂😂
ሶሎ ጎይታ ጥበብ ድምቕ ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ማእገር ህዝቡ 💙🌿💙🌿💎
Sele beal abi hilina 🙏🏻💐💕
Solomon jigna we love u with respect ❤
ጅግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብሰላም መጸኻ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you 🙏 you are the best ever
*Great👍keep ur behavior... &... Ur music talents*
Sele jigna ❤❤❤❤❤
ኣሜንዝሓወይ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ❤❤❤
ሶሉ ናይ ሕማመይ😇😻😍
ሰሌ ሓወይ ንህዝቢ ትግራይ ድምፂ ኾይንካ ክሳብ ሕዚ ካብ ጎድኑ ሰለዘይተፈለኻ ምስግና ይግባኣካ 🎉🎉🎉🎉
ሶል ኣነስ ክፈትወካ ገደብ የብለይን ጀግና ወዲ ህዝቢ ክቡር ጓሣ ጥበብ ፈታዊ ህዝብካን ዓድካን 🙏🙏❤❤❤❤❤❤🔥🔥🔥🔥💊💊💊💊💊💊💊💊
You are such a humble and very wise man
ከምቲ እነፍቅሮ መጠንሲ ንምንታይ ኢና ሰብስክራይብ ዘይንገብር ?
ብጣዕሚ እዩ ዘግርም ተጋሩ እማ ሰነፋት ኢና ንናይ ባዕልና🥺
We respect you sol❤
real❤ legend 💪
Sole ❤❤❤❤
ክቡር ሀውና ንበረልና ክበረልና❤🎉
The real artist
አቦ ጥበቡ❤❤❤
wish u all the best
You are strong man ❤
ሶለይ ሙሉእ ከያኒ 💚ዝፈትወካ❤
ኣቦ ጥበብ
ስሉይ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጎይታ ሓቂ🫡🩸
ሰሌ በዓል ፍሉይ ክእለት❤🎉
Brle 2: Masterpiece fitting the bravest people in human history - Tigrayans.
ሶሎ ጎይታ ትሕትና ልዕሊ ማንም እየ ዘድንቀኻ❤😊
ሰሌዋይ ዝፈትወካ♥️😘
ሰሌዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኻ❤❤❤ ግን ከምቲ እትፍትዎ ሳብስክራይ ዘይምርህላውካ ይሓዝን ሕማቃት ኢና ተጋሩ😢 ንሴሌ ኣብ ወርሒ 100k ምተጎቦኦ😢
Sol ጎይታ ጥበብ so much respect
ጎታዋይ❤
ሰሌዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ተጋሩ አሕዋተይ ንምንታይ ኢና ሳፕስክራይፕ ዘይንገብሮ ርኢና ሱቅ አይንበል
ጓሳ ጥበብ❤❤❤❤❤
solo habibi abesa eka xegi wuxat adnakika from eri💖❤🔥
Selie we love you
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Seleway bitaemi eye lednkeka kem naykulgize abehahlay abo Tibeb❤ kibleka emo ms yikrta nay chegurka style kemza ab dhritka zela seli eye tetemelka tetemochyatka pls keyra🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ይምነይ አሜሪካ አብ ዝካነ ከተማ መፅኤ ክርኤካ ካብ ባስተን
ሶል ጎይታ ሓቂ 🎉
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰሌ
ሸር ሳብስክራይብ ላይክ እባ 🔸🔺🔹 ሰሎ ኣባ ጥበብ 🦁💥🤎🤎🤎🤎🤎🥰🫶🏾
Please sing about love about mother fahter brother friend sister funking traditional music
🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ሶሎ፡ቡሉጽ ስነ ጥበባዊ
❤❤❤❤
ሰሌ ሓበን ትግራይ እኻ ትግራይ ባኣኻን ወዲ ከማኻን እያ ትደሊ ዘላ
ቡሉፅ አርቲስት
ሰሌ ሐወይ ትኽክለኛ ናይ ትግራዋይ
ባህሪ አዩኮ ዘለካ ማለትዩ ኮ ንፈትወካኢና ምስ አቓምካ ጽናሕ
ብዚ ዘመን እዚ ብህልናኻ ትነብር ጀግና ጥራሕ አኮንካን ብሉፅ እኻ
Goyta tibeb🫡✔️👌🙏🏿
Sol jigna eka
ስሌ ወዲ ኣኽኖ ኣምላኽ ኣነ እርትራዊ እንድየ ናይ ድምጺ ክህነት ዝጥእም ጥኡም ድምጺ ብትሕዝትኡ ብኩሉንትኡ ጎዶሎ ዘይብሉ እዩ ኣነ ንቀዳማይ ቀዳማይ እለካ ኣለኹ
ንዓይለ መልሰለይ phart3 ተሞርዒኻዶ ወሊድካዶ ተዘይወሊድካ በጃኻ ውለደልና (ማለተይ ፍረየልና 🙌
zfetwo artist eka sol
ዘይተበርበረ ጥበብ ኣለካ ስለሙን ክሳብ ሕጂ ሰርሒኻዮም ዘለኻ ስርሓት ባህላውን ማሕበራውን ኣዝየ የ ዝድንቐካ ?
ወደይ ወዲ ዓመትን 3 ወርሕን ናትካ ደርፊ ን መዓልቲ ብ ውሑድ 4 ግዜ ይሰምዕ ብፍላይ ኣደይ ስላሰ ትብል ደርፊ 😂😂😂🎉 ብዝኾነ ቀጽል እቲ ዝቕጽል ዑንቂ ናይ ትግርኛ ኢኻ ሞ 👋🏼
ሳብስክራይብ ግቡሩ ተጋር 🙏🙏
ካብቶም ኣለው ዝበሃሉ ደረፍቲ ሐደ ኢኻ ኣብ ዝልዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ይምነየልካ።
❤❤❤😂
ሰሌ ትፍለ ኢኻ ዝብልኮ ብምኽንያት እየ ጥቕማ ጥቕሚ ዘየቐድም ሓቀኛ ዉሉደ ትግራይ እስኪ ደዉ በለልና ካባኻ ብዙሕ ንትግራይ ዘፀወዕ ዉሑሉል ስራሕቲ ኢና ንፅበ
ሰሌዋ ንጥበብካ መግለፂ የብለይን ንበረልና ሕማቅ ኣይትርከብ!! ግን ሓንቲ ክምሕፀነካ ባ ኮፍ ኢልካ ሕሰበላ ኢኻ !! በጃኻ ነቶም ብምዕባለ ተገልቢቦም ክብሪ ትግራወይነት ዘራኽስዋ ዘሎው ደረፍቲ ባ ሓንቲ ዜማ ስርሓሎም ወሎዶ የባላሽውዎ ኣለዉ ብፍላይ ነቶም ህፃውንቲ ኑሱ እንዳራኣዩ ስለ ዝዓብዩ ምዕባለ መሲልዎም ከሙኡ ከይኮኑ ዘኽታም ወለዶ ከይፍጠር በጃኻ ምእንተ መፃኢና ተገዲስካ ስርሐልና ኢኻ! ብሀንቀውታ ክንፅበ ኢና።
ፊትውትው ኢና ነብለካ ስሌ ይክኖሞ
ሶል❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤