መደብ ምስ ሳሙኤል ሃይለ ዛዕባ ኣብ ቲክቶክ ሰልጠነ ዶላር ናይ ብርገድ ንሓመዱ ወሲዱ ጪብጢ ድማ ኣለኒ ዝበሎ ህግደፍ ከባዝሕዎ ዝቐነዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 655

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 ปีที่แล้ว +33

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት
    donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @ሜሪጋልትግሪይ
      @ሜሪጋልትግሪይ 2 ปีที่แล้ว +6

      ሰልጠነ ሓወይ ኣጀካ ብዞም ሓሰውቲ ርእስካ ከይተድንን በርትዕ ኣጀካ ኣብ ጎንካ ኣለና 🥰

    • @ሜሪጋልትግሪይ
      @ሜሪጋልትግሪይ 2 ปีที่แล้ว +3

      ሑሱር መጠን ነብሱ የቅስረካ ልነብስካ ኢካ ትገልፃ ደንካ ሃሳስ

    • @ሜሪጋልትግሪይ
      @ሜሪጋልትግሪይ 2 ปีที่แล้ว +2

      @@missasmara8479 ኣይትፍረድ ከይትፍረድ።

    • @issahdanger5212
      @issahdanger5212 2 ปีที่แล้ว +1

      Kid seraki

    • @mebratg3956
      @mebratg3956 ปีที่แล้ว

      @@saymonmaharinega8889 mop

  • @temesgen673
    @temesgen673 2 ปีที่แล้ว +2

    ሳሜኤል ናይ የእምሮ ጸገም አለዎ ይመስለኒ ይቅረታ ማሕታት ፈንጂ ቆጺርዎ

  • @Tv-si9oe
    @Tv-si9oe 2 ปีที่แล้ว

    ያ ጃምዓ ሶሪ'ሞ ሳሚ ጥዕና ኣለዎ ድዩ የብሉን?

  • @absienice5013
    @absienice5013 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚ ጅግና ኣብ ማእከል ሜዳ ሰልጠነ ዝደበለ ። ኣይትሓዙኒ ዝበለ በዓል ቅያ ።

  • @muhurbeyene5800
    @muhurbeyene5800 2 ปีที่แล้ว +16

    ኣንቱም ሰባት ሰብ ጥዑይ ይመስል እንበር ጽሉሉ ሰብ ቡዙሕ እዪ።

  • @ambesambesa428
    @ambesambesa428 2 ปีที่แล้ว +1

    Brawa Samuel hawey, seltene aflitwom iyu tsenihuka imber teseriku alo kindey miqanu seldi kinegruka aydeleyun ambesa Samuel keytigedfom izia tegediska haza bejaka nezom serekti

  • @amangebremichael541
    @amangebremichael541 2 ปีที่แล้ว +1

    Kemzi aynet ashasi yildo abzi Alem ygremye,entay gernaka seltene nezi temxelna.

  • @selemunkesete4218
    @selemunkesete4218 2 ปีที่แล้ว +12

    ሰልጠነ ሓወይ ሳሚኤል ጸገሙ እታ ስልጣን ስለ ዘይተዋህቦ ኢዩ እና ፈለጠ ይጽይቅ ኣሎ፤
    ኣይኮነን ንዓኻ ስምካ ዘጸለመ ንእሽተይ ጌጋ ውን እቅረታ ክሓትት ጥራሕ ኢዩ ዝግብኦ።
    እቅርታ ምሕታት ናይ ለባምን ተባዕን ሰብ ኢዩ።ኩቡር ኣምባሳደር ሰልጠነ ኣጆኻ በርትዕ፤

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 2 ปีที่แล้ว +1

    Samial betami Betami Betami tegagika. Yekre mebale lebona you. Helnaka heteto.

  • @yemanehadsh1683
    @yemanehadsh1683 9 หลายเดือนก่อน

    ስልጡን ሓወይ ገባሪ ፅቡቅ ስለ ዝኯንካ አትናደድ ትዕግስተኛ ኩን

  • @END887
    @END887 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ርጡብ መደብ ኣለካ እቲ ጽቡቅ ዝገብር ሰብ ክዓቢ ዘይደልዩ ብዙሓት ሰባት ኣለው ግን ከኣ ሰብ ብሓቅነቱ ኢዩ ዝዕወት እቶም ሓሰውቲ ከኣ ይሓፍሩ ንቅድሚት ጥራይ ሶጉም ጅግና ኢካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤ጉዳይ ካምቻ ግን ይሓስብ ኣለኩ🤣🤣🤣🤣🤣

    • @END887
      @END887 2 ปีที่แล้ว

      @@fidleytube ማይ🍎😳😳😳🤣🤣

  • @michaelberhane6502
    @michaelberhane6502 2 ปีที่แล้ว +14

    ሰልጠነ ይአኽሎ እዚ ሰብ ጥዕና የብሉን

  • @mehariredi4074
    @mehariredi4074 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami tegagka seltene haway neze halay tegdeslu

  • @haileatsbeha5697
    @haileatsbeha5697 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow I am happy to see you today whom you are supporting as Pilar to the people of Tigray I wish you and your family happy
    , peace and love

  • @abelbrhane4897
    @abelbrhane4897 2 ปีที่แล้ว +2

    Samiel malet ዕቡድ ከልቢ they are the same

  • @yonatan6917
    @yonatan6917 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣየ ሳሚ ክክክክ ነብያት ጽንዓት ይሃበኪ ክክክክ ምዕድ ኣብልዮ ኣብ ዓራትኩም ክክክ

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 2 ปีที่แล้ว +4

    Sami bhaki tena zelewo koynu aysmann Xegem alewo

  • @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
    @ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ 2 ปีที่แล้ว +5

    ሓይሊ ይሃብካ ሰልጠነ ሳሚኤል ኪኣ ብጣዕሚ ኢካ ተሕዝን ሕማቅ ሰብ እዚ ኪኣ ናትካ መዕበያ ኢዩ ሳሚ ኣጨነቆም።

  • @tedrosdawit5396
    @tedrosdawit5396 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰልጠነ እዚ ከንፈርካ ቀይሕ ምግባር እባ ኔው በሎ። ምስ ናይ ይቅሬታ

    • @rae5113
      @rae5113 2 ปีที่แล้ว +2

      He is gay you don’t know that ?

  • @eyobgezai243
    @eyobgezai243 2 ปีที่แล้ว

    Kabakum bzaeba web zizareb all diyu dekalu

  • @wedimehari1242
    @wedimehari1242 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰልጠነ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ከይተምጻልና እዚ ዳኣ ሃላይ

  • @habtomtesfalem8447
    @habtomtesfalem8447 2 ปีที่แล้ว +3

    ሳሚኤል ዝበሃል ሓዊ ኣለኒ ስሙ ናይ ጊድን ስሙ ክቅዪሮ ስለ ዝደለኹ መን ኪብሎ ሃገዝኩም ሓግዙኒ

  • @amantesfama6702
    @amantesfama6702 2 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ናይ ከናዳ ጽፉፉ ኣቀራርባ
    ሳሚኤል ግን ሰብ ኣይ ተጸልም

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 ปีที่แล้ว

    Samuel hlkegna zizarebo zeyfelt mqwanu tenexirulna allo . Seltene hawna dma thank you neti aqlka. Bwshti keterediuwo fetnu.

  • @maiharasat2498
    @maiharasat2498 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ልብያ ዝጠፍኡ መንእሰያት ተሓታቲ ዎ ከማን መሳርሒ ህግደፍ ውን ኢዩ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ሺም ኸተኺፊ አይጊቢኢኒ ቢወጊዒ ሒቶቶ ሚሲመኒ ከሚደሎ ኺሒቢረካ ሒቶቶ ቂዲም ።ሓቲተዮ አቢኒ በሊ።።።

  • @xjcjjvvkvj4823
    @xjcjjvvkvj4823 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚ ሓሳዊዊዊዊዊ. ውሩድ

  • @patroitictv902
    @patroitictv902 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሚአል ጥዕና ኣየስተውዓልኩሉን

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 2 ปีที่แล้ว +2

    ሸር ፈሎው ሲ በይኑ ዩ ዓጃው ሰልጠነስ ተዋሪድካ ሓወይ መዓረይ ጻማኻ ድአ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ምበር።The way he looked to the right side kills me

  • @Berhane-
    @Berhane- 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ዚ ሰብ እዚ ጸለመ ፡ ዋጋ የብሉን ።ህዝቢ እቲ ሓቅነትካ ተረዲኡልካ ኣሎ ።

  • @yebitgraweyti8489
    @yebitgraweyti8489 2 ปีที่แล้ว +18

    ይይይይ ሳሚ ኣነስ ክፈትወ ነበርኩ ትቀደም😏
    ለባም ዝበልካዮ ሰብ ዓሻ ኮይኑ ኣይፅናሕካ😤
    ኣጆካ ሰልጠነ ሓውና ጅግና ኢካ ኣይትገደሰሉ💛♥️💙💛❤️💙

    • @MJ-dk3oe
      @MJ-dk3oe 2 ปีที่แล้ว +1

      Moyte 😂😂😂😂

  • @ሓላልእዩፍቅረይM
    @ሓላልእዩፍቅረይM 2 ปีที่แล้ว +4

    ዉዉዉ ዓቅሊ ይሃብካ ሰልጠነ ዋየ ሳሚ ዘይርዳእ ዘየረድእ ሃለዉለዉ ኣብዚሑ

  • @ghenettesfalem269
    @ghenettesfalem269 ปีที่แล้ว

    Bejaka selixene eziy nasinelibaona betimhirty wudewe pleas

  • @mariyamadey2012
    @mariyamadey2012 2 ปีที่แล้ว +3

    አውይ ሳሚ ሓርኢ ኣነስ አታ ሰበይትኻ አያ ተደንግጸኒ ሰብኣይ ኣለኒ ትበል ትኸውን ፈሲ ጥልያን 🙄

  • @KiflayGebresilasie
    @KiflayGebresilasie ปีที่แล้ว

    ሰልጠነ ሓወይ እዚወዲ እንታይ ክብል ከምዝደለየ ከርደአና አይከአለን

  • @chentomati3197
    @chentomati3197 2 ปีที่แล้ว +9

    ክክክክክክ አዚ ወዲ ጸገም ኣለዎ ኣነ ይዝክሮ ሲ ካብ ማሕበር የሕዋት ኣግዓዝያን ቢ ኸምዚኣ ቃል አዩ ተሶጊጉ ክልተ ጊዘ ።

  • @michalekidane3855
    @michalekidane3855 2 ปีที่แล้ว +2

    Ezi Samuel zbehal lekbat eyu. Zeykewn yzareb

  • @hiritizeru3975
    @hiritizeru3975 2 ปีที่แล้ว

    ምናልባት ሳሚኤል ናይ ህግደፍ ልአኽ ከይከውን ተጠንቀቁ በጃኹም

  • @nebiteame2794
    @nebiteame2794 2 ปีที่แล้ว

    ሳሚ ህጻናዊ ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ ፡ ስለዚ ነዚኦም ገፈፍ ከነብል ግዜ ኣይንቅተል ፡

  • @metkelhaki9264
    @metkelhaki9264 2 ปีที่แล้ว +2

    seltene hawey engae ezi seb bkale ayrekebkwo hmak
    mwesenku nezi wedi shermuta guhaf resah seltene bro you are the best

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ማለቲዩ ዘር ውይ ደራፊይ ውል ቆዛማይ ሲለተሰሚዖ ፖለቲሻኑ ውይ ፖለቲካዊዩ ።ሒጂሰ ደራፊይ ውድ ቲካቦ ዮዊሃኒሲ ኪኸዊኒ የቢሉን ይብሉ ስምዖን ።ደራፊይማለት ኪሪዲአኩም አቲሓላፍ መገዲ ተረኸቢካያ መለይ ስለ በለለይ ።።ላሎዮላሎ ወደባት ዓደይ ይሪአየኒሎ ።ጉማሓምራላመይ ሓደራ ሓደራ ሓሪሳ ተቢሊዒ ጉማያ ሓምራ ።።።አቢዚ ዓለም አደያ አላይተይ ዓደይ ማለቲዩ ።።።

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 2 ปีที่แล้ว +1

    ስልጠነ ብዝተካኣለለካ ኣብቶም ሪኢቶኦም ዝህቡ ሓሳባቶም ኣወድኣዪም

  • @yorsalemestifanos259
    @yorsalemestifanos259 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway seltene nay bhaki seb eka sebay

  • @meximosteklu3797
    @meximosteklu3797 2 ปีที่แล้ว +6

    Samuel haile kemta nay Libya kizirif eyu deliyu neru

  • @endriasgrmay7048
    @endriasgrmay7048 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome bro
    Welahanti shipti yeblun resiayo
    Bzkone bertie eye zbleja merci

  • @hamassien323
    @hamassien323 2 ปีที่แล้ว

    Sami ewae qurub hfer embae slezghier kolel aytbel riesna iko hamimna

  • @maiharasat2498
    @maiharasat2498 2 ปีที่แล้ว +5

    እቶም ንሳሚ ኣብ ማስመድያ ዝስዕብዎ ዮም ጽሉላት። ገጹ ትርሓቕ። ክርዳእ ዘይክእል ሰብ ዩ

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳሙኤል ኣቃራርባኻ ማለት ኣብ መድያ ወጺኻ ከምዚ ክትብል ዘገርም እዩ። ትርጉምን ኣጋባብን ቃልሲ ዝርዳእ ኣይመስለንን።

  • @yemaneteklit8284
    @yemaneteklit8284 2 ปีที่แล้ว +3

    ንነብሶም ባዕሎም መሪጾማ ክክክክክክ

  • @sallusallu2894
    @sallusallu2894 2 ปีที่แล้ว +1

    ዲቂ ወዶ ገባ ድሓን ኩና ምስ ማለሊትኩም ድሕሪ ሕጂዶ ኤርትራውያን ካይትኾኑ

  • @yordanoshaile8263
    @yordanoshaile8263 2 ปีที่แล้ว +44

    እቲ እዝንና እንታይ ገበረኩም ጥዑይ ሰብ ስኢንካ

    • @amantesfama6702
      @amantesfama6702 2 ปีที่แล้ว +2

      ዮርዳ ሳምኤል ዝበሎ ኣብ ነብስኪ እንተ ዝወርድ እንታይ ምገበርኪ

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 2 ปีที่แล้ว +1

      Haki sele detzarebe deyu

  • @tesfahiwetgeb6006
    @tesfahiwetgeb6006 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰልጠነ ካብ ሳሚኤል ዝማሃር ሰብ የለን ብከብዱ እግሩ እዩ ዝሐስብ

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 2 ปีที่แล้ว +1

    Samial besmiet aytezareb. Zeyewdae helke

  • @fevenadmase7353
    @fevenadmase7353 2 ปีที่แล้ว

    መጅኑን ሳምኤል ሕክምና

  • @peterdavid9636
    @peterdavid9636 2 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ሰብዚ ለባም እንተዝኸውን ነሩ ብስልኪ ምሕታትን ምዝርራብን ምመረጸ ነሩ ገልዒ በሎ እዚ ።

  • @kidunhaile282
    @kidunhaile282 2 ปีที่แล้ว

    ሳሚኤል ኣድጊ ሓርኢ ጎሓፍፍፍፍፍፍ። ድንዙዝዝዝዝዝ። ዝዛረቦ ዘይፈልጥ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 ปีที่แล้ว

    ሳሚ አምላኽ ዓቢ ነብሲ ዓቢ ልቢ አሃበካን😂

  • @hmigod659
    @hmigod659 2 ปีที่แล้ว

    Way sedi u way kabzi zeqledu sebat entay eyom kekonu was fetari meharena kabzi seb

  • @etheriahmed7950
    @etheriahmed7950 2 ปีที่แล้ว +1

    ገንዘብ ንብርጌድ ንሐመዱ አያኮነን ተዋፂኡ ን TDF ተጋሩ መዓላ እዩ ተዋፂኡ

  • @mnn7665
    @mnn7665 2 ปีที่แล้ว +2

    ከም ሳሚ ዝበለ ደፋር ሓሳዊ ኣብ ዓለም ርኤ ኣይፈልጥን 🤔🤔🤔🤔🤣🤣🤣

  • @EZN0906
    @EZN0906 2 ปีที่แล้ว +1

    Entay Aynet kebti eyu bejaka ezi. Kemziom aynet sebat eyom melioma eza adi ndhrit tikeyd zela.

  • @yorsalemestifanos259
    @yorsalemestifanos259 2 ปีที่แล้ว

    Lemidom endyom seltene hawey eritreawiyan dlayom tezarbom mkad

  • @wedimehari1242
    @wedimehari1242 2 ปีที่แล้ว +1

    🚜🚜🚜🚜🚜🚜🚜🐃🐃🐃🐃🐃🐃🐃🚜🚜🚜🚜🚜🚜🚜🚜🐃🐃 ሳሚ እዩ ደቂ ዓበይቲ

  • @hamassien323
    @hamassien323 2 ปีที่แล้ว

    Eway kolel ata sorry nay lebamat yu haxar sorry bel nhzbi keman.bezia ikul mizan wesidna alena

  • @amanuelmulugeta4475
    @amanuelmulugeta4475 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene selam abi guday akemitkas bzeytekm 1500 elka kem medeb kthz agedasnet aynebero kab ajendaka twexe aleka srueunet zelewo medeb haz

  • @hayatberhane9921
    @hayatberhane9921 ปีที่แล้ว

    ሳሙኤል ስራሕ ቆልዑት እይትስራሕ ይቅሬታ ምባልን ትጋጊየ ምባልን ወንጀል ውይ ሓጢአት አይኮነን :: ካብኡ ሓሊፉ ትንፈር እምበር ጤል እያ ምባል እቲ ድግማይ ሓጢአትን ጌጋን ካብ ምድጋም ይቅሬታ ሰልጠነ ሓወይ ቅኑዕ ቃልስና ጽቡቅ ከምኡ አጥቢቅና ሕውነትናን ንኤርትራውያንን ንኤሪትራ ብምግልጋል እብዚ ነኒሕድሕድኩም ከምዚ ጌርኩም ሸንኮለል ብምባል መፍቶ ህግድፍ ክትኮኑ የሕዝን :: ስለዚ ሳሙኤል ካልእ ዘየድሊ ሓሸውየ ካብ ምእታው ይቅሬታ መሲሉኒ ወይ ረኪሶሙኒ አጋጊዮምኒ ኢልካ
    ሰላሕ ኢልካ ክብረትካ ተትሕሉን ኢድካ ተተውጽእ ክብኡ ሓሊፉ ግን ሓንቲ ከይፍረኻ ክትሃድም ኢኻ ::ምኽንያቱ ሓቂ የብልካን ::በጃኻ ብሰላም ሸተት ኢልካ ውጻእ ኽሳራኻ ወይ ውርደትካ አይተስሕ :: ኸላስ ተወዲኣ :: ሓ ብ ::

  • @LihemM
    @LihemM 2 ปีที่แล้ว +1

    Seltene betami betami gega gerka nezi humum Sami ketemso aynberekan ety media nateka baleka aythesero please

  • @layinegebresilassie7507
    @layinegebresilassie7507 2 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራዊያን ገንዘብ ኮይኑ ሃገርኩም ገንዘብ ሃይማኖትኩም ሰባት ንህዝቦምን ሃገሮምን ክቖስሉን ክሞቱን ንስኻትኩም ግን ብገንዘብ ትባኣሱ አለኹም ሳሙኤል ትኽክል ኢዩ ትኩእ ወዳጀ ትሐዚ ገንዘብ ኣውጻአዮ ካብ ምዲያ ኢልካዮ ባቃ ባቃ ክሓትት መሰል የብሉን ለከ ኩሉ ንወጻ ህዝቢ እምበር ንድሕነት ህዝቢ ዝሰርሕ የለን ማለት እዚኣ ናይእሰያስ መልሲ ኢያ ጽቡቕ

  • @Dawittv02
    @Dawittv02 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ሰልጠነ ሳሚኤል ድኣ ብጀካ ሃህ እልካ ምዝራብ እንታይ ቁምነገር ኣለዎ ሃታፍ እዩ ዘይብዓልዚ እዮም ዝሕሙሱና ንቃልስና ሓቂ ተሊዎ ነቶም ኣቅሪብካዮም ዝነበርካ ዘይ ሓቶም ካብ ህግደፍ ፍሊና ዘይኒርኦ ሎሚ ዝበሎ ጽባሕ ዘይደግሞ ጭብጢ ዘይብሉ ጭብጢ ኣለኒ ካብ ዝብል 5 ዓመት ገይሩ ቀደም ብፎስቡክ መዚና ዝረስዓናዮ ኣረጋይ ሓጎስ ዝኮነ ሰብ ተቅርቦ ነቶም ዝምልከቶም ክተቅርቦም ነይሩካ መብርሂ ክህቡ

  • @ermiasmedenes5588
    @ermiasmedenes5588 2 ปีที่แล้ว

    ኩላ ድክታቶር ከላ ንባዕላ፥ ንዲክታቶር ይቃለስ ኣለኹ ትብል፡ስነስርዓትን ተጻዋርነትን ዉን የብሎምን አዞም ተሓዝቲ ገንዘብ ዝበልዎም ኣሰብኡት! ሳሚ ይሓይሽ ካብኦም!!!

  • @selunatey3008
    @selunatey3008 2 ปีที่แล้ว

    Seltene natka u eti gega seb elka beray temxealna Were beray kbur u keleb 1amet zemxie u ezi seb ezi bejakum ab srah ayteetwuwo pleas

  • @efremgrmatsion1153
    @efremgrmatsion1153 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣብ ሞንጎኹም ኣብ ካልእ መድያ ክትራከቡ ነይርኩም ሳሚ ክኣ ሙሉእ ሰብ ኣይኮነን

    • @vipistarl5973
      @vipistarl5973 2 ปีที่แล้ว

      ካብ ፉልጥት ናጻ ሳሚ ልቢ በል

  • @dctv8334
    @dctv8334 2 ปีที่แล้ว +1

    Ata seltene seb zeyteqrb samuel kebti hizka mexieka ahhhhh ab media democracy khb ktbl seb texell aleka pls temeharelu seltene kemzi aynet dnqurna zelewo seb ayteqrbelna

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ

  • @ghenetkidane8311
    @ghenetkidane8311 2 ปีที่แล้ว +3

    አበይ ዘሎ ዓጃው'ዩ ሃላይ ከንቱ

  • @galmdreyoutube2584
    @galmdreyoutube2584 2 ปีที่แล้ว +3

    ሳሚ ግን ሓላፍነት ዘይሃብዎን እንደገና ከአ ውሽጠምሽጡ ንምፍላጥ ካብ ዘለዎ ድልየት እዩ ብዝኮነ ከምዚ ምንህሃር አድላይ አይኮነን

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 2 ปีที่แล้ว +5

    ምሽክነይቲ ኤርትራ ቁስሊ በዝሁኪ
    አባይኪ ይደፍእ 😰😰😰

  • @awattelegergis4526
    @awattelegergis4526 2 ปีที่แล้ว +1

    Ata seltene touy seb zeytemxalna

  • @tesfaymulue6752
    @tesfaymulue6752 2 ปีที่แล้ว +1

    Aytegdeslu seltene hawey nezi beray husur donkoro

  • @qdusmichael3265
    @qdusmichael3265 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰልጠነ ሓወይ ከምዚኦም ሰባት ነፋጣት ሃላያት ሰብ ኣብዚ ናትካ ኣይተምጽኣዮ ዓፋሪ እዚ ሳሚኤል ዝብልዎ

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 ปีที่แล้ว +3

    ወይ ጉድ🤔 ብጣዕሚ እዩ ኣጸልምካ🤔😡

  • @hiritizeru3975
    @hiritizeru3975 2 ปีที่แล้ว +1

    በጃኻ ስልጠነ ሓወይ ከምዝኦም ሰባት አይተምጸኣዮም

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ሳሚ ዋሓለ፡ ከምቲ ናይ ግዳያት ልብያ ገንዘብ ኣብ ኢድካ ዘይወረድካዮ፡ ጸላዕላዕ ዘበልካ ኮይኑ ይረኣየኒ ኣሎ እሞ። ፍርሃት ጎይታ ከሰንየካ እምነየልካ።

  • @danaygdey238
    @danaygdey238 2 ปีที่แล้ว +1

    Brgied nhamedu gud rekebu ,

  • @fevenadmase7353
    @fevenadmase7353 2 ปีที่แล้ว

    እውይይይይ ሳሚ መን ክሰምዖ ዑዕዕዕዕ

  • @sarwansarwan3666
    @sarwansarwan3666 2 ปีที่แล้ว +8

    ሳሚ ልኡኽ ህግደፍ ክኸውን ይኽእል እዩ።

  • @tesnaty658
    @tesnaty658 2 ปีที่แล้ว +3

    Kabti zetawaxa seldi mhkemi habewa ne sami bejakum

  • @amanuelberhe9254
    @amanuelberhe9254 2 ปีที่แล้ว +5

    ትሕዝቶ ዘለዎ ብቑዕ ሰብ ኣብ ሚድያ ምቕራብ የድሊ ብስሚዒት ምዝራብ ንተዓዘብቲ ክምህር ኣይክእልን።

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 2 ปีที่แล้ว

      Enber ke kab seltene temhirka eka

    • @Robielm
      @Robielm 2 ปีที่แล้ว +2

      @@emitiemiti1419 ጸቢብ ርእሲ።

  • @kahsayalem5736
    @kahsayalem5736 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብታ ግዝያዊ ዝነበርካሉ ገንዘብ ክንደይ ገንዘብ ኣውጽኢካ ትፈልጦ እንዲካ ንስካ ዘይትገልጾ ሳሚኤል?

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 2 ปีที่แล้ว

    Seltene it's good you make clear but to long it's that much time west time.

  • @maiharasat2498
    @maiharasat2498 2 ปีที่แล้ว

    ስልጡን ሰብ ኢልካ ዝብኢ ኣምጺኻ ግዜኻ ኣጥፊእካ።ሳሙኤል ሃይለ ጸርፊ ዩ ንባዕሉ። ጸገም ናይ ርእሲ ኣለዎ።ሽሕ ልቡ ከምቲ ኣብድሕሪኡ ዘሎ ባንዴራ።

  • @grmayabebe7340
    @grmayabebe7340 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ዝወድ አይታየን ሓሚሙ ኣሎ

  • @biniamberaki8513
    @biniamberaki8513 2 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ሳሜኤል ግን ብልቢ ስዲ ዩ ብሓቂ

    • @samisami8754
      @samisami8754 2 ปีที่แล้ว

      Entay geru sle zhatete diyo

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 2 ปีที่แล้ว

    ሳሚ ሓሲብ ዘይኮነ ድዛረብ ብስሚዒት እይ ድዛረብ ኩሉጊዜ

  • @genettecle6461
    @genettecle6461 ปีที่แล้ว

    Seltene Sebay Sebut ❤

  • @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
    @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሳመአል ሃደ ገልዒ ዝበሎ ካላኣይ ግዘ ዘይደግሞ ኢዩ ይክረታ

    • @akliluabebaw1670
      @akliluabebaw1670 2 ปีที่แล้ว

      A little knowledge is dangerous so ሰልጠነ እስካ ዓብይ ሰብ ለባም መስተውዓሊ እካ ምስ ዝወረደ አይትውረድ ።

  • @maiharasat2498
    @maiharasat2498 2 ปีที่แล้ว

    መደናገሪ ኢዩ።ካብ ቃልሲ ክእለ ዘለዎ ሰብ ዩ ክሳብ መአስ ኢኹም ነዚ ሰብ,ዚ ፎእ ትብልዋ። 1500ክክክክወሪዱና100 ዶላር እንተነፊዕካ ተእቱ።እዞም ከባቢ ጸገም ኣለዎም እብለኩም ኣለኹ

  • @meharitesfay4706
    @meharitesfay4706 ปีที่แล้ว

    ኣውጻኣዮ ሱልጡን እዚ ለኽባጥ

  • @tesfaalemabadu1241
    @tesfaalemabadu1241 2 ปีที่แล้ว +29

    ሳምኤል ህልኸኛ እዩ,ይቅርታ ምባል ፈንጂ እዩ,ሻይረስ እዩ,ናይ ሐንጎል ጭንቀት አለዎ!

  • @brhanehabte7757
    @brhanehabte7757 2 ปีที่แล้ว

    እዙይ መእወዪ እምበር ተቓላሲ ኮይኑ ኣይፈልጥን