1st year Zema Etv channel Ceremony With Eritrean Artists 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 250

  • @zemaetv7882
    @zemaetv7882  2 ปีที่แล้ว +1

    Happy New year 2022🎉
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ፡ዓመተ ሰላምን ፍትሕን ይግበረልና።
    Subscribe Now for more updates

  • @awetgebrehiwet344
    @awetgebrehiwet344 3 ปีที่แล้ว +39

    ዊንታ ሓፍትና ኣከዳድና ኣኽፊእኪ!!! ካብ ባህልን ስነ ምግባርን ወጻኢ፥፥ ጓል ኣንስተይቲ ስትር እንተበለት እዩ ግርመኣ፥ ነተን ንኣሽቱ ኣሕዋትና ውን ጽቡቕ ትምህርቲ ኣይኮነን።
    ምስናይ ይቕረትኡን ኣኽብሮቱን!!

  • @nejathaniahmed9467
    @nejathaniahmed9467 3 ปีที่แล้ว +66

    ናይ ባሐቂ ሕማቅ አከዳድና

    • @semharteklay9892
      @semharteklay9892 3 ปีที่แล้ว +5

      Tekfena aleki wn ybehal eyu kulatkum abeu zelekum bsenki winta tebalashikum plz nebski ab mestyat reayya qdmi kab gezaki mwxaeki sorry to say that but i am so angry about your way of dressing

  • @rgat440
    @rgat440 3 ปีที่แล้ว +74

    ኣጥዋት ዊንታ እንዶ ክደኑልና ዋ ሓፊርና እኮ ክንመውት ደሊና

  • @ኣምበላይፈረስ
    @ኣምበላይፈረስ 3 ปีที่แล้ว +46

    እዛ ዊንታ ትበሃል ሰብ ሲ እንታይ ዩ ወሪድዋ
    ብስም እግዚአብሔር ዓገብ ይብለኪ
    ኣፍልብኺ ሸፍንዮ

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 3 ปีที่แล้ว +13

    Ewayyy winta haftnasi akfieiki Egziabhier yqre ybelelki kurub ferihe Egziabhier yeblkn 😭😭😭😭🙏

  • @سلامةالا
    @سلامةالا 3 ปีที่แล้ว +11

    ዋይ ውንታ ትባሃሊ ሓደ ፍኡ ኣውፅእዮ ትክዳንኪ ገርፈጥ

  • @zebibtekietekie6072
    @zebibtekietekie6072 3 ปีที่แล้ว +72

    እተን ኣፍ ልብኽን ከፊትክን ነብስኪን ተሕስራ ዘለኽን, ካብ ኣመንዝራ ፈልየ አይርእየክንን እየ, ስለዚ, ነብስኪን,ባህልክን,ሃይማኖትክን ኣኽቢርክን ኪዳ, ካብ ኩሉ ድማ, ስድራክን ረኣያ ኣይተዋሪዳ.

    • @kiflomtewelde2275
      @kiflomtewelde2275 3 ปีที่แล้ว +1

      Amenzra teblka wn ygbean eyu

    • @edenyared7436
      @edenyared7436 3 ปีที่แล้ว +2

      Aklbati ember fooo

    • @aza210
      @aza210 3 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaki amenzra ,gn amnzra ko enjera koynuwa eya enber ab betan hbreteseban wereja eya ,nayzen awaldna gn hafirna motna ,gal eye nbailey gn bejakn wrzy beal eske rhuk keykedkn nmeaza reaya ab gonkn zela ,meazi edmen tenann yhabki

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +15

    ዊንታ ሓፍተይ በጃኪዶ ኣጥዋትኪ ሸፍኒ ከም ኣዴኪ ኩኒ
    ግን ናኣ ኣይሕዘላይ ንቶም ምሳኪ ዘለዉ እምበ ናተጋገኪ ጥራሕ ዝባንኪ ናወፃእኪ ዓይኖም ኣፍጢጦም ንርእሎው ቶም ምስኣ ትሰርሑ ፅባሕ ንጉሆ ትሕቶቱ ኢኩም ዓገብ ዘይትብልዎ ዘይትምህርዎ ተባሂልኩም

  • @temesgenamlakey7240
    @temesgenamlakey7240 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ. ብሓቂ ሕማቅ ኣካዳድና ዊንታ ሓብተይ. በጃኺ. ሰብ. ኩኒ ወለደይ. ተጸሪ ፈሙን. እልኪ ተማርሪ. ነይርክ. ባህልና. ኣብ ኣካድስድናና. ኣዛራርባና. ኣብ ሓብረተሰብና
    ዘፋንፍን. ኣይትግበር. በጃኺ. ኣደ. ኮይንኪ እን ወላውን. ሉላ ሓብተይ. ኣሓደ ሕብረተሰብ. ክትንህር. ከለኻ. ቃላት. ምስንዳዉ ጥራይ ኣይኮነን. በጃኽን ኣከዳድናቅን. ቀይራ. ተሰርፍቅን ሃገርቅን ኣይተስርፋ ❤💗🌹

  • @fromtgray6076
    @fromtgray6076 3 ปีที่แล้ว +34

    ኣቲ ዊንታ ተሰተሪ
    ሕጅኮ ኣደ ቆልዓ ኮንኪ ኢኪ
    እንታይ ክትምህርያ ኢኪ
    እቲ ሰብኣያከ ትም ድዩ ዝብል

  • @ኣሮንረስነክ
    @ኣሮንረስነክ 3 ปีที่แล้ว +19

    ዊንታ ሓብተይ ብስርሓትኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ እንቶ በከዳድናኺ ግን እንድዒ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኮይኑ ካብቲ ናይተን ውርዙያት ኣዴታትኪ ኣዝዩ ዝራሓቐ ኮይኑ

  • @firutghiwet4373
    @firutghiwet4373 3 ปีที่แล้ว

    ምአዛ ደስ አይ በላን ሳላጣ አብሊዖሙ ከዕርቡኒ እዬሙ አቾቶ ዝህቡኒ ትብል ዘላ ትመስል ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ዘበነ ራህዋ ሰላም ቅሳነት ይግበረልና

  • @expm1605
    @expm1605 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣቤት ማሓረና ኩሩሱቶስ እኒታይ እዩ ቱቡሊጭሊጭይ እቱ ክሊተ ኣቅሩኑቱ ናምኒታይ ሚሊክት ዩ ኣቤት እግዚዮ😥😥😥

  • @soli8265
    @soli8265 3 ปีที่แล้ว +9

    Atum neza winta zeblewa seb endo eti atbata akubulna neaki teray atbat zeleki keymesleki befetari ileki teadebi🙏🙏🙏

  • @dselam8377
    @dselam8377 3 ปีที่แล้ว +29

    ወንታ ገን ለ ሰብ ጥራይ ዘይኾን ታሓፍርስ ለ ፈጣሪ ለ ፈርሒ 🙏😔🤒🤱🤌☝️

  • @aronsolomon2982
    @aronsolomon2982 3 ปีที่แล้ว +62

    Winta sister we appreciate you too much. But plz accept the advice of your audience. Especially the way you follow how you are dressed.

    • @hanibrhane5935
      @hanibrhane5935 3 ปีที่แล้ว +4

      Abey mo ktsemee eilkaya

    • @yolandaghebre8494
      @yolandaghebre8494 3 ปีที่แล้ว +8

      She did nothing to deserve our appreciation. People like winta are xeyeqti Bahli

    • @yok6559
      @yok6559 3 ปีที่แล้ว +1

      Mara eske Btaemi akfia

    • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ
      @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣይትሰምዕን ኢያ ኮምኡ ስለ ዝበልኩዋ ካብ ኢንስታግራም ብሎክ ኢላትኒ

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጐ1ጘ ኣብዘይምልከተኪ ጠብሎቅ ኢልኪ ትኾኒ ብሎክ ጌራትኪ ደኣ

  • @lovepeace1314
    @lovepeace1314 3 ปีที่แล้ว +27

    ዊንታ ኣጥባትኪ እኮ ኣቀዲምና መርቅናዮ ኢና ነተን ካልኦት ድኣ ካይትልክምልና

  • @sebrikiros131
    @sebrikiros131 3 ปีที่แล้ว

    Wawww btami xbuq neyru shikorinatat gn winta wa wa qurub aflbki rayi 🙏🙏🙏

  • @yontv3351
    @yontv3351 3 ปีที่แล้ว +5

    Btami zhfer akedadena R.I.P enkue haftey aykonki

  • @AhmedMahmoud-zy9zv
    @AhmedMahmoud-zy9zv 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy hagosey meglexi sienelu luli.tedros &kbret Amare bhansab riayom Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy Aseyyyy

  • @ሓጉሽጋልትግራይ
    @ሓጉሽጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +18

    ሰነ ጥበበኛታትን ከኣ ይብሉ ኣፎም መሊኦም
    ጥበብ ምስ እግዚአብሔር ዝፈትዎ ስራሕ እዩ ዝከድ
    ሰነ ቀንጠብጠብ እዩ ናትኩም
    ዓገብ ባልወን ተንኣሕዋትኩም

  • @metkeltesfagergsh5312
    @metkeltesfagergsh5312 3 ปีที่แล้ว +7

    ሰላምታ ከርሳዕኩ ክሓልፍ ኣይደልን ነዚ ኮመን ተንብብዎ ተኬንኩ ሓደራ ሓደራ ድምጺ ተዓዘብትኩም ስምዑ ንምንታይ ዕላማዩ ኣፍልብካ ምቅላዕ ኣነ ከም ሰብ ከምትዛወራ እንበር ከም ሰብ ትሓስባ ኣይመስለንን ብፍላን ዊንታ በጃኪ በጃኪ ምክዳን ዩ ግርማኪ ምናልባት ጽቡቅ ኣለኪ ዝብለኪ ጸላኢ ሰናይ ዩ ጥበብኩም ኣብ ግድሚ እግዚኣቢሔን ቅቡል ክከዉን ብጥበብ ተጋዓዙ ሽም ጥራይ ሒዝኩም ስነጥበበኛታት ኢና ኣይትበሉ ትርጉም ጥበብ ስልስ ዘይፈለጥኩም ናይ መጀመርያ ጥበብ ፍርሓት እግዚኣቢሔር ዩ ይቅሬታ ግበሩለይ ተመላልኡ ዓገብ በልወን ንጽቡቅ ኣርኣያ ኩኑ ኣምላክ ይስማዕኩም ዘረባሰብ ስምዑ፡

  • @hagosamisgna3018
    @hagosamisgna3018 3 ปีที่แล้ว +1

    Winta resah bejaki netian kalot rieiki keman aytkenen bejaki akedadnaki amehayshi🤮 neten kalot gn😍🥰🥰🥰🥰👍

  • @Aumsalmand1234
    @Aumsalmand1234 3 ปีที่แล้ว +2

    Witey haftey bmejemerya aka adey maryam bselam agalageletki qexile blbi eyezfetwekn zednqekn atekone gn akadadnaki btami hmaq eyu bejaki tekedeni haras ka ktqla Eb eyu bejaki witey xbuq yelekn ms senay yqretau 🤲🤲❤🙏

  • @ajbpope5902
    @ajbpope5902 3 ปีที่แล้ว

    ዋይ እታ ዊታስ ሙሉእ ክዳን ዘይትገብር ዋይ ጉድ ኣጡባታ ዘልዚላስ ሽሩሙጣ ጋሕባ ናይ ኣማሓሩ ፋእእ

  • @ery-123-w62
    @ery-123-w62 3 ปีที่แล้ว +14

    በስማኣም በወልድ መንፈስ ቁድስ 🤲🤲በጃኹም እዚ መደብኩም ንጸልኦ ኣለና ብሰንኪ ኣካዳድና ናይዘን ይሕዋትና ምክንያቱ ንስኽን ሰነ ጥበባዊያን መስትያት ናይ ህዝቢ ስለ ዝኻንክን Please ኣኻዳድናክን ኣማሐይሻ ብፍላይ ዊንታ ትባሃሊ ሰብ ቀደሙ ኣነ እኻ ማዕተብ ኣይገብርን እየ ምስ በልኪ ክጸልኣኪ ማዓት እየ እዝግዮ ማሐረና ኩርስቶስ 🤲🤲🙏🙏

  • @asmahsaen2015
    @asmahsaen2015 3 ปีที่แล้ว +2

    ድሕሪ ምስጓጎ ኤሪትራውያ 😂ሕጂ ውን ዝሓዝካሉ የብልካን💁🚶🚶

  • @ከምልበይ-ቐ4ወ
    @ከምልበይ-ቐ4ወ 3 ปีที่แล้ว +1

    Awita at vlog ,😀☝🏻ageb texebeywa

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 3 ปีที่แล้ว +8

    ፎአ.ዊንታ.ትባሃለ.ሰብ.አፂላኣ.ሙይታ አጥቢዋታ.ናዘሪገሐት..ደአ.ሂንዲአፋ..ሓፈሪና..ሙትና.በጃክ..ዲፈጥሪ..ፊራሕ..ፎአ

  • @faniastbha6320
    @faniastbha6320 2 ปีที่แล้ว

    ውይ ዊንታ ትብሀል 🤭

  • @soliyanatesfagergish1005
    @soliyanatesfagergish1005 3 ปีที่แล้ว +4

    እንዳ ስርዓት ኣልቦ እቶም ኣወዳት ከ ዓገብ ዘይትብሉ
    እቲ ርእስኽን መቀመጢhuman hair ኮይኑ ተሪፉ ዘይትሓስባ

  • @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
    @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት 3 ปีที่แล้ว

    ሕማቅ ትርኢት ኣትን ኣሕዋተ ኣፍ ልብና ባ ንክደን ኣምላክ ከይ ነ ቀጥዕ😭

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 3 ปีที่แล้ว +4

    እታ ዊንታ ተከዊላትልና ኔራስ መጽያ ከኣ ምስ ሕመቃ ገጻ ትጥፋእ ድፍቲ መልኽዓ ብጡባ ዝልካዕ መሲልዋ

  • @berbere4478
    @berbere4478 3 ปีที่แล้ว +17

    ዊንታ ተዳለዊ በሊ ክልተ ቻነላት ኣነ ዝፈልጠን ኣለዋ ዓገብ ዝብላ Awita & Nahom X ዓገብ ክብሉኺ ኢዮም ሰብኣይኪ ካኣ ገለ ይብል ይኸውን ኢዩ

  • @berbere4478
    @berbere4478 3 ปีที่แล้ว +21

    ዊንታ ፎእ አደድ ኣጥባታ ፖርኖግራፊ ድያ ትሰርሕ ዘላ

    • @hosiplayz9230
      @hosiplayz9230 3 ปีที่แล้ว

      Kefenfneka intay iya kona galey mehferat

    • @weditewe9194
      @weditewe9194 3 ปีที่แล้ว

      Wela ane tertire aleku abiu xeniha eya mexia mesleni tefenfn

    • @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
      @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 3 ปีที่แล้ว

      ተማዕቢሊለይ እዩ ዘይስትርቲ ከምዚ ባህ ኣይበልኹም ዝዓይነቱ እዩ እንበር ክንደይ ግዜ ተማዒዳ እያ መሕፈር

  • @dejentesfay6477
    @dejentesfay6477 3 ปีที่แล้ว +1

    ባዓል ዊታ ኣበይ ኢየን ቦቂለን?

  • @theblueschelsea8921
    @theblueschelsea8921 3 ปีที่แล้ว +3

    Antum hzbna ezi kulu hatseftsef nabey nmbtsah eyu channel doka birthday gierkumula hoho!

    • @wediholland3505
      @wediholland3505 3 ปีที่แล้ว

      Eziom sle zxegebu eyom kindey teaxifu zdekese hawna habtna koto kulom ab fekeda seharan bahrn kuynat zelewu kihgzu mehashom

    • @hosiplayz9230
      @hosiplayz9230 3 ปีที่แล้ว

      Nezieimsi kemey gerka tihgzom berthdey do gele do kibla genzeb akubu n ethiopian aytemenwa kemta nay weyane gize keysegukum genzebukum akemuru

    • @kiflomtewelde2275
      @kiflomtewelde2275 3 ปีที่แล้ว +1

      Ata nsus dlayu mkone any amenzra gerimni alo ane 😥😥🤔🤔

  • @mesfunnguse1443
    @mesfunnguse1443 3 ปีที่แล้ว +7

    Winta mejemerta Selam hbreteseb aytebalashwi wela hariski qurub Aytmaharn dki

  • @florarajat4592
    @florarajat4592 3 ปีที่แล้ว

    ተከወሉ ያኣክ ፎ ክፊኣት ታሪክ 🙄🙄🤑🤑🤑🤑🤑🤑😢😢😢

  • @ሰብዩመኽሰብ-ዐ8ተ
    @ሰብዩመኽሰብ-ዐ8ተ 3 ปีที่แล้ว +5

    ሎሚ ሎምስ ማራ ዶ ኣኽፊእኩሞ ን'ቻነል በርዝደይ ኢልካ ኣሎ?እንዳ ኣድነቕኩኹም ከይጸልኣኩም።ስነ-ጥበባዊ ርዝን እንተበለ'ዩ ግርምኡ።

  • @Samieritrawieye
    @Samieritrawieye 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣታ ንውንታ ራጅ ጉዝኡላ በጃኩም ሶርይ ግን

  • @isuabyi5683
    @isuabyi5683 3 ปีที่แล้ว +1

    ካብ፣ባህሊ፣ሃገርኩም፣ዝረሓቐ፣ዘንውርን፣ሕማቕ፣ኣራያ፣ንመጻኢ፣ወለዶ፣ምዃንኩም፣ዘሕዝን፣ቋንቋ፣ትግርኛ፣ቃላት።ከምዝሰኣንኩም፣ኢንግሊዝኛ፣እንዳሓዋወስካ፣ምዝራብ፣ዓገብ፣ኣዴታትና፣ኣፍልበንሲ፣ይትረፍ፣ጸግሪ፣ርእሰን፣እኳ፣ተጎልቢበን፣ዝኸዳ፣ምዕሩጋት፣ነረንን፣ኣለዋን፣ግን፣እቲ፣ዝሕዝን፣ከምኤን፣ውርዙያት፣ዘይምውላደን።

  • @fanayeyalemey5305
    @fanayeyalemey5305 3 ปีที่แล้ว

    Wintey meareyyyyyy congra habibeti kalay akadadnaki aytekfayo Halaley ok

  • @gualeri4828
    @gualeri4828 2 ปีที่แล้ว

    ዊንታ ዘይስትርቲ ፎእ

  • @YonatanTekie
    @YonatanTekie 3 ปีที่แล้ว +7

    እውይ ዊንታ በጃኺ ሓደ ሓደ ጊዘ ዘረባ ሰብ ምስማዕ ጽቡቅ ኢዩ ሕራይ ዶ ስርሓትኪ ብ ታዓዛባይ ኢዩ ዝዓቢ ስለ ዚ ክብሪ ተዓዘብቲ ክህልወኪ ይግባእ ካላኣይ ከኣ ኣደ ኢኺ ሓላፍነት ክህልወኪ ይግባእ ኣራኣያ ን መጻኢ ናይ ውላዳ ተውሕስ ከኣ ኣደ ኢያ ስለዚ ክብሪ ናይ። ነብስኺ ተዘይ ብልኪ ክብሪ ናይ ተዓዘብትኺ ይሃልውኪ ኣይኮነን ዶ ጥራሕክስ በዘይ ረጂ ክትመጺ ከለኺ ካ ኣክንዳኺ ንሕና ኢና ንሓፍር

  • @isuabyi5683
    @isuabyi5683 3 ปีที่แล้ว +1

    ምዕባለ፣ተሓሲቡለይ፣መዓኮር፣ህበይ፣ክመስል፣ኣፍልብኽን፣ከፊትክን፣የእምሮኽን፣ተትኸፍታ፣መሓሸክን፣ደናቁር።

  • @AhmedMahmoud-zy9zv
    @AhmedMahmoud-zy9zv 2 ปีที่แล้ว +1

    Ata hasewti winta Akadadnaki tbulu si Eway hubush hasewti winteyy Mqrti Ajoki wedey

  • @Samri_
    @Samri_ 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay temesgen xeguru beqilu 🤣😂

  • @zaidmebrahtu2939
    @zaidmebrahtu2939 2 ปีที่แล้ว +1

    Baelkum ezom zema channel emo ezi comment raywo bezaebakum wey medbkum gele zebele seb yelen. Kulu ne winta yegeneh alo bjakum atfeulna endo kab kulu neger nay mewdaeta xeyaf eyu ko ezi terha kemey elom ke Mesa kof elom alwu endei nab tuba tray kem tetemt eiya ko tekedina zela ufffffff

  • @sisaymeresa8240
    @sisaymeresa8240 3 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ዊንታ ተሰተሪ በጃኺ ዋይ ምረቃ ጡባ ድዩ

  • @pityeritrea7252
    @pityeritrea7252 3 ปีที่แล้ว +8

    Ata eta winta axebiquley ila dya entay u eti kdana frqi tuba da teraye

  • @ብርየጋልትግራይ
    @ብርየጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ዊንታ😭😭😭😭😭

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ሠ8ሐ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ሠ8ሐ 3 ปีที่แล้ว +8

    ውይ በስመኣብ ኣትን ኣጓላት ተሰተራ ዶ ኣጥዋትክን ኣክባ እንታይ ኢና ባ ክንረክብ ኣጥዋትና ካፊትና ንከድ ጓልስ ሽፍን ተበለት እዩ ዘምሕረላ

  • @ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ 3 ปีที่แล้ว

    አታ ዛዊንታስ ብጣዕሜ እየ ዝፎትዋ ዝክዳና ግን ክፆልኦ ማዓት እየ በቃ ጥርሓ

  • @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
    @ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዊንታ እንታይ እዩ'ባ ሽግርኺ ኩሉ ግዜ ሕማእ ትኺደኒ? መጽረፊኺ ኢኪ ትገብሪ ድሌትኺ እዩ ግን ኣብ ገዛኪ ጥራይ ተትግብርዮ ደስ ምበለና ክንድቲ ንፈትወኪ ከይንጸልኣኪ ጎል ኣከዳድንኣ እዩ ክብረታ

  • @namihabtom2831
    @namihabtom2831 3 ปีที่แล้ว +4

    ዊንታ ሓራስ ላሕሚ መሲልኪ😕

  • @filmonmokonen341
    @filmonmokonen341 3 ปีที่แล้ว +11

    Ane gin degeremeni se dember do sebat ekum kulatkum dose deyreayekum iyu koynu ita halay winta gerato dela kidan entay u nenehidhedkum kiteteararemu aytekielun dekum dose kabi,hizbi teray ekum tedelewo ite comment bejakatkum ledetekum yiterefena teray neta misakum dela lami teray kidenulna fooo bihilomi dereseu wala winta tekedeno ite kidan niakatkum win yimilkete u ite zereba ok denaqure

  • @fifitewelde7980
    @fifitewelde7980 2 ปีที่แล้ว

    Powww entay zgeberu sebay eyom abzey hatiatom zatwu zelow wedey

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣፍ ልብኻ ከፍትካ ምውጻእ ኣብ መድያ ዱ እቲ ስነ ጥበብ ተባሂሊ ዘሎ በጃክን ተሰተራ እዚይ ዕሽነትን ንፍስካ ምሕሳርን ጥራይ እየ ክብሎ ዝኽእል እግዚኣብሐር ምስትውዓል ይዓድልኪን

  • @kokikoki8311
    @kokikoki8311 3 ปีที่แล้ว +7

    Winta tbuki wediqu alo bejaki ade koynki iki hferi eti sebayki.ke entay ybleki pls seb kuni

  • @miliy9468
    @miliy9468 3 ปีที่แล้ว

    Ety zewldkiy nay men gohf ey akibu zelo ediei foei 😭😭😭😭

  • @samirasamira1347
    @samirasamira1347 3 ปีที่แล้ว

    ታ ዊንታ ትባሃል ዘረባ ስብ ዘይትስምዕ ጥርሓ ወፂኣስ ማዕቢላ ማለት እዩ ኮ 😂😂

  • @lwamgidey9630
    @lwamgidey9630 3 ปีที่แล้ว +1

    Winta please 🙏 atbatki hmak aloki

  • @king_04160
    @king_04160 3 ปีที่แล้ว +2

    Ay winta

  • @rutaabrhamabrham1012
    @rutaabrhamabrham1012 3 ปีที่แล้ว

    Winter haftna kab yehawtki tefelki akadadna nseb zeykones namlak frhat yhderki zeabeyeki bahli zekri ewaeee zefenfn akadadna

  • @tewhado1094
    @tewhado1094 2 ปีที่แล้ว

    Fetari zey fetwo sirha besmam amlak aboy yiqre belena nezi kofu negerna rieka bitami himak alkin mazitey shokr gin kolu zexebikel qexiliyo kemta zelekiya

  • @የትግራይልጅነኝ
    @የትግራይልጅነኝ 3 ปีที่แล้ว +3

    አረ በስማኣብ ግን ጥብኽን ዘርግሕክን😤😤😤😤😤😤😤😤😤

  • @miliy9468
    @miliy9468 3 ปีที่แล้ว

    Winta 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @EruStar12
    @EruStar12 3 ปีที่แล้ว

    Atum yehwat kdanki tekedeni do belwa bae 🤭🙈

  • @nardosyoutube1634
    @nardosyoutube1634 3 ปีที่แล้ว +1

    ane koment bzuh aytsihifn ye
    gn Bejakum ni winta akedadnaki amahayschi bejaki ageb ayblun dyom tom msaki zelewu 🤦🏻‍♀️

  • @fdefut6968
    @fdefut6968 3 ปีที่แล้ว

    Wety mthzy top zebry way

  • @edenseyoum2096
    @edenseyoum2096 3 ปีที่แล้ว +1

    Eza Wintas kekefeala

  • @zaidmebrahtu2939
    @zaidmebrahtu2939 2 ปีที่แล้ว +1

    Zema show sebuk medeb keqlwo......
    Ab winta gn zeywda reito alni ane yegrmni eyu betaemi bjakum nesa kab abeyet nskum endo kelkelewa kemzi ala kab nab hezbi temexe...
    Ezi ko shame eyu bezihu kea ane azi eye zefetwa nire hji gn kab zestewelela tray 2 amet koinu alo bezey reji film msrah lemud girato ala be kebret wen seb reito yehaba eyu teseme gn aykoneten

    • @zaidmebrahtu2939
      @zaidmebrahtu2939 2 ปีที่แล้ว +1

      Everyone is looking at your 👀 breast so what is your benefit winta ,this is shame zexrefeki kab megbar tetenqeqi...... trahki eiki ko ne hezbi temxio zelki yerdaki alo diu n u r not a baby tubki teraeyu zehgos seb yelen bjakum kelkekwa kab screen

  • @slamhalqahtani4619
    @slamhalqahtani4619 3 ปีที่แล้ว +15

    ዊኒታ ጋሕሻር ኣጥዋትኪ ኣክቢ

  • @legesetbrekitab2413
    @legesetbrekitab2413 3 ปีที่แล้ว

    Eza winta habtna si xibkti eynten entay malat eyu atbatka keftka nab hizbi miwxa ke ayni libonaki ykiftlki amlak ufffff OMG 🤭😭

  • @nejathaniahmed9467
    @nejathaniahmed9467 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ኤርትራዊት ዘይኮነ

  • @Bielulbielu488
    @Bielulbielu488 3 ปีที่แล้ว

    Ajekum deki eri. Alena ab gonukm

  • @e.f7201
    @e.f7201 3 ปีที่แล้ว

    Ata entay dea etia winta nbreta mekabu Siena 😂

  • @naniwedieri8165
    @naniwedieri8165 3 ปีที่แล้ว

    Adu hji ke entay eyu da

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 3 ปีที่แล้ว

    👍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @senaitteame2565
    @senaitteame2565 3 ปีที่แล้ว

    Please niza winta tibahal afilibiki sefiniyo beliwa please

  • @solianayosief2636
    @solianayosief2636 3 ปีที่แล้ว +1

    Mejemerya hars bmukanki ti tubki nay lam mber nay seb aykonen zmesl zelo slezi ti zkefa mstar mber mkfatki xbuk zeleki aymselki. Kunama keman gedifenao,,,,, n gualki xbuk sali xbuk zants atrfla halafnet nay wladki ykbedki

  • @yordanasasfu1428
    @yordanasasfu1428 3 ปีที่แล้ว +2

    Eri Winta bejaki adetatki mesli

  • @rahelalula2928
    @rahelalula2928 3 ปีที่แล้ว +1

    xebuke medeb eiyu ajokum kexelwo winta enka beselam mexaki gen kab kulen heji ka akadenaki melisu biesu naykulen des zebel eiyu natki gen nay seb reyto teazabeki akebri kebaki buzuhe bashtu kexlwa eiyen bejaki kurub kabti mesemre zeymwexa

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 3 ปีที่แล้ว

    ❤❤

  • @yorsalemtesfamaryam8379
    @yorsalemtesfamaryam8379 3 ปีที่แล้ว

    I dont know how u feel comfort winta please arrenge u dreesing nd u will fell free nd comfort sorry

  • @selamkuflom9953
    @selamkuflom9953 3 ปีที่แล้ว +5

    Winteyy yeftwki eya heji gen yexlaki alku akddnaki zyteryo

    • @kiflomtewelde2275
      @kiflomtewelde2275 3 ปีที่แล้ว

      Selam galey anes neza kria keleku amenzra koyna eya treayeni

  • @milisenmilisen
    @milisenmilisen 3 ปีที่แล้ว

    Ewayyy winta bejaki deqi Anstiyo hmaq Alebabsa eki tmhri zeleki ezen nay Adiss kemey Aynet Aklabat ekin

  • @erisinglechanel9622
    @erisinglechanel9622 3 ปีที่แล้ว

    Winta do belkum btaemi foe

  • @ትግራወይቲ-ቐ8ደ
    @ትግራወይቲ-ቐ8ደ 3 ปีที่แล้ว

    ዊንታ ኣድድድ

  • @tsigheredahabtemariam5695
    @tsigheredahabtemariam5695 3 ปีที่แล้ว

    Winta please akedadna axebqi 😥

  • @cfkalwubnehkaleb4401
    @cfkalwubnehkaleb4401 2 ปีที่แล้ว

    etc, directors etc, Straggle etc, Peacefully etc, from pen etc, Development for Justice, Treaties etc

  • @peaceandlove2603
    @peaceandlove2603 3 ปีที่แล้ว

    Eway anta entey eye tekwen zeley 🦠😳

  • @godwzme9633
    @godwzme9633 3 ปีที่แล้ว +5

    Winta kurub eten msaki delewa tsufufat yehwatki ayekniakin diyen nbeyniki zeyworzuy akedadina Ade eki ko koniki

  • @aza210
    @aza210 3 ปีที่แล้ว

    Hjs btaemi atsliekna ,kurub kbri nay nebski yeblkn du ,kbr bela bejakn ,modeley mereb eya ktbli mehfereki ,ab kulu filma akedadna reaya mereb aykone nski hanti sgumti zeykedki ,still now bahlan sratan reayo nmereb

  • @gotomabodom9008
    @gotomabodom9008 3 ปีที่แล้ว

    eway geze

  • @galeri1838
    @galeri1838 3 ปีที่แล้ว +1

    Wintyyy 😢🤦‍♀️

  • @natnaelbirhane1940
    @natnaelbirhane1940 3 ปีที่แล้ว

    Wintiii bea nay behaqii akifiekii hegiss entay u ezi bejakii temahayeshii ,,,

  • @ngstigriegs6775
    @ngstigriegs6775 3 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዋ ዊንታ ዝብልዋስ ጥራሐ ዝባና መመፀት መሐሻ ዋይ እንየካ ጉድ