ህዝቢ እንዳ ጠመየ መርዓ ኣብ ባንዴራ ጥንቃቐን ምስትውዓልን ህዝቢ ሃሪምና ህዝብና ኣይቅበለናን Dilet Media (Official Video) 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @diletmedia
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነል Dilet Media ብድሓን መጽኣኹም። መሃርቲን ኣዛናጋዕትን ኮሜዲታትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ። ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም። ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
#diletmedia #alenawaltahager #solomedia #eritreancomedy #eritrea #eritv #eritreanmusic#eritreanmove #asmera
donorbox.org/dilet-media
ደቂ ኤረይ ሓላላት share like subscribe ኣይትሕመቑ ንቻነልና ሓጋዝን ጠቓምን ስለ ዝኾነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️❤️❤️❤️🫡
ኣይትጋገ። ጸጽቡቁ ተመነይ ንጸላኣትካ ፈጣሪ ኣይፈትዎን እሶም ሕማቅ እንተገበሩ ፈጣሪ ባኣሉ ኢዩ ናይ ኢድካ ዝህብ
ኩሉ ጊዜ ዲለት ሜዳ ጺብቅ ወዲ ኤረይ አንበሳ ሐውና የቀኒየልና አምላክ ይባርካ 🙏🏽💕🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🌷💕🙏🏽💕🌷💕🙏🏽
መንእሰይ ኤርትራ ጸላኢኻን ፈታዊኻን ላሊኻ
ኣስተውዕል ❤
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
MERHABA WEDI ERI 🇪🇷 👈
ክብረ ንኩቡረ ዋጋ ናጽነት ዝሀቡና ጀጋኑ ኤሪትራ ስዋአትና ዕዋት ንሐፉሽ❤
Sematatena Nizehleme bekiberi Izekeru Nizehleme Eritrea 🇪🇷 niberi❤🎉❤
Thanks ወድ ኤር ጽብቅ አልክ ግስግስ ንግብር ኣልን ጽብቅ አልክ ሽማ ዓ ኽ ኽ ውን ብንድራ ግርክ ብኽር ምጽ ርጽ ክትርፍ ኣልው ጽብቅ አልክ 100% you right ❤️🌹🌹🌹
ዓውት ንሕፍሽ ❤️🌹
Wetru hagerey💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ጽቡቕ ኣለኻ ወዲ ኤረ🇪🇷
ገለኳ ብኽፍኣት ይገብሩዎ ይኾኑ እዮም፡ ገለ ገለ ግን ካብ ዘይምርዳእ ይቕበልዎን የባዝሑዎን ስለ ዝህልዉ፡ ከም ዛ ትገብራ ዘለኻ ምሕባር ኣድላይ ስለ ዝኾነ ቀጽሎ ወዲ ኤረ🇪🇷❤🌿🌹
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Delit hawey ezea nay banderana temale yezarebela nera ab tiktok mokneyato bazeom xelatena zegebar zelo serah eyu banderana yandedewa alewo kebren mogasen nesematatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭🇪🇷🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhabae wedi ereyy jogina 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Dilet m jegna Wedi eri hawey shikor keep it up God bless you
Amen Amen Amen 🙏🏾
Gegahlewo
Nitetekeke
Ane haffetekuwene
Yeizezebadera
Yemake😂😂😂😂😂
Wwwww abiet rasi qexlo wedi erey🎉🎉 ❤❤❤❤
🇪🇷❤️🫡
👍🏽🇪🇷👍🏽!
እዘን ሽምዓታት ይኹን ናይ ባንዴራናውን ኣብ ዝተፈላለይ .. ባቡር ፕሌን... መልክዐ ቀይሮም ኮነ ኢሎም ንዝቕርቡልና ዓገብ ንበሎ::
Shirhinet alowo xubuk alokha
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ab Helmi Zenebru Eyom
ዛ ዋጽዕኦም ትብል ቃልስ ኣበይ ቦታ ኮንትኸውን ዝጥቀሙላ?
ሰላማት ደቂ ኤረይ ቀዲምካኒ ተዛሪብካ እምበር እነ ከማን ርእይ ምስ ኣበልክዎ ከምቲ ናትካ ሃሳብ እዩ መጽዩኒ ስለዚ እታ ባንዴራና ትቃጸል ስለዘላ ብካልእ እንተዝቅይርዎ ይሓይሽ ይብል ክትርእይዎ ከለካ ደስ ይብለካ እዩ ግን ????
🇪🇷❤️🫡
Ya ya banderana kbret alowa.kemzom tegaru aytkunutegaru eta bandera abzeyetewlula yeblomn 😅😅😅wela lachi nay chameom eyom zgebruwa
እዛ ንሪኣ ዘለና ትመክኽ ዘላ ሽምዓ ሕብሪ ባንዴራ ኤርትራ ተለቢጣ ንኽትርእያ እትስሕብ እያ ::በዚ ንስኻ ተረዲእኻዮ ዘለኻ ርድኢት ዘይ ኮንኩ ሽምዓ ናይ ሰማእታት ኤርትራ ማለት እታሽምዓ ኤርትራዊት ሙዃና ንምግላጽ ኮይኑ ይስምዓኒ
👍🏽
እቲ አብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ጽቡቕ ጌሩ ይፈልጠኩም ኢዩ፡ ብሰንኩኹም ገበን ዘይብሎም ብሰንኪ ኤርትራውነቶም ዝቕተሉ ዘለው ኤርትራውያን አብ እስራኤል ዘለው ይሕዋትና ሬስኦም ንኤርትራ ክአትው ከሎ መን ይቐትሎም ከምዘሎ ጽቡቕ ጌሮም ኢዮም ዝፈልጡ አብ ኤርትራ ቦታ የብልኩምን።
AseyAseAseyjgnazaloalemawezekaer.nsmatten
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ selam. D3ki. Eri. Ajona. Ajokum. Hadnetna. Nexne
Welcome brother
Leke alaka
ሐቅኻ ምስትውዓል ከድሊ እዩ።
🥰🥰🥰🥰🥰
ዘርአለማዊ ዝክሪ ንስዎአትና 🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤️🕯️🇪🇷🦁💎❤
ብስዉአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️
YES 💯 YOU ARE RIGHT ABOUT OUR FLAG 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Please stop deki eri 🙏
Yes, yes, it is true. Yes, it is true.🌹🇦🇿🇪🇷❤️🌺🌹🇦🇿🇪🇷🇪🇷🌺🌺🇦🇿🇦🇿
Welcome Brother❤🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kbren mogsen nsmetatn awet Nhafash
❤️❤️🌾🌾🇪🇷🇪🇷9️⃣☪️✝️❤️❤️🍀🍀🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Welcome deqi Rimiyyyyy❤❤❤❤❤❤
ኣነ ዝመስለኒ ኣታሽምዐ መኪከ ብርሀን ባንዴራን ክምዝሀበትና ስዋኣት ካኣ ከምታ ስምዐ ከም ዝመከኩ ክይትከውን ግን ምስትውዐል ጽቡቅ ኣዩ
This Blue Flag is an ERITREAN Historical Flag, and is in the Eritrean Musiem.
ናይ ወዲ ትኩል ሰውራዊት ደርፊ ጋብዞም ኢካ ። ንዓና ዝበልዎ ናብኣቶም ተጠውዩ ዝብል
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏
እወ ሓበነይ ብርግጽ ስእሊ ባንዴራና እናክንርኢ ንድህለል ኣሎን ፍቕራ ስለ ዘሎና : ሕጂ ምስ ሰማዕኩኻ ግን ብርግጽ ባንዴራ ትመክኽ ኣላ:
ሰማእታትና ተምሳል ሽምዓ ብርሃን ወሊዖም ነዛ ብኽብሮም ንሕልዋ ክብርቲ ኤርትራን ባንደራናን ኣረኪቦምና ሓሊፎም: ዘልኣለማዊ ክብሪ ነዓኦም 🇪🇷🙏🏽:
እምበር ባንደራናስ ተንበልብል'ያ ደላ:
ልቦና ኣድኒቐካ: ቀጽሎ ሓበነይ 🇪🇷💖::
🇪🇷❤️🫡
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዲሌት ነብሲ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ኣምበሳ‘የ እዚ ትገብሮ ዘሎኻ መደብ ኣዝዩ ጠቃሚ እዩ ዕድመ ጥዕና ይምነየልካ፣ ንስለ ህዝቢን ንስለ ሃገርን ንስለ ባንዴራን እዮም ወድቆም ጀጋኑና፣ ባንዴራና ልዕል ዓለምና ክትስቀል እምበር ብሽምዓ ክትነድድ ዝወደቀ ጅግና የለን፣ ስለ‘ዚ ሰማእታትና ብጥውዮ ነጸላን ብሽዳን እዮም ዝዝከሪ ባንዴራና ክኣ ኣብላዕል ንሰቅላ፣ ዕምባባ ኻብብና ሽምዓ ክኣ ኣብ ኣብ ማእከል ዕምባባ ይመክኽ፣ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣብ‘ዚ ዓዲ ዝነብረሉ ውን ክምኡ ኢና ንጥቀም፣ ጌጋ ተሎና ክኣ ኣርሙናደቂ ኤረይ ሓላላት፣
Amen Amen Amen 🙏🏾
መርሓባ ሓውና ድሌት ሜድያ እትህቦ እተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ቀጽሎ ብጣሚ ኢና ንከታተለካ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዩ
ኣብዛ ናይ ሽምዓ ብ ስእሊ ናይ ባንዴራና ግን ብፍጹም ጌጋ የብልካን ጌጋ ውን ዩ ዝግበር ደሎ እት ዘውረዳ ውን ጸኒሑ ተዲኣቶስ ኣላ እቶም ሼር ንገብር ግን ብዙሓት ስለ ዝኾና ነስተውዕል ንምንታይ ሸር ንብል ንሕሰብ ኣይንትሃወኽ
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት
ሰማእታትና ኣብ ልብና ዮም
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷❤️🫡
ከሙ ኣይትበል ፈጣሪ ንጸላኣትካ ጽቡቅ ተመነ እዩ ዝብኣል
❤❤🎉🎉🎉❤❤😅
❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
❤🇪🇷❤️🇪🇷
Eritreawian kab kedemena hji bezebeleze kentehakakef zelatena felitena beti beti jebelu bandera zegeberu tegeberu NEHENA NEHENA ERITREAWIAN ERITREAWIAN ENA. Tigaru kefatom fah kebulea zehasebu Amlak fah abelu tigaru be timet be hemam jemoto alow eihzunun eyom gebrom🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ezea bandera meley wen natna eya tarik alewa ezea banderna meley nazea banderana etea keyah ab alem tambalbel zela nea waledatelna meley adea natea keyah eya
መርሔባ እዛባንዴራ ሃርበኛታት ሓዊ የቃጽሉዋ ኣሎዉ ጌጋ እያ ሸር ኣይንበላ ሓደራ ሓደራ❤❤❤🎉🎉🎉
🇪🇷✨🐫
🇪🇷❤️🫡
Antsar hzbkan hagerkan tarikkan bmnm teamr fthi kkewn aykeln eyu ,antum sebat ,etom nfthi zdelyu universty gedifom tsbuk nabra gedifom berger gedifom ab kurkah sahl,eyom keydom adi enda meretska ab merab sefirkas delay fthi, ezia mara eya tgermeni,
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dlet hawey und
❤❤❤❤❤
ሂዎት ብጅንግልብ : ብኸንቱ ::
ስማኣታትና ወትሩ ይዘክሩ