ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ ከምዚ ጌሩ ናይ ምንባብ ሸውሃት ዘዕቢ ሰብ ይብዛሕ።♥♥♥🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ስራሕ ዝድነቅ ኣናብባ የቀንየልና!
ደራሲ ብዓሉ ግርማ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን፡ ብፍሉይ ድማ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ኤርትራ ዝወርድ ዝነበረ ቕትለትን፡ጭኮናን ብመልክዕ መጽሓፍ ዘቃልዐ ታሪኻዊ ጅግናዩ። ነዛ ንሂወት ኤርትራውያን ዝገለጸት መጽሓፍ ብምጽሓፉ'ዩ ድማ ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ተቀቲሉ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጅግና ብዓሉ ግርማ 🙏
ባሓቂ ጽቡቅ
I know it takes a lot of work to do this. Good job, buddy!!
Thanks for translations my favourite noble book
ከማኻስ ሽሕ ይወለዱ ፡፡ ብራቮ
ኣዝዩ ዝድቀን ዓብን ስራሕ፡ ቀጽልዎ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና መንእሰያት ካብ ልምዲ ቲክቶክን ፈይስቡን ስናፕ ኣውጺእኩም ናብ ልምዲ ምንባብ ምለሱና ደጊመ ብልቢ የስግን የቀንየልና 👍💪🎋🎋🎋🎋🎋
Waw kiros ab Libya bhansa ab mezrea kelena hayal seb nerka hgi qexelo ajokha
Mgramey wedie
የቀኔልና ኣዳለውቲ ናይ'ዛ መደብን ተርጓሚ መጽሓፍ፡ ኦሮማይን።
Bravo
Wow nay bhaki treka Bealu ghirmay may your soul rest in power
ስእላይ ዝብል ገጸ ባህሪ ሒዙ ዘሎ ተክልስይ ዓደን & ተስፋሚካኤል ጀርጆን እዮም ንክልቲኦም ገጸ ባህሪ ሒዙ ይዋሳእ ኣሎ እዚ ስእላይ !
Bejaka eka eBa bzaeba eziom nsshteyyy mebrihiii habeni zehaweyyy መን እዮ ተክላይ ዓዽን& ተስፋሚካኤል ጆርጆን
@@ghebriel932 ab youtube atika teklay adin history elka kimexalka eyu kubu haw
More tesfankial Gerjo ymesasel
ሰላም ሓወይ ይካኣል ተኾይኑ እባ እዛ Pdf ክትሰደለይ ትኽእል ዶ !?
👍
You very smart😎😎😎💪
ኣናብባ ናይዚ ወዲ ኣድኒቐዮ
Mishak si sigab hiji zitikemula policy eya unfortunately
It is not wise to promote an enemy's version of your on history. This Ethiopian's version.
18:00