በረሀ ኣብርሃ - ሳዶር ሚድያ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta - Sador Media - Berhe Abrha

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 207

  • @BRETUBE1ብሬ
    @BRETUBE1ብሬ 3 หลายเดือนก่อน +40

    ኣብ ቀፃሊ ንዓወት ወዲ ሽረን ንሓበንን ኣምፀአልና ትብሉ ላይክ ግጨዉ👍 ❤

  • @TmnitDesta-i2d
    @TmnitDesta-i2d 3 หลายเดือนก่อน +31

    ተመስገን መፂኡዶ ዝቡሩክ ለባም ሓዉና በርሀዋይ ባዓል ሙሉእ ሕልና ባዓል ሰፊሕ ልቦና ዝፈትወካ

    • @MeMe_15j1
      @MeMe_15j1 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ለባም መንእስይ👌👌

  • @teb-x4w
    @teb-x4w 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀዋ ዕድሜይ ጥዕናይ ይሃብኻ ወድ ዕስራ

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 3 หลายเดือนก่อน +20

    ሳዶር ሚዲያ አብት ፀልማት ጊዜ አብአዲስ አበ ባ ንዝነብሩ ተጋሩ ዝበፅኸ ጅግና ። ጎይታይ እግዚአብሔር እድመን ጢዒናን ይሃብካ bro

  • @ኣቢ-ዩቲብ
    @ኣቢ-ዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน +8

    መፂልና ወዮ ጅግና ሓውና ❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤

  • @BerheHagos-c2t
    @BerheHagos-c2t 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀ አብርሃ የዋህ ሩሁሩህ ዓብይ ሰብ ብምንታይ ኽገልፀካ ቃላት የብለን አብ ፅገና ስራሕት እናሃላእኻ ቐደም ሕዝካ ንሰብ ምሕጋዝ ትፎት ነይርኻ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ🙏🙏🙏

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 3 หลายเดือนก่อน +4

    የቀንየልና።
    Tslat mediya ገባሪ ሰናዩ ይቅረበልና ክነበረታትዖሚና🎉❤❤❤❤

  • @selambest7691
    @selambest7691 3 หลายเดือนก่อน +4

    በርሀ ለባም ኣቦ ውፁዓት ❤❤❤

  • @MebiMebi-ry5xx
    @MebiMebi-ry5xx 4 วันที่ผ่านมา

    በርሀየ ሩሁሩህ❤❤❤❤❤

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 3 หลายเดือนก่อน +8

    በርሀየ ብዓል ፅሩይ ሕልና በርትዐልና ወዲኖ❤❤❤

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 3 หลายเดือนก่อน +11

    ሳዶር ሚድያ ካብቶም ጀጋኑ መንእሰያት ሓደ እካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤🎉
    ተመልከቲ ቀዛሕታ ድማ ሳዶር ሚድያ ሳብስክራይብ ንግበረሉ ❤❤🎉🎉🎉

  • @سلامالعمري
    @سلامالعمري 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሓውና አምላከ ቅዱሳን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

  • @ZdGidey
    @ZdGidey 2 หลายเดือนก่อน

    ሳዶር ሚድያ ስለዘቅረብከልና የቀንየልና ❤❤❤❤❤

  • @ፈቃርነቡኣ
    @ፈቃርነቡኣ 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ 🙏❤❤

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 3 หลายเดือนก่อน +4

    በርሀ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አጀካ ኩሉ ልፅቡቅካ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumsbhatu
    @ftsumsbhatu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤አብቲ ፀላም ግዜ ንሂወትካ ከይሰሳዕካ እሞ ካዓ ትግራዋይ ብምካንካ ትጭቅነሉ ዝነበረ ግዜ😢ዝረዳእካ ዝጎየካ ለባም ሓውና

  • @Zahra-t7g2y
    @Zahra-t7g2y 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀ ልባም አቦ ዉፅዓት💖💖💖💖💖

  • @WediAmdu
    @WediAmdu 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሳዶር
    ሚድያ ጀግና ኢኻ
    ቐፅለሉ
    👍👍👍👍👍

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀዋይ አብቱ ፀልማት እዋን በርሃን ኮብንካ ዝተረከብካ እካ ቀፅለሉ ዝሓወይ በረከት ሓዉና እዉን የቀንየልና❤❤❤❤

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሳዶር ጀግና ፃዕራም አቦ ውፁዕ ህዝቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsAs-li8lm
    @AsAs-li8lm 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዓልና ንፁህ ህልና በርሀየ❤❤❤❤❤

  • @ዙፍንበየነ
    @ዙፍንበየነ 3 หลายเดือนก่อน +1

    በርሄ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

  • @TsritGoytom-n4q
    @TsritGoytom-n4q 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስደት ሕሱሙ እዩ😢😢

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 3 หลายเดือนก่อน +3

    በርሀ ሓውና ባዓል ንፁህ ሕልና ክተባባዕ ይግበኦ አይዞካ ንበሎ ዘይተወረየሉ ኣቦ ውፁዕ ጅግና ፃዕራም እዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ በርሀ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 3 หลายเดือนก่อน

    ሳዶር 🙏💚

  • @netsi2127
    @netsi2127 3 หลายเดือนก่อน +18

    6 ኮማቲት ባዕለይ ሙሉእ ሪአ ክምለስ እየ ዋ ክሳብ ሽዑ 👍 ግጨዩ 😂😂 ለለ ፍትሒ ንደቅ ኣነስትዮ ንበል 😭😭😭

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኢንፍትዋ እምፂኢካልና በርከተይ ኢንኮዕ ዶሕና መፃኢካ በሪሀ

  • @salamahb8652
    @salamahb8652 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሳዶረይ ለባም ወዲ ህዝቢ❤

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 3 หลายเดือนก่อน +1

    በርሀየ ልባመይ ቀፅለሉ ኣጆኻ ኹሉ ንፅቡቁኻ እዩ ወድኖዋ❤❤❤

  • @DseraMerea
    @DseraMerea 3 หลายเดือนก่อน +1

    በረሀዋይ አቦ ወፅዓት❤❤

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ በርሀየ ወዲኖዋ ተመስገን ሐዚ ጽቡቅ ጅማሮ ቤኪየለ ተባረኽ ስለ ዘቅረብካልና ❤❤❤ብተግባር ስለ ተርእየና ስራሕካ ምስክርካ ዎኡ ዘረባ ናይ ዘብዝሐ ኣይኮነን ። እንኳዕ ድህይወትኻ ደይውዓለ ቤዛኻ ኾዱ ንብረት ክትካእ ወኡ እቶም ብዘይምስልቻው ድሓገዝኹም ተጋሩን ኤርትራውያንን እግዚአብሔር የኽብረልና ብሓቂ ብፈጣሪ ርኸብዎ ።
    #ተከታተልቲ_ቀዛሕታ_ዩቲዩብ_ሳብስክራይብ ግበሪሉ ንሳዶር ሚዲያ

  • @ytub8615
    @ytub8615 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀያ እንኳዕ ሰላም መጻእኻ

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ፅላት ሚድያልአቅርበልና❤❤❤

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀዋይ የዋህ ለባም ሓውና ፅቡቅ ስራሕ እንበር ዘረባ አይክእልን እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @TsritGoytom-n4q
    @TsritGoytom-n4q 3 หลายเดือนก่อน +2

    በረሀ ለባም ኣቦ ውጽዓት ❤❤
    ከረከተይ ካዓ ኣቅረብኻልና ብጣዓሚ ደስ ኢሉና♥️♥️

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀሓወይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏

  • @መብራት-ወጀራት20
    @መብራት-ወጀራት20 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሐወይ ዘመንካ ይባረኽ ጀግናዬ

  • @edon7537
    @edon7537 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሀ ጁግና🎉እጅኪ ማዓርይ እምላክይ እሎ ኩሉ ንፁብቁ ካ እዩ

  • @rahilhayale2627
    @rahilhayale2627 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you sdaru🙏❤️

  • @NestiNet-x9k
    @NestiNet-x9k 3 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ብሰላም መፃእካ ጅግና ሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @bege8567
    @bege8567 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሓውና ለባም መስተወዐል በኻ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር ኣምላክ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SmerhM-uz1he
    @SmerhM-uz1he 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀ ሓውና እንካዕ ብላም መጻእካ አበ ውጽዓት ህዝቢ

  • @tsadikantsadikan9434
    @tsadikantsadikan9434 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀ ዓዉይ ሰብ🎉🎉🎉❤❤

  • @እልሻዳይእካአምላከይ
    @እልሻዳይእካአምላከይ 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ የይ ለባም ነዊሕ ዕድመ ንምንያልካ❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 3 หลายเดือนก่อน

    😢እስጆካ ሳዶርይ ዝይእድካ ረኪብካ😢ክጥረዮ ኢካ ፅባሕ ጥራይ ጥዕና

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት
    @እየሱስመገድንሓቅንህይወት 3 หลายเดือนก่อน

    ለባም ጅግና ሓውና❤❤❤

  • @titigalamebrhan
    @titigalamebrhan 3 หลายเดือนก่อน +3

    ንፈትዎ ለባም ሓዉና ሳዶር ሚዲያ ❤❤❤

  • @AmlesuHogas
    @AmlesuHogas 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ልባም ስብ❤❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሓወይ ለባም ስብ አምላክ ምሳካ ይኩን በጣዓሚ ፁቡቅ ፃንሒት 🥰🥰🥰🥰

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ለባም ባዓል ሕልና ሰብ ።

  • @wadewajrat
    @wadewajrat 2 หลายเดือนก่อน

    ሳዶር🙏

  • @ZozoZozo-vj8mn
    @ZozoZozo-vj8mn 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሓዉና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ፊጣሪ

  • @W.g.e.r.e.t.e.y.t
    @W.g.e.r.e.t.e.y.t 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሪየ ኣቦ ዉፁዕ ❤

  • @dnglmaryameyatsegey2593
    @dnglmaryameyatsegey2593 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፈጣሪ ኣሰይ ዕልልልልል ኣሰይ ዕልልልልልል ኣሰይ ዕልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ብጣዕሚ ደስ እልኒ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
    @ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 3 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ በርሀየ እስት Sb ለይገበርኹም ሳዶር ሚድያ ናኸድኹም ግበርሉ ሓዉና ነዕብዮ

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 3 หลายเดือนก่อน

    በረሀዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
    ደምርኒ ተጋርዋይ ጀማሪት እየ❤

  • @SlamaXx-l7w
    @SlamaXx-l7w 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓዉና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ
    @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ጀግና ሓወና🙏❤🥰🥰❤

  • @Muler_Tigraweti
    @Muler_Tigraweti 3 หลายเดือนก่อน

    *_እንፈትዎ ሓውና በርሀ በዓል ንፁህ ሕልና🎉❤_*

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋወ ጀጋና ከምዚ ዝበሉ ጀግና እማ ኣቅርበልና ቢኼየይ ኣንበሳ❤

  • @dawttigrawy6582
    @dawttigrawy6582 3 หลายเดือนก่อน

    አንካዕ ድምፅና ሰማዕኻ ቀፃል ጋል ራያ ጋዘጠኛ ቀደም ፈላጥ ደራፊ ተዋናይ አኻ ተቅርብ ነይርኻ ሎሚ ግን ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ካብ ኹሉ ማሕበረሰብ ብምቅራብኻ ደሰ ኡዩ ዝብል ቃፅለሉ ብርየ ጀግና ❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 หลายเดือนก่อน +9

    ተጋሩ ናይ ተጋሩ ሚድያ አብ ምዕባይ ድኹማት ኢና አብ ናይ ካልኦት ደቂ ካሊእ ዓዲ ግና ከይተፀዋዕና ኢና አብ ሚድዮኦም ንርከብ እዚ ሰብካ ገዲፍካ ጓና ምዕባይ ሕመቕ ምልክትና እዩ

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 3 หลายเดือนก่อน

      በትክክል❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርሀ ለባም ሰብ ❤❤❤ ደምራኒ ንዓይለ

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 3 หลายเดือนก่อน

    ማዓረይ እንኳዕ ድሓን መፅአካ ብሃንቀውታ ዝተፀበናዮ❤❤❤❤❤

  • @መብራት-ወጀራት20
    @መብራት-ወጀራት20 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብ2011 ወርሒ ከባቢ መጋቢት ብሓደ ኢና ካብ የመን ክሳብ ሪያዕ ተጓዕዝና በርሀ የዋህ ሰብ😢❤

  • @ግርማዊትጋልቐሺ
    @ግርማዊትጋልቐሺ 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ሓወይ ኣዮኻ ጥዕና ጥራይ ክቡር ሓወይ❤😊

  • @aedf4837
    @aedf4837 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ በርሀ ሓወይ ብዓል ንፁህ ሕልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ 👏❤❤❤

  • @ተክለወጀረተይትYouTube
    @ተክለወጀረተይትYouTube 3 หลายเดือนก่อน

    ሶዳር ሚድያ እንኳዕ እንካ ብሰላም መፃእኽኻ

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb 3 หลายเดือนก่อน

    ፅሩይ ሕልና

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ልባም ሰብ ወድ ዓድይይ❤❤❤

  • @AsAs-li8lm
    @AsAs-li8lm 3 หลายเดือนก่อน

    በርየ ልባም ሓውና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre 3 หลายเดือนก่อน

    የኔ ጅግና መፀእካ ዶ

  • @Brzaf21GeBremeskel
    @Brzaf21GeBremeskel 3 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበልና በረት ብመጀመርታ
    ካብኡ ሶዳር ሚድያ በርትዐልና ኣጆካ
    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤🎉🎉

  • @mekdikrose5540
    @mekdikrose5540 3 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋኒ ድሙቃት❤🎉

  • @selam801
    @selam801 3 หลายเดือนก่อน

    ዝሓወይ ብሩክ በርተዐልና❤😊

  • @asosoasdf233
    @asosoasdf233 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብስላም መፃእክ ንፈተወካ ክቡር ሓዉና በርሀዋን ወለላ🕊️🌷🥀🌱

  • @MymyRr-g8w
    @MymyRr-g8w 3 หลายเดือนก่อน

    ሳዶረይ ለባም ህዝቢ❤❤❤❤❤

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 3 หลายเดือนก่อน

    ንሂወትካ ዝተሓሰበ ነይሩ ይኮን እዩ ሞ እንኳዕ ቡዚ ኣሐለፍለካ ሓወይ ማዓረይ

  • @tfjgghhhghhhjhg5770
    @tfjgghhhghhhjhg5770 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ወዲ ህዝቢ 💪💪

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ በርሀ ሓዉና ጅግናና ነበረት ተተካይ እዩ ነብረት ህዝቢ ዝሰረቁ ናይቲ ህዝቢ እህታ ክፈርዶም እዩ

  • @MeMe_15j1
    @MeMe_15j1 3 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም መንእስይ👌👌👌

  • @HhHh-vd5ge
    @HhHh-vd5ge 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀየ ለባም ሰብ❤

  • @ሶልጓልኣፅቢ
    @ሶልጓልኣፅቢ 3 หลายเดือนก่อน

    ላባምየ❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 3 หลายเดือนก่อน

    _ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሕዋተይ ማዒረይ💞💞💞_

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዛሞተሩ እባ ተገንያዶ

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ እሉና❤❤በርሀ ስለዛቕረብኻልና

  • @AzmeraGebremeskel-h7i
    @AzmeraGebremeskel-h7i 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤በርሀ ሓወይ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @sarahgg783
    @sarahgg783 3 หลายเดือนก่อน

    ደይረአኻዮ ይፊጠረሊኻ ፈጣር አጀኻትኹም ሃገርና ስላም ይፊረለና

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሩኽ መንእሰይ እዩ

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ሓውና ወዲ ህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ኩሉ ጉዕዞካ ይሓልውካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀ ክባም❤❤❤❤

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome ❤❤❤

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi7599 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ሰላም መፀካ ኩቡር ሓውይ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 3 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ንስኻ ተረፍካልና ዙሓውተይ ❤️❤️ለባም

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 3 หลายเดือนก่อน

    በርሀዋይ ሓወይ ኣብ መንገድካ ስራሕከ እመብርሃን ምሳካ ትኩን❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 3 หลายเดือนก่อน +2

    እስቲ ኹሉና ኣብዚ ንካታተል ዲበርሀ ሓውና ሳስክራይብ ንግበሮ ብማርያም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @avg4628
    @avg4628 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንፈትወካ ሓውና በረሀ

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr 3 หลายเดือนก่อน +1

    አይዞኻ በርትዕ ኣብ ሂወት ፈተን ዘሎ እዩ