ህጅግ ምስል ነርስ እት ው/ድፋዕ ይርግኣለም ዉቤ - ቴራብ | tierab - Interview with nurse Yirgealem Wubie - ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ERi-TV, Eritrea - ህጅግ ምስል ነርስ እት ው/ድፋዕ ይርግኣለም ዉቤ - ቴራብ | tierab - Interview with nurse Yirgealem Wubie
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 20

  • @ademetel8769
    @ademetel8769 2 หลายเดือนก่อน

    እሊ በርናምጅ ሕናመ ብዞሕ ተዐልምነ ምኑ ሹክራን መሐመድ ጅመዕ ወ ሹክረን ሙዐልመት ይርጋኣለም

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 2 หลายเดือนก่อน

    That's good, too impressive. The interview was awesome to watch..!! I am so excited about her linguigual efficiency..!
    Well done Mr journalist..!!

  • @Freedom-bk6rt
    @Freedom-bk6rt 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ትግረ 👌👌🎉🎉ዝተጸራየ ላዛ ዘለዎ አዘራርባ ❤❤ ንቋንቋ ትግረ ብዝያዳ አፍቲኽኒ። አንበሲት 💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @mussajaber623
    @mussajaber623 2 หลายเดือนก่อน

    ገመኔ ረቢ ዕምር ወዓፍየት ለሀበኪ

  • @user-kk7dl9ow1w
    @user-kk7dl9ow1w 2 หลายเดือนก่อน

    Abshirki welet emuye zeneb 🎉🎉🎉🎉❤❤❤Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍

  • @martam9957
    @martam9957 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ጋልውበ❤❤❤❤❤❤

  • @gideyghebre187
    @gideyghebre187 2 หลายเดือนก่อน

    Ambesit ❤❤❤🎉

  • @baqr4383
    @baqr4383 2 หลายเดือนก่อน

    Wow Yergalem ❤❤❤

  • @user-tt1fc4cw6z
    @user-tt1fc4cw6z 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-tt1fc4cw6z
    @user-tt1fc4cw6z 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤هجك طعم ❤❤❤❤❤

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 หลายเดือนก่อน

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mahmudsaleh6201
    @mahmudsaleh6201 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይተኸታተልኩሞ፡ ኩላትኩም ግዱሳት ደቂ ኤረ ነዚ ቃለምሕትት ክትከታተሉ እሓተኩም።
    ኣብ ሰውራ ብዙሓት ተጋደልቲ ሓድሽ ነገር ተማሂሮም እዮም። ሰውራ ውግእን ኲናትን ዝነበረ ጥራይ ዝመስሎም ኣለዉ። ውግእን ኲናትን እቲ ኣውራ ዕማም ተጋዳላይ እኳ እንተነበረ፡ ከላሺኖም ኣጸጊዖም ሓካይም፡ መምሃራን፡ መካኒካትን ኣውቲስቲን ዝኾኑ፡ አለክትሪሻናትን ኦፐረተራትን ዝኾኑ፡ ወደብቲን ኣመሓደርቲን ዝኾኑ፡ ጋዜጠኛታት ዝኾኑ፡ መዓርግ ከይተሸለሙ ጀነራላት ወተሃደራዊ ስነፍልጠት ዝኾኑ...ወዘተ...ወዘተ... ፈርዮም እዮም።
    ይርጋኣለም ውበ ( ህዝቢ ማርያ ጸላም "ይርጋ-ፋጥና" ኢሉ ዝጠመቓ) ሓንቲ ካብቶም ትግረ መሊኾም ኣገደስቲ መምሃራን ትግረ ዝኾኑ እያ። ካልኦት ከም ሻሹ ተኽለ፡ ኣለም ሻሕሻሕ፡ ነጋሲ ኣርኣያን ዘካርያ ተድሮስን እዝክር።
    እቲ ዝገርመኒ፡ ይርጋኣለም ድሕሪ ናጽነት ካብ ምምሃር ትግረ ተፈልያ፡ ነርስ ኮይና ኣብ ከረንን ኣስመራን ተገልግል ኣላ። ምልከት ቋንቋ ትግረ ናይ ይርጋ-ፋጥና ሎሚ እየ ዘስተማቕሮ ዘለኹ። ድሕሪ 33 ዓመት ምልከት ቋንቋ ትግረ ናይ ጓል ውበ ካባይ ንላዕሊ ኮይኑ ረኺበዮ። ገለገለ መበቆላዊ ኣገላልጻታትን ቃላትን ናይቲ ቋንቋ፡ ዘይተበከለ ኣብቲ ሕብረተሰብ ጥራይ ዝርከብ እዩ። ከመይ ኢላ ክትዝክሮ ክኢላ ይገርመኒ ኣሎ። ተቕንኣኒ ኣላ። ኣነ መበቆላዊ ተዛራባይ ቋንቋ ትግረ እየ። ግን ንይርጋ-ፋጥና ክገጥም ከምዘይክእል ብዘይቃልዓለም ክእመን እግደድ ኣለኹ።
    ዝበዝሕ ምስ ህዝቢ ኣብ ዘራኽብ ስራሕ ተዋፊሩ ዝነበረ ተጋዳላይ ንሕብረተሰብ ቀዪርና ይብል፡ ይርጋ-ፋጥና ግን ሕብረተሰብ እዩ ንዓይ ቀዪርኒ ትብል ኣላ። ኣብዚ ከኣ እዩ እቲ ፍልልይ። እቶም ነቲ ዘገልግልዎ ዝነበሩ ሕብረተሰብ ዝኣመኑን ዝተቐበሉን ሰባት ባህሉን ቋንቅኡን ተማሂሮም። ረቢሖም። ገሊኡ ሰብ ግን " ገባር ሳሕል" ዝብል ዘቆናጽብ ብሂል እንዳ ደጋገመ፡ 20 ዓመታት ኣብ ሳሕል ተቐሚጡ ከብቅዕ፡ " እሳት ሃቡና" ከይኣጽረየ ናጽነት ኣርኪባቶ።
    እንቋዕ ኣብዚ ኣብጸሓኪ ጓል ውበ።
    From my FB

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 หลายเดือนก่อน

    Taweti gala erey marey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🥰❤️❤️👏👏

  • @user-vm8vw1rq1z
    @user-vm8vw1rq1z 2 หลายเดือนก่อน

    ኣምበሲት ኣድኒቀኺ

  • @tekluwelday7326
    @tekluwelday7326 2 หลายเดือนก่อน

    Teklu

  • @user-kv2gb5dq2f
    @user-kv2gb5dq2f 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-wk6nl8cw7s
    @user-wk6nl8cw7s 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤