Teddy Press ጉባኤ ፈልሲ / ህሉዉ ኩነታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ፈልሲ ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ቀዳመ ሰንበት ጉባኤ ብማንዛ ከካይድ እዩ። ዘሎ ምቅርራባትን መጻኢ መደባትን ዝድህስስ መደብ እዩ። ሰለስቲኦም መራሕቲ ኸኣ ኣብ ህሉዉ ኩነታት ዘለዎ ሓሳባት ከካፍሉና እዮም።

ความคิดเห็น • 22

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዮሰፍ ሓውና በጃኻ ንሰልተነ ግርማይን መሰልቱን ኣንቅሓልና ፡ ኣዝዩ የሰክፍና የሕምመናን ኣሎ፡ ብወገንን ጽቢብነትን ተጠቕዐ ኮይኑስ ንኻልኦት ይልክምሎ።

  • @mussieredabdanjew1889
    @mussieredabdanjew1889 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዘረባ ክቡራት ኣሕዋት! ሰብ ሰብዩ፣ ፍልልይ የብሉን። ዓዲ ይኹን ኣውራጃ መፋቐርን መተሓቛቖፍን ደኣምበር መፈላለዪ ክኸውን ኣይግባእን ኢዩ። ፍሒርካ ፍሒርካዶ ዘጥፍኣካ ስራሕ ይስራሕዩ!! እሞ ድማ ሸለውለው እንዳበልና ኣብ ናይ ጽንተት ቁልቁለት ንዕዘር ዘሎና ህዝቢ!!!
    ዕዉት ጉባኤ ይግበሮ!

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ዮሴፍ ገብረሂወት ናይ በሓቂ ፈላስፋ እዩ::ኣይኮነን ንኤርትራዊያን ንዓና ንተጋሩ ይኹን ወላ ውን ኣምሓሩ ኣጣሚሩ ናብ ሰላም ከምፅኦም ብቕዓት ዘለዎ ብሉፅ ሰብ ኮይኑ ረኺብናዮ ኣለና::ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ!!!

  • @ghenetyemane8468
    @ghenetyemane8468 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት የህዋት አዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ድምክራሲ ስለን ኣምን ምውታት ግድን ኢዩ ኣብነታውያን ኢና

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ኩሉን ብኹሉን ይኹነልኩም፡ ፍቕርን ስኒትን፡ ዓወትን ሞጎስን፡ ዕድመን፥ ጥዕናን ሓይልን ይሃብኩም ተባረኹ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና ኩልኹም ለባምትን ጀጋኑን ኢኹም ዋዕሮ ሓብትና ኣላይት ኢኺ ንኹልኹም ኣዝና ነመስግነኩም ተባረኹ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน +1

    AB nkatu hzbiena mhem nhbae grmmehbi zkone hzbna kulu gze adera nhzbitewrdwo zgerm euro nskum antay tekairo tarik gerkum ate bgle ante btrnif lewti ay renalkumn huratnibelti dekasti kebxe tesfa zkonkum msdadkum zekurakum teakibkum MS familakum tegrmuna ekum xwuxway kum sabato ygoun ygusgus ykalesu natawiom Sky hesabu ywxeku neri Alena Gn Gn ntarikahdgo ay tdeksu❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 3 หลายเดือนก่อน

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen

  • @tusfugebreyohannes8821
    @tusfugebreyohannes8821 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkkkkkkk Suroy ertirawi maleto dem dekon ykewn kkkkkk 😂😂😂😂

  • @SabuTedi-dl6du
    @SabuTedi-dl6du 3 หลายเดือนก่อน +2

    Tedi jgna

  • @hadishtesfay4088
    @hadishtesfay4088 3 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዝገርመኒ እንታይ ይዘርኡ እንዳ ፋለጥኻ ዝዕደሙ ሰባት ኣሽጋሪ ኾይኑ ዘሎ። እቶም ሕማቃት ክእላታት በሃልቲ ሰብ የባልዕ ኣሎው። ከምዞም ናይ ቴዲ ብርሰ ዘምጾኦም ሙህራት ኣምጽኡክም ኣእርዮዎ በጃክም።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ መጀመርታ ተወዲቡ ምንቅስቓስ ዝጀመረ ቅኑዕ ብርጌድ ንሓመዱ:ደሓረይ ብውዲት ዝመስል ዓይነት ዝተፀምበረ ናይ ዕላማ ንፁርነት ዘይነበሮ መፍረሳይ ማዕበል መንእሰይ ሓይሊ እዩ ሎሚ ብርጌድ ንሓመዱ ንምብትታን ምኽኒያት ዝኸውን ዘሎ ይመስለና::

  • @WendyFG39
    @WendyFG39 3 หลายเดือนก่อน

    Amslluttatt keddemte Illuminati tray eyyom groups kullom nayy gzatte imperialist eyyom.
    Eritran Eritrawnetn ney zellallem ynbber. Amen 🙏
    May God #judge wrongdoers👺according to His #righteous, and #pay them the #wages of their deeds. Amen 🙏.
    May God grant #Eritrea lasting #justice, #freedom, #peace, #love ❤, and #prosperity. Amen 🙏.

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ይብል ብጣዕሚ አምላኽ ይተሐዎሶ

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 3 หลายเดือนก่อน +1

    ታሓዝትና ጌና ብተንኮል ይታዓጻጸፉና ኢዮም ናብ'ቲ ዝደዩዎ ኣንፈት ኢና ንጎይ ዘለና ባዕሉ ይታዓረቐና !!

  • @fessehayehailu5093
    @fessehayehailu5093 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንኹልኹም ዕዙዝ አኽብሮት አለና ኩርዓት ይሰምዓና

  • @serenityshalom7387
    @serenityshalom7387 3 หลายเดือนก่อน +1

    There's no called real Eritrean There's only real Italian Eritrean Ertlyan 😊😊😊

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 หลายเดือนก่อน +1

    ከይንነቅሕ እንድዩ እታ ሓንቲ ዝነበረትና ዩኒቨርስቲ ዓጽዩ ሳዋ ወሲዱ ኣደንቊሩና።

  • @SabuTedi-dl6du
    @SabuTedi-dl6du 3 หลายเดือนก่อน

    Nezi denbe kalsi zeagergiro zelo selten zbhal sbe eu

    • @MengstabMehari
      @MengstabMehari 3 หลายเดือนก่อน

      Denbe kalsn wefri selamm beyenay awasibkayo