"መስቀል ኢትዮጵያዊ ቀሺ ኣይሳለምን" መም. ሙሉወርቅ ኪዳነማሪያም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 263

  • @zeraygebremariam1735
    @zeraygebremariam1735 ปีที่แล้ว

    እዚ መድረኽ ነፃነት ቀፅልሉ ፈጣሪ ካብ ማሕንቆ ባርነት እውን ንኽንገላገል ሓይሊ ይሃበና ኣምላኽ
    ኩቡር ኣቦና መ/ር ሙሉ እውን ነዊሕ ዕድመ ንምነየልኩም 🙏🙏

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 ปีที่แล้ว +1

    አብ አኽስሱም እዬ ዓብየ እምበር አይተወለድኩን ማለትእዩ /እቲ መእተዊ ዘረብኡ። አባት ነብሱ ድማ አቡነ ዮሃንስ (ውላድ ኤርትራ) ዓርኪ አቦኡ ቀኛዝማች ኪዳነማርያም ምንባሮም ኹለይ አህተውተዉ። ካብዙይ ናብ ጸረ ናይ ኢትዮጵያ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሃይማኖት አምነት ክተህተፍትፍ አቲዩ። ንሱ ብናይ ህወሓት ስታሊናዊ ዓብላሊ ስርዓት ድጋፍ ረኺቡን አጆኻ ተባሂሉን ነቲ ጽኑዕን ድምቑን ኦርቶዶክሳዊ ሃማኖትና ኣብዘይ ፍልጠቱን ክእለቱን ክራኽስ ዘሚቱ እንሄ ግዜ አሚቺውለይ ኢሉ። ግዜ ድማ ሓላፊ እዩ። ኩነታት ኩለይ ተለዋዋጣይ እዩ። ይራአይ አሎ። ጻሓይ አብ ትግራይና ተንጸባርቐሉ ኢዋን ኩልይ ይመጸ አሎ። ናይ ሙሉወርቅ ሲኦላዊን አርይሳዊን ጉድን መንነትን ድማ አብ አደባባይ ክቃላዕ እዩ። ዓድጊ ንናይ ሎሚ ናብራአ እምበር ንናይጽባሕ ባህጋ አይኮነን ይባሃል።
    ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እምነታን ስርዓታን ኩሉ ኢትዮጵያዊ ህዝበ ክርስቲያን ሓደ አምላኽ፥ ሓንቲ እምነት፥ ሓንቲ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን፥ ሓደ ሲኖዶስ ኢሉ ባህላን ልምዳን መሰረታን ከይለቐቐ ንልዕሊ 1, 600 ዓመታት መስዋእቲ እንዳኸፈለ ሓብሒቡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ አታሓላሊፍዋ እዩ። ንአብነት ሰማእቱ አቡነ ጴትሮስ ብፋሺስት ጥልያን ሃይማኖትና አይትልወጥን ኢሎም ብኽብሪ ተስዊኦም ጸዲቖም እዮም። ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ይትረፍ ዶ ብሓደሓደ ግዕዙይ አፍን ኢድን ክትናወጽ፥ ብባዓል ይሁዳዊት ዮዲት ጉዲት፥ ግራኝ መሓመድ፥ ናይ አውሮፓ ዓብላሊ ክርስትና ሰበኽቲ ወዘተ ብሓዊ ተፈቲና ስዒራ ሓሊፋ ሎሚ ንናይ ዓለም ክርስትና ተምሳሌት Symbol, Missing Link or Foot Print ኮይና ትርከብ።
    ሙሉ ወርቅ አብዘይ ፍልጠቱ ፈላጥ፥ አብዘይ ደረጂኡ ሙሁር/ሊሂቅ፥ አብዘይ ዝተመራመሮ ተመራማሪ፥ አብዘይ ክእለቱ ጻሓፊ፥ አብዘይነበሮ ነበርኩ ዝብል እዩ። ሕማቕ ጊዜን ኩነታትን ተጠቒሙ ድማ ንኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያንን መጽሓፍ ቅዱሳታን ብፍላይ ድማ ነቲ ወርቅዊ ወዳ ቅዱስ ያሬድ ዓለም ፍሉይ ፍልጠቱን ከለቱን አሚንሉ ብወርቂ ቀለም ዝጻሓፈሉን ዝናአዶን በቲ ሕማቕ አፉን አተሓሳስቡን ከናሺው አትዩ። ናይ ቅዱስ ያሬድ ዜማን ኖታን ብምድናቅ ምሁራትን ጻሓፍቲን ዓለም An African Mozart ይብልዎ። እዙይ ደካማ ግና አመንጎ መናሰይ ተወሺጡ ጠያቒን ዘጋልጸኒን የብለይን ኢሉ አእምሮ ወለዶ ከበላሺው ይጽዕር አሎ። አይኾነሉን እምበር። ጽባሕ ኩሉ ምስፈለጡ ምስተበረሃሎም መናእሰይ ትግራይና ክግልበጥዎ ምኹዋኖም አይርደኦን ዘሎ። አቲ ኹሉ ዝዛረቦን ዝጽሕፎን ሃለውለው ማለት Mumbo Jumbo ናይ ፊውዳል ስርዓት ተረፍ ስለዝኾነ፥ ብናይ ድኻ ራሃጽ ዘነበሮ መነባብሮ ስለዝፈርሶ ዝበልዓሉ ሌማት ይቐድድ አሎ። ምስ መሰልቱ ጸረማርያማትን ባንዳ ደቂ ባንዳ ኮይኑ ክብርቲ ቤተ ክርስቲያናን ቅዱሳትናን እንዳተዳፈረ ይርከብ። እቲ ድኹምን ከሓዲን አተሓሳስቡን ግብሩን ንኸቡራት ቤተ ሰቡን ንዝቐርብዎን መሕፈሪ እዩ።
    መስቀል ኢትዮጵያዊ አይሳለምን ዝበሎ አፍቶም ተአኪቦም ዝነበሩ መናአሰይ አእምሮ ጽልአት ኢትዮጵያ መርዚ ንምንሳናስ ኢሉ እዩ። እዙይ ድማ አይኾነሉን። ቢኢትዮጵያዊነቶም ዝኾርዑን ዝርብሑን ምኽዋኖም አጸቢቖም ስለዝፈልጡ። ነዚ ከሓዲ ክብረቢስ በቲ ዝነበረ ፊውዳል ስርዕእት ኢትዮጵያ አብሊዓ አስትያ አብጺሓቶ እያ። እቶም መስቀሎም ሎሚ አይሳለመሎን ዝብሎም ዘሎ ትማሊ ናይቲ ስርዓት መባልዕቱን መሳቲቱን ሸወምቱን ቀብእቱ ዘነበሩ እዮም። ንዘይፈልጠካ በሎ ክባሃል አለዎ ነዚ መዋረዲ ዘይሙሁር ምሁር። አብ አዲስ አበባ ብመታዓቢቱን መሰልቱን መናፍቃን ከሓድቲ ቤተ ክርስቲያና ምስ ባዓል ኤፍሬም ዝተሰበኻን ዝተጠወይን ዝነበረ ምኹዋኑ ክዛረባ አይደለየን። ኣብ ኩሉ ሃይማኖት ከምተልከሰከስ ተዛሪቡ። ሃማኖትካ እንታይ እዩ ኢሉ ዘሓተኒ አይፎቱን ኢሉ። እንዳዋቐዐ ክነብርን ከጋግይን ምእንታን እዩ ከም አብዙይ አኼብ እዙ።
    ዝገርም ጉዱ ድማ አብዘይ ደርጂኡ አብ ኢትዮጵይን አብ ዓለምን ፍሉጥን ንኡድን ናይ ምዚቃ ምሁርን ሊቅን ዝኾነ ንኢትዮጵያዊ ሙላቱ አስታጥቄ ብዘይግባእ ሽሙ ከጽልም ምጽዓኣርካ እዩ። ብጣዕሚ ዘወረደን ዝበሽቀጠን ከምዝኾንካ ዘርድእ እዩ እዚ ሕማቕ ተግባሩ። ሙላቱ ናብ አኽሱም መጺኡ ቅድስ ያሬድ ዝዓበያላ ቦት ኣርእዩኒ ኢሉ Honest Curiosity ስለዝግለጸን ስለዝሓተተን ብደንቆሮ አፉ ከናሺዎን ክስሕቕን ፈቲኑ። ደቂ አኽሱም እዙይ አይገብሩን። ከምዝፍለጥ ንጋሻ አኽበርቲን ተቐበልቲን እዮም። ሙሉወርቅ ግና ሩባ ሰገር ሰለዝኾንካ ብመሰረቱ፥ እምነትን ባህሊን ናይ አኽሱም ከጽልም አቲዩ። ኩሉ አይኾነልኩምን ብውርደትኩምን ውድቐትኩምን ብጽቡቕ መንገዲ ክዛዘም እዩ ጉዳያት ተጋሩ።
    እንቱም ነዚ ፕሮግራም ክካየድ ዝገበርኩም መናእሰይ ደው ኢልኩም ክልተሻዕ ሕሰቡ። ቅድሚ መዕነዊ ህዝብና ዝኾነ ኹይናት ምውልዑ ባዓል ሙሉወርቅን ገብረኪዳንን (ቀደም ፈቖዶ ጎጃምን ጎንደርን ናይ ቆሎ ተማሃራይ ኮይኑ ብአብሾ ርእሱ ዝተናውጸ) ድኩማን ናይ “ታሪኽ ሙራት” ኮይኖም ቀሪቦም ንመንእሰይ ትግራይ ብናይ ሕሶት ትርክት አምሓራይ ጸላኢኾኣን ሓራዲኻን እዩ እንደበሉ ንመጥፊኢኡ ምችው ኩነታት የመዓራርዩ ነይሮም ብዝዋሃቦም ውድባዊ መምርሒ። ሕዚ ድማ ናቱ መቐጸልታ ዝኾነ አብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያንን እምንታን ወርቂ ዝኾኑ ጻድቃን ደቃን፥ በተወሳኺ ኹለይ ኣብልዕሊ ዓለም ዝናአዶን ዝወደሶን ናይ ኢትዮጵያ ታሪኽ ጸሊምን መርዛምን ወፍሪ ጀሚሮም አለው ደቂ ተርፍመረፍ ፊውዳል ስርዓት ባዕል ሙሉወርቅ ኪ/ማን ብስራት አማረን አብ አሜሪካ ዝቕመጥ ናይ ትማሊ ናይ ህወሓት ሓላፊ ባዶ ሽዱሽተ ዘነበረ ብዙሓት ሓቀኛ ተጋደልቲ ዘጥፈአ።
    ስለዙይ ናጽነት ክትብሉ እንተለኹም አንታይ ዓይነት ናጽነት፥ ንምንታይ ዕላማ፥ ወጽኢቱስ እንታይ ክኸውን አለዎ ወዘተ ኢልኩም መሚኹም ክተጽንዕዎን ከተስምሩልሉን አለኩም። አብ ውሽጢ ተጋሩ ተሸኺሎም ብዘለዉ መጸወቲን መሰላልን ሸቃሎ ናይ ሻዕቢያን ናፈቕቲ ኤርትራን ከይትኾኑ ተጠንቀቑ። ጸኒዕኹም ናጻ ናይ ህሊና፥ ዲሞክራሲ፥ ፍትሒ፥ ማዕረነት፥ ምርምር፥ ስነ ጽሑፍ ወዘተ ኣካይድኩም ክትማሃሩን ክተምህሩን እንተኾይንኩም ታሪኽ ክትሰርሑ ኢኹም። እንተዘይኮይኑ ግና መጸወቲን መበለጺ ጉሒላታት ክትኾኑ ኢኹም። አጸቢኹም አውጺእኹም አውሪድኩም ሕሰብሉ። ባዕል ሙሉወርቅን መሰልቱን ሕቡእ አጀንዳ አንሄዎም። ድሕሪ ውድቀት ናይ ፊውዳል ስርዓት ብጉልባብ ህወሓት ብኒ “ራእሲ” ስብሓት ነጋ ሓገዝ ተበሊጾም እዮም። አብዚ ኢዋን ዝዓበደ ኸልቢ ኾይኖም ይርከቡ እቲ ዝረኽብዋ ዝነበረ በልጽ ከይተርፎም። ነዙይ እዩ ዓለም ስለዝፈረሶም፥ ንቤተ ክርስቲያናን፥ ቅዱሳትናን፥ መጽሓፍ ቁዱስናን፥ በተውሳኺ ድማ ዓለም ኩሉ አድኒቑን ተቐቢሉን ብወርቂ ማህደር ዘቀመጦ ታሪኽ ኢትዮጵያ-ታሪኽ አኽሱምን ከጸልሙ ተላዒሎም ዝንሄዉ። ንየኹም በልዎም። ናይ ናጻ መንገድኹም ተኸተሉ። ዘዋጸአኩም ንሱ እዩ!!

  • @هويدا-ذ6ن
    @هويدا-ذ6ن ปีที่แล้ว +8

    በርትዑ ደስ ዝበለ መድረክ ኩሎም ምሁራንና ናታትኩም አሰረ ተከትሎም ንክሰርሑ ንህቢና ከግልጉሉ ንከላኣይ ግዜ እዚ ሓሰረ መከራ አብ ህዝቢና ዝወረደ ንከይድገም ሞትና ሞት ናፅነት ይገበሮ

  • @Hiyawantube
    @Hiyawantube ปีที่แล้ว +8

    ግሩም ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይ ብስጋን ብነፍስን ሓራ ዘውፅኡ ሓሳባት እዮም። መምህር ሙሉወርቅ ኽብረት ይሃበልና። ዕድመኦም የንወሐልና።

  • @gotes687
    @gotes687 ปีที่แล้ว +17

    ዝገርም ሓሳብ, እመኑኒ እዚ ዝሓለፍናዮ መከራ በረከት ሒዙልና ይመፅእሎ, ቀፅሉሉ. ኣብ አሜሪካን ኣውሮፓን ብተሎ ኣባፅሑልና....

  • @meseretamare307
    @meseretamare307 ปีที่แล้ว

    Thank Dr Muluwerk for your great analysis
    ውሕብቶ ፀጋታት ሊቃውንቲ አብሮሆት ካብ ዝኾነት ሐንቲ ጥንታዊት ገዳም አሲራ መቲራ በቲ ርሒፅካ ተመራሚርካ ተባላሂትካ ሰሪሕኻ ንበር ዝብል አርሰ ምርኮሳ ውሕስነት መግቢ ዝኾነ ምህዞታት አቦታትና ደቂቀ እሰጢፋኖስ አብ መላእ ትግራይ ብመነግስትን ዩንቨርስቶታትን ትግራይ ብኹሎም ዝምልከቶም አብያተ እዮ መንሰግቲ አብያተ እምነትን መላእ ሕበረተሰብና ዘሳተፈ ናይ ከተማን ገጠርን ዝተዋደደ ብፖሊሲ ዝተደገፈ ሕርሻ ከጅመር አለዎ
    እዞም መርአያ ዝኾኑ ሊቃውንቲ አቦታትና ከም አብነት ተወሰዲዶም አብ ማአኸላት ሕርሻ ምርምር ትግራይ አብ ባዮቴክኖለጅ ትግራይ ክትግበር አለዎ እቶም ሙሁራት ኢና ዝብሉ መሳርሒ ሽርሕታት ዝኾኑ አባላት ጉጅለ ጥፍአት ማሕበረቅዱሳን ተጋሩ አብክንዲ ከምዚ ዝአመሰለ ምህዞታትን ምርምራት ገይሮም ንሕዝቦም ዝጠብሙ ብሸም ሃይማኖት ድሕረትን ድንቁርናን ሸዋ ከሰብኩ ንአዘብ አለና ናብ ነብሶም ተመሊሶም ካብዞም ብሩሐት አእሞሮ ዝኾኑ አቦታትና አሰር ጥበበኛታት ደቂቀ እሰጢፋኖስ ዝተስእቡ ዘለው አመራርሐ ገዳም አሲራ መቲራ ከመሐሩን ከኸተሉን ንሕዝቦም ዝጠቅም ምርምርን ምህዞን ንኸገብሩ ድማ ደጊምና ነተሐሳስቦም ትግራይና ብምህዞ ብጥበብ ብብልሐትን ብመስራሐን እያ ውሕስቲ እትኸውን ።ትግራይ ትለብም
    th-cam.com/video/ZabhRn_2vzA/w-d-xo.html

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 ปีที่แล้ว +5

    ዋውውውው፡ ጽቡቕ ተበግሶ ቶም ኣቦታት ቐሻውሽቲ ድማ ምስ ጊዝየ ክኸዱ ድልዋት ምዃኖም ፡ትግራይ ሕጂ ዓቢ ብርሃን ረኺባ እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን!

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 ปีที่แล้ว +6

    መምህር ሙሉወርቅ በርትዕ ዕድመ ጥዕና ይብዛሕካ

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 ปีที่แล้ว

      ሙሉ ወርቅ እንድዩ ኣብርሱዋ ን ትግራይ ዘየለ ጉራን ፈኸራን ፈኪሩ ንባ ዕሉ ተሪፉ ኣሸሓት ቆልዑ ጠፈኦም.. ኣየ ዘመን

  • @taddessegebre3836
    @taddessegebre3836 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ናብ ፀሎት ተመሊሱ እግዚአብሔር ገጹ ክመልስ ኢዩ::
    ሕዝቢ ትግራይ ኤርትራ አምሐራ ብሐደ ልቢ ተፀሊና እዞም ሰይጣውንቲ አፍራስ ዲያብሎስ ከም ትኻን ደም ሕዝቢ ክርስትያን ደቂ ሕዝቢ አፍሲሶም አብ ሥልጣን ቸቸ ዝበለና አራጊፍና ትግራይ ትግርኝ ምሰ በሃይማኖት ዝመስሉና አምሐራ አፋር ብሓድነት ጠጠው ብምባል ህዝብና ነፃ ክትወጽእ ምድግጋፍን ዕርቅን የድልየና አሎ ጊዜ ይሐተና አሎ::
    ሃይማኖት ፋሪሃ ፈጣሪ ኢዪ ወያናይ ፊውዳል እና ኮነ ነ
    ፈጣሪ ዘይፈርህ ደም ደቂ ድኻ ከም ካርታ ዝጻወቱ ርኢና አነ ወዲ 76 ዓመት ሰብ ኢየ ልኡል መንገዲ መሃንድስ ኮይኖም መገዲ ክሰርሑ ብኲሐ ዝነበረ መገዲ ማይ መኸደን አውቶቢስ አሥመራ መቐለ ክሐልፋ ዓድዋ መገዲ ቅያሰ አይንደልን ኢሉ አንጻር ጥቕሙ ክቃለስ ሽረ አኽሱም መቐለ ቅያስ ከተማታት ክፈቕዱ መ ም ቀለመ ወርቅ ዕድመ ተቐራረብቲ ኢና ትግራይ ኤርትራ አምሐራ ክብርና ተዋሪዲ እንበር ዝረኸብናዮ ረብሐ የለን ብጀካ ደም መንእሰይ ምፍሳስ::
    ትግራይ ጨካናት ተወልደ ነይሮም ሰብ ግን ደም ምፍሳስ አይነበረን ብሕጊ ይጥየቑ ነይሮም አርትራ ፊውዳል አይነበረን ትገራይ ተኸፊኢካ ትሰደድ ንኤርትራ ኢትዮጵያን ኬድካ ሃብታም ትኾነሉ ዘመን ኔሩ::

  • @zinawtessema5323
    @zinawtessema5323 ปีที่แล้ว +4

    "መስቀል ኢትዮጵያዊ ቀሺ ኣይሳለምን" ኣይ መምህር ሙሉወርቅ ኪ/ማርያ ሀዚ'ኳ ኣቅሊ ግበሩ በጃኹም፡፡ ናይ ስምኢት በላሒነት ልብሃል ክዕለት ኣብ ኣእሙሮ ልሒቃን ተጋሩ ኣይተፈጠረለኹም፡፡ ሎሚ ከምዚ ኢልኩም ትዛረቡዎ ዘረባ ጽባሕ እንታይ ሒዛ ከምእትመጽእ ዘይምፍላጥ ፀገም እንየኹም፡፡ በጃኹም ሀዚ'እውን ህሰቡ፤ ብዛዕባ ሰላም ተዛረቡ፤ሰላም ይሕሸና፡፡

  • @hadasmisgina3627
    @hadasmisgina3627 ปีที่แล้ว

    ምስ ሃገርኩ ኢትዮጵያ ብሓባር ሰላም የውርደልኩም እግዝኣብሄር ኣይጥበርንዩ ቅንዑ ቅንዕና ጥቓምዩ ንዓኻ መንእሰይ ድማ ዕድመ ይሃብካ

  • @hailemariammuruts4133
    @hailemariammuruts4133 ปีที่แล้ว +2

    መስቀል ክርስቶስ እምበር መስቀል ኢትዮጵያዊ ልበሃል የለን።
    መስቀል ክርስቶስ ከዓ ሎምን ፅባሕን ንዘለኣለም ንሳለሞ ኣብ ኢድ ማንም ይሃሊ።
    ወርቂ ኣብ ክሳድና ፅሩይ ኣብ ክሳድ ካልኦት ጉሓፍ ተለይንብል ይሓይሽ።

    • @lovemama7634
      @lovemama7634 ปีที่แล้ว

      አሞ ኪዱ ስገድሎም ኢ/ያ ብመስቀላ ንደቂቀ አስቲፋኖስ ዝቀበረት አያ። መስቀል ኣብ ገዛና ኣለና
      ንአየሱስ ክርስቶስ ወኪል ኣየድልዬን ፅሉላት ኮይና ብቃንቃ ሽዋን ባንደራ ጎንደርን ዝደምቅ መሲሉና ጠፊአና ,መፅሓፍ ቁድስ ዝብሎ ዘይኮነ መዐህድ ሎም ዝደለይዎ ትክተል ምድረ ኣይሁድ ኢለያ ኣለኩ ከሓዲት ኢ/ያ። ኣክሱምና ይባርከልና ብዘይ ወኪል ንበፅሖ ፈጣሪ አዩ ዘለና ኣይንጭነቅን😏

  • @kidaneweldegebriel
    @kidaneweldegebriel ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መድረኽ እዩ።
    ኣንቱም ዘይረኣኹምዎን ዘይሰማዕኹምዎን እትዛረቡ።
    መደናገርቲ ምእንቲ ባዕልኹም ኣደብ ግበሩ።
    ንሕና ግና ብናታትኩም ምድንጋር ኣይንታለልን።

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ወርቅ i agree with you!👌ተጋሩ ዝሃሰየናን ስኩፋት ክንከውን ዝፈረዱና ቀዳሞት መሳፍንቲ ንኽብሮም ክብሉ ሃይማኖት ተጎልቢቦም ፍጹም ድሕረት እዮም ኣጽኒሖምልና!።እምቀር ተጋሩ we have coolNeature giftእዋእ ካልእ ይትረፍ ኣብ ገጠር ዝነብር ህዝብና 😏ፓንት ምግባር ከም ሓጥያት እትቖጽር ኣዶ፣ሓፍቲ ዶ የብልናን እዩ?ናይ ጻዲቓት ስም ተደሪኾም ዶ ኣይኮኑን ካብ ማዓት ስራሓት ዝፋትሑ?ክሳራ ናብራ እንተጋጥሞም ፈጣሪኦም ከማርሩ እዮም ዝስምዑ ብሰንኪ ዘይምሕራሶም፣ምጽሃዮም፣ምዕጻዶም👌እዋእ
    እመኑኒ ንሓንቲ ናይ ገጠር ልዕሊ30/40ዓመታ ብታንቲ ሂብካያ ወይ ስሙ ጠቒስካ ከም ኖውራም ሓጥያተኛ እያ ትገብረካ!!ብዝኾነ ክቡር መምህር ሙሉወርቅ እንኳዕ መሰረት Remove bad culural thingsክንገብር ጀመርካልና።👍❤

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ፈጣሪይ ይሓግዝ።

  • @Santue
    @Santue ปีที่แล้ว +5

    I think people speak what is in thier mind. Our religion is not compromised by such speech. Our brothers and sisters, Saint Yared got the miracle of holy spirit. Our spiritual concept is different from what he said. For God everything is possible. Our orthodox church don't teach that you will get things done with out any work done. You know he is preaching his own phylosophy

  • @biniamandegiorgis9803
    @biniamandegiorgis9803 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ቐጽሉሉ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +4

    🙏🙏🙏💛💛💛❤️❤️❤️💪💪💪💪💊💊💊ሀገርና ትግራይ ሙሉእ ሰላማ የርአየና❤️🕊💛🕊❤️

  • @goly9965
    @goly9965 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉወርቂ ጥዑም ልሳን ፋቒዕናካ ነኔርና እንኳዕ ዳሕና መፃኻ::

  • @sematsibha476
    @sematsibha476 ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን አምላክ ከምዚ ዝበለ ተስፋን ሐሰብትን አለዉና እዮም እባ።

  • @genetpooki
    @genetpooki ปีที่แล้ว +1

    Very interesting Thank memeher moluwerk✊🏾✊🏾

  • @wowo9142
    @wowo9142 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ንድሕሪት ዝተረፈት፡ ብዂናት እዩ war eats youth and resources.

  • @aebrahamfsahaye6736
    @aebrahamfsahaye6736 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝገርመኒ ካብዚ ትምህርትኻ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይጥቀም

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 ปีที่แล้ว +3

    Thank you it’s a good massage ❤

  • @goly9965
    @goly9965 ปีที่แล้ว +6

    አሜን ሞትና ሞት ነፃነት ይግበሮ :: ትግራይ ስዒራ !!!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 ปีที่แล้ว +3

    ዋ እግዚአብሔር ሰማይ ምድሪ ዝፈጠረ ዝነበረ ዘሎ ዝነብር እዩ ።

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 ปีที่แล้ว +3

    አየሙሉወርቅ አብ ሃይማኖታዊ በዓል ተዓዲምኻስ አሎዶ የለን ይይይ

  • @haftaytadese8375
    @haftaytadese8375 ปีที่แล้ว +2

    ፅብቅ ጅማሮ

  • @elinabrihan830
    @elinabrihan830 ปีที่แล้ว +1

    የቕኔልና መምህረይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dagetlakew5145
    @dagetlakew5145 ปีที่แล้ว +1

    እምነትን ፍልስፍናን ዝተዋቅዖም ጋሻ ገይርካ ምቕራብ መሰረታዊ ናይ ቤተክህነት ጸገም ኢዩ። ዓለምን ፍጥረታትን ከመይ ከምዝተፈጠሩ ከይፈለጡ ኣብ ናይ እግዚአብሔር መለኮታዊ ስራሕ ምእታው ትክክል ኣይኮነን። ቅዱሳት ምስ ሰበይቲ ወይ ሰብኣይ ሓዳር ዘይምግባር ንኣንስቲ ምጽራፍ ማለት ኣይኮነን። ንስጋዊ ፍትወት ወይ ድሌት ባዕልኻ ንእግዚኣብሄር ኢልካ ምግዛእ ዝግበር ተግባር ኢዩ። ብዝኾነ ኣብ ናይ ኣምላክ መለኮታዊ ስራሕ ጣልቃ ምእታው ፍጹም ክውገዝ ኣለዎ። እምነትን ዓለማዊ ፍልስፍና ርክብ የብሎምን።

  • @jklmnk9596
    @jklmnk9596 ปีที่แล้ว +1

    Weyzero Muluwork dagem tensabachew...ere kurban yegbu
    .Meskel meskel new..
    Yezhe yeza yemibal meskel men amtaw..yasafral!!!

  • @tadeseteklebrhan
    @tadeseteklebrhan ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ተበግሶ ኢዩ ፡ ንህዝብና ካብ ምርዓድ ተገላጊሉ ብዛዕባ ሃማነቱ ባህሉ ቃንቅኡ ኣዐርዩ ፍልጠት ክውንን ከምዘለዎ ዘበራብር ተበግሶ ኢዩ ፡ ብዝኾነ ሊቕ መምህር ሙሉእወርቅ ኣብ ኣእሙረይ ዝመላለስ መሰረታዊ ነገር ኣልዕሎም መብርሂ ብምሃቦም ክምስገኑ ይግባእ ።

  • @ERENA-v6r
    @ERENA-v6r ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ከ ይዕበ ዲዩ ኣቦይ ፍቓዱ ባዕሎም ይነኣዱ ኣየ ምሁር ዓጋመ ሰሚዕናካ ጎሓፍ

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 ปีที่แล้ว

    ኣብ ትግራይ ብሚዲያ ንሕዝቢ ክማሓላለፍ ካብ ዝሪኦም ዝኾነ ዝኣይነቱ ምሁሮ በልዎ ምይይጥ ከምዚኣ ዝበለት ቁምነገር ዘለዎ ነገር ርኤ ኣይፈልጥን::
    ሕዚ ተስፋ ጌረ ከምዚይ ተጌርና ትግራይ ካብ ዘለትሉ ማእሰርቲ ናጻ ክትወጽእ እያ 👌
    በርትዑ 👍👍👍👍👍

  • @ahferomteshay6014
    @ahferomteshay6014 ปีที่แล้ว +6

    ሙሉ ወርቀ ናይ ትግራይ ሙሁር ወይ ድማ መምህር ሙሉ ብህልቂት ወይ ብኩናት ትግራይ ታሐታቲ ተዚኮውን ጹቡቅ ነሩ።

  • @ዘማሪትሙሉወርቅአብሽሮ
    @ዘማሪትሙሉወርቅአብሽሮ 7 หลายเดือนก่อน

    አሜንንንንንንንንንንንን❤❤❤❤❤

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 ปีที่แล้ว

    Selam kiburat deki meninet geganu Tigraway Tigray enkuay nab beal timket absajakum.
    Hizbitat Tigray egzabiher mssakatkum yikun. Gigna geganu wedi meninet Memhir Mulu werkibirhan, zerakumna. Haye hizbitat Tigray menfesawui zeleom Memhir Tigray allewuna. Egzabiher miss hizbitat Tigray yikun.
    Abzihasere gizye hagere Tigray debeck. Mariyam sion miss hizbitat Tigray tikun.

  • @genetpooki
    @genetpooki ปีที่แล้ว +3

    I would love to be part of this organization👍🏽👍🏽👍🏽

  • @kirosyohans5248
    @kirosyohans5248 ปีที่แล้ว +2

    መምሕር ሙሉ ቀሊል ሰብ ኢኻ

  • @fishoimrara
    @fishoimrara ปีที่แล้ว +3

    እቶም ካህናት ዘይውግዝዎ! ነዛ እምነት ተዋህዶ:ዘይኣማኒ! ኣካሻማሻምሽ ኣቢልዋ::

  • @mahletfiseha2696
    @mahletfiseha2696 ปีที่แล้ว

    Keep up the good job 👏 👏👏

  • @destalemgebre7157
    @destalemgebre7157 ปีที่แล้ว

    Tsemam memhir

  • @hingidkorats3556
    @hingidkorats3556 ปีที่แล้ว

    ሃምልዚኦም ልበሉ ደናቑር እዮም ዓድና ካብ ዓድ ፍቕሪ ላብ ዓድ ሲኦል ልቐየርዎ። ጸበብቲ። ኣብ እንደርታ ላተቓመጡ ናእንደርታ ላዛ ልተናገረ ለክፎኦም ውኖ ልሳኣኑ ትውልዲ።

  • @hannahkassa6319
    @hannahkassa6319 ปีที่แล้ว

    For a culture that has been accepting everything about religion without questioning, this is a great beginning. If we have been taught to read the Holy Bible from our young age, worshipped God, & prayed as a family, we probably would not be where we are today. As it's written in the Holy book, a child trained up by the word of God from young age would live by it as an adult. The Bible also teaches us to use God's Holy Word to evaluate everything we hear or we are being taught especially about the things of God.
    I suppose it isn't easy for most of us to have someone challenge what we held as our belief system for so long. But instead of disliking or rejecting this type of discussion, I would encourage & even challenge each of us to start reading our Bible and see if there is any truth in what was being said. Let the Word of God guide our Christian faith. The Lord Jesus has promised each & every believer to be taught by the Holy Spirit. To all who believe in Son of God, He gave us the privilege of being called God's children. That means all who believe have access to the same Spirit of God to be taught & instructed in the way we should go & live our lives.
    Thank you for such lively discussion that could be an eye opener for those willing to learn & grow into new height of their Christian faith they never thought possible! God only knows how to make every pain we have gone through and continue to go through for our own good (Romans 8:28), let's allow him ahwatey'n ahatey! God bless Tigray & all it's people far and near!!!

  • @mebrakrostom6315
    @mebrakrostom6315 ปีที่แล้ว +2

    Always, you need to tell the truth Tigray need to explain with lies 💸

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 ปีที่แล้ว +1

    ".....ፍልጠታዊ ቃልሲ!" ግሩም ተበግሶን ጅማሮን።

  • @MM-di5vm
    @MM-di5vm ปีที่แล้ว +1

    ፍርቁ ብአማሕርኛ እንዳተዛረብ ከመይ ክርድአና

  • @رنرترترزرزرز
    @رنرترترزرزرز ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ዓይነት ብቃል ኣምላክ እድሕር ምምዓድ ጀሚርና ክንጥዒ ኢና።

  • @sisaygetachew2069
    @sisaygetachew2069 ปีที่แล้ว

    መምህር በጣዓሚ ዝገርመን ነገር ትሃልዉ እታ ቀድሚ መወዳአታ ኩይናት ሽሬ ዝበልካያ ነገር እያ :: ከመይ : በምእንታይውን ካብ ሽሬ እስካዓብ አክሱም ከምዝምጽዑ አይንፈልጥን ? ብቃሬዛ ድዩ? : በ እግርዎም ዲዩ ብዓሎም ይፈልጡ ዝበልካ ነገር አብይ በtseiት ሃ?:: ሕጅዕውን

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว +1

    ኣቢያተ ክርስያን ትግራይ ንዳኒል ክብርት ዶ ይምሰላ ውይስ ንመምህር ገብረኪዳን

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 ปีที่แล้ว +4

    Beautiful message. Thank you.

  • @michaelabraha7559
    @michaelabraha7559 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Embaynesh
    @Embaynesh ปีที่แล้ว

    አነ ብስሩ የተወሐጠለይን ።ማለት ክርስቶስ አምላክነ እዩ ነጻ ዘውጸአና እምበይ ታይ ማለት እዩ መድረክ ነጻነት ናበልካ ኣብ ሃይማኖት። ነጻነት ኣብ ሃይማኖት ብቃል ወንጌል ተመሪሕካ ምካድ እዩ ነጻነት እምበይ ናይ ልቢ ወለድ ዘረባ ናተዛረብካ ። ጥቅሲ ጠቂስካ ምዝርጋሕን ነጻነት አይብሎን ኣነ።

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 ปีที่แล้ว +2

    ትኽክል ናይአምሐራይ ቀሺ መስቀል ዘሐዞ አይንሳለን :: ከትግራይ ቃሶች ከመፀለይ ከስይጣን ጋራ አብሮ መቀደስ ይሻላል ዝብሉ ሐስውቲ ናይ አማሐራ ቀሻውሸቲ ጻጻሳት ሃገር ንኽትጠፍእ ናብ እልቅት ቦሪኾም ዝሰዱ devil 👿 ኢዩም::

  • @imperialsaleh265
    @imperialsaleh265 ปีที่แล้ว +1

    Tegaru Zerba Tirah koynkum terifkum Natkum hager kitwesunu Aykalkumin !

  • @taddessegebre3836
    @taddessegebre3836 ปีที่แล้ว

    ቀለመ ወርቂ ዝብል ሙሉ ወርቂ ተባሂሉ ይታረም ምሰ ይቕሬታ

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube ปีที่แล้ว +1

    ካብ 33:00 ደቂቃ ንዳሓር ዘሎስ ከመይ ዝበለ እዩ ሕውስውስ ዝበለ ዶ ብዛዕባ ቅዱስ ያሬድ ከምኡ እውን ምስ እግዚአብሔር ካህልነት ዶ ተፃሬሪ አይኮነን

  • @ማዓርፅጌናይ
    @ማዓርፅጌናይ ปีที่แล้ว

    Thank you መምህር ሙሉእወርቂ

  • @destalemgebre7157
    @destalemgebre7157 ปีที่แล้ว

    Gegegeeeee

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 ปีที่แล้ว +5

    Weyzero kelemewerk ayyyy felasfa

  • @taddessegebre3836
    @taddessegebre3836 ปีที่แล้ว

    ልኡል መንገሻ ተባሂሉ ይነበ ብ

  • @BigT910
    @BigT910 ปีที่แล้ว +5

    Great discussion!

  • @michealtesfay9340
    @michealtesfay9340 ปีที่แล้ว

    Zi Esepa neber zeregna qelili sebiay getsu tirihaqwa

  • @ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
    @ትግራወይቲ-ቈ4ጠ ปีที่แล้ว

    ጀጋኑና ቐፅሉሉ

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ ปีที่แล้ว +7

    ናይ መምህር ሙሉ ዘረባን ሃይማኖት ፍጹም ኣይሳነን።

    • @habenhager8658
      @habenhager8658 ปีที่แล้ว +3

      ሀይማኖት እዩ ነዛ ገልጣም ኢትዮጵያ ትበኃል ሀገር አብዚ ክትወጾ ዘይትክእል ፈተና ዘላ ርእስካ አስርሐዮ

  • @T24Media
    @T24Media ปีที่แล้ว +3

    ሕዚ እውን እቶም ካብ ዘረፋ ዝተረፉ መፃሕፍቲ ብድጂታል መልክዕ ኪታሓዙ ኣለዎም።

    • @kirosabreham5978
      @kirosabreham5978 ปีที่แล้ว

      ፀቡቅ ጅማሮ እዮ ግን እቱ ካብ ዘረፍ ዝተረፋ ብራና መፃሕፍትን ቅርስታትን ብድጅታል ኪታሀዙን ክእቀብ የድሊ እዮ እቱ ልተረፈ ብተወሳኺ ብቤተመዘክር ምእቃብን እቱ ብወራሪን ብሥርቂ አብ ኢትዮጵያን አብ ወፃኢ ዓዲ ዘለው ቅርሥሣትናን ሗድግታትናን ልም ምላሥ ምፍታን የድሊ እዮ ብዝተረፈ ብዛእባ አቦታትና ደቂቀ እሥጢፍኖስ ናይ ኃይማኖት ፍልሥፍና መፅሀፍቲ ሉዚይ ሀድሽ ወለዶ መረዳእታ ብገፍሁ ምቅራብ የድሊ እዮ ብዛእባ ትግራዋይ ታሪኽም ብኘሮፎሴር ፖንክረስ ልተፀሀፈ ታሪኽ እና ኻሎኦት መረዳእታታት ለሀድሽ ወለዶ ብገፊሁ ምቅራብ የድሊ እዮ ።

  • @aregaywelde661
    @aregaywelde661 ปีที่แล้ว +2

    ድምጺ የለን

  • @settieritrea1991
    @settieritrea1991 ปีที่แล้ว

    Gzae mizaE ekum baElkum . Hasawi zkone sebAy abzia zelo leBa ::

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ ปีที่แล้ว

    መሰቀል ዘይምስላም ጥራይ ዘይኮነስ ቀሺ ኢትዮጵያ ዝሖዞ ሰይጣን ከምዝሓዞ ይቆጸር።

  • @hingidkorats3556
    @hingidkorats3556 ปีที่แล้ว +2

    ድንቁርና!! ዘርኢ አይጽላኢይ! ሰብ ኹሉ ናቱ ተምልኮ ልለኻ ፈጣሪ ፍጥረት እዮም። እና ኣምላኻ ኢኻ ትጸልእ እለኻ።
    ድንቁርና እዩ።

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 ปีที่แล้ว +4

    ሓደ ኣርእስቲ ሒዝካ እንተ ትዛረብ (ትምህር) ሰማዒ ምረኸበካ። ኣብ ርእሲ'ዚ እምነት (faith): ባህሊ (culture): ልምዲ (tradition): ፈላሊኻ ምቕራብ ብሉጽ ነገር ኢዩ።
    ኣብ ርእሲ እዚ: ንስኻ እተቕርቦ መወከሲ ናይ ፈጠራ ጽሑፋት ከም ቀንዲ መምሃሪ እትጥቀመሉ: መወከሲና ኣይኮነን።

  • @wowo9142
    @wowo9142 ปีที่แล้ว +4

    Accountability-do you see, what you said before the war???

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 ปีที่แล้ว

      Trust me , he wouldn’t let go Scott-free. He will be hold accountable.

  • @okbagabryemane838
    @okbagabryemane838 ปีที่แล้ว

    ጀርመናውያን ናይ ባዕሎም ሓያል ብልሒ ኣለዎም ናይ ባዕሎም ተውህቦ ኣለዎም። ሰብ ኣይተዳናግር ።

  • @hanahana4246
    @hanahana4246 ปีที่แล้ว +3

    Ewe nay Ethiopia keshi setan koynom eyum zerayune Ethiopia tewdem ne zelalem amen selam ne hagir tigray yekun amen ❤💛❤

    • @avielavi990
      @avielavi990 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏 Ethiopia is guhaf🤮

  • @twf5344
    @twf5344 ปีที่แล้ว

    ሓንቲ ጓል ትርንዳድ ብዛዕባ ሃገርና ን 2000 ዓመት ክርስቲያን ዝኾነት ሃገር ከመይ ክትስልጥን ኣይከኣለትን ብምባል ሓቲታትኒ።

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 ปีที่แล้ว

    ንእግዚአብሖር ዝግባእ ክብሪ ንሃቦ ።

  • @mekonenmenghistuab4042
    @mekonenmenghistuab4042 ปีที่แล้ว

    After political you come realign keep going

  • @gebreselassiesimon37
    @gebreselassiesimon37 ปีที่แล้ว

    ትትክክል ፡ አይኮነንሃይማኖተ ፡ ብብግዜኡ ፡ ምቅይያር ፡ ፅቡቅ ፡ አይኮነን ፡ ታአድሶ ፡ ልባሃል ፡ ግን ፡ ሃይማኖት ፡ በየጊዜኡ ፡ ምቁርራሰ ፡ ተጨሪሱ ፡ ኢሞ ፡ ህሰብሉ ፡ ሰምኦን

  • @myownoasis
    @myownoasis ปีที่แล้ว +8

    እዚ ሰብኣይ እዚ ብጣዕሚ ንቑሕ ፍላስፋ እዩ በጃኹም ብሂወቱ ከሎ ዕድል ሃብዎ ይምሃሮ ነዚ ህዝቢ::

    • @MTO2024
      @MTO2024 ปีที่แล้ว

      Rkusu do welas nquhu aryos bejeka xliei tay eiu zmhr lequmax arki eza rksti wudib

  • @tebletsebelay5536
    @tebletsebelay5536 ปีที่แล้ว

    🌄🌄🌄🌾🌾🌾🌾

  • @tesfalemabraha627
    @tesfalemabraha627 ปีที่แล้ว

    አታዮ ሃይማኖት ዱ ወይስ ፖልቲካ: መም ሙሉወርቅ እንታይ ይዛረቡ አለው: ይአክል ሕዚ

  • @abramazionwolde-selassie8110
    @abramazionwolde-selassie8110 ปีที่แล้ว +1

    yimukr......tigrina...yiftn

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691 ปีที่แล้ว +1

    እንዳቦይ መዘንግዕ:
    ዘሎ መልክዕ:
    እንካ ሃባ ኸሞ ልቢ ሰኹዕ።

  • @ሮቤልደሳለ
    @ሮቤልደሳለ ปีที่แล้ว +4

    ዝሰብኣይ ናብ ጉዳይ መንፈሳዊ ርዲኢትን ፀጋን የብሉን።መምህር ምሉ።ኩለን ዝዛረበን ዘሎ ናይ እምነት ዘይብሉ ሰብ እየን ።ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት ኣተእትዉዎ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 ปีที่แล้ว +5

    Zegerem program ❤🙏.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 ปีที่แล้ว

      ዕልልልልልልልል ....ደቂ ርግምት ኣጋነንቲ ሲኦል መሃይማን ደናቁርት ቡዳታት ሎኽሞኛ: ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ወርጋጣት ወርደተኛ ልሕኹኽ ሙላቕ ኮንዶም ዘርኢ ድያብሎሳት ገጁፍ ሓርኢ ሕዝቢ ትግራይ መንሃርያ ትግራይ already 10000% ዶኻዕ ኢላ:ሞይታ Rest in HELL!!!ኣሜን! ኣሜን! ኣሜን! ኣሜን! ሞት ንዘርኢ ድያብሎሳት ልሕኹኽ ሙላቕ ኮንዶም ሎኽሞኛ: ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ወርጋጣት ወርደተኛ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ: ኣሜን!ኣሜን! ኣብ ዓለም ካብ ኢትዮጵያ ሃገሩ ዝተሶገ ንስቃይ ተረጊሞም ዝተፈጠሩ ሎኽሞኛ: ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ወርጋጣት ወርደተኛ ልሕኹኽ ሙላቕ ኮንዶም መናጢ ከይሲታት ጋንየን ሓሞቱ ዝፈሰሰ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ፍጡር ዘርኢ ዲያብሎሳት ህዝቢ ትግራይ ጥራዩ:: ድሓር ከኣ ዘርኢ ዲያብሎሳት ህዝቢ ትግራይ ወይ ተጋሩ ተጓራት ደመኛታትና ኣምበር ሕውነት ዝበሃል የብልናን ንቀጻሊ'ውን ኣይትሕሰብዎ: ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ከይጸነተ ሰላም የለን!!! መጻኢ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ከመይ ይርኣየኹም ኣሎ ኣቱም ልሕኹኽ ሙላቕ ኮንዶም ሎኽሞኛ ወርጋጣት ወርደተኛ ሓይማኖት፣ ባሕሊ፣ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ረሳሕ ለሓሲ ጥላም ሕዝቢ ትግራይ ???.

  • @RasEthiopia.
    @RasEthiopia. ปีที่แล้ว +4

    እናንተን ብሎ ክርስትያን? ሰው የምትገድሉ፣ ሴት የምትደፍሩ፣ መስጊድ ውስጥ የምታሩ፣ መቅደስ ላይ የምትተኩሱ፣ የምትሰርቁ፣ የምትቀኑ፣ የሰው መሬት የምትመኙ ንጹህ የዲያብሎስ ልጆች ናችው። እኔ እንደሚመስለኝ ክርስትናውም ሥልጣኔውም ኢትዮጵያዊነቱም የአማራ ነው። አማራ ነው ለሰው ነፍስ ክብር የሚሰጥ። አማራ ነው ኢትዮጵያን የሚወድ፣ አማራ ነው ሕግ የሚወደ። እናንተና ጋሎች ሃያ አንደኛው ክ/ዘመን ውስጥ የምትኖሩ ዳይኖሶሮች ናችው።

    • @Sophie-nl1xp
      @Sophie-nl1xp ปีที่แล้ว +1

      You define your self very good👏👏👏

    • @RasEthiopia.
      @RasEthiopia. ปีที่แล้ว

      @@Sophie-nl1xp i dont think u understand my Amharic. what r u? an Egyptian?

    • @malattedrose
      @malattedrose หลายเดือนก่อน

      አክሱም አማራዎች አጋዝያን እኮ ናቸው ግዚዎችም እነሱ ነበሩ ፤፤ በአክሱም ግዜ ግእዝ እና አማርኛ ነበር የሚወራው ፤፤ በዪዲት ጉዲት ጦርነት ወደታች መጥተው ነው ፤፤ በአክሱም ግዜ ትግሬ የሚባል የለም ፤፤ አክሱም ራሱ አማርኛ ተናጋሪ የነበሩ ናቸው ፤፤ ትግራይ ውስጥ 9 ጎሳ አለ ፤ እንድርታ ተንቤን ፤ አጋሜ ፤ኩናማ ፤አኢሮፕ ማነው ትግሬ ብለሽ ብጠይቃቸው ፤ አድዋ ላይ ያሉት እንዳይሉሽ መልስ የላቸውም ፤አድዋላይ ያሉት ትግሬ የሚባሉት ፤ ከንጉስ ካሌብ በሃላ የመጡ ናቸው 'አለክሳንድርታ ከትግራይ ሪርስ ይቅርታ መጠየቅያ ያመጣቸው ፤ ናቸው ፤፤ሊላ ብዙ ታሪክ አለው እሱም ፤ ፤ የአኢትዮጵያ አኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ስለ ሰማያዊ ሚስጥር እንካን እንደምታሰተምር በኪቃውንቶች አያቁም ፤፤ አክሱም ሲባለ ትንሻ አክሱም ትመስላቸዋልች የጠባብነት እውቀታቸው ፤፤

  • @okbagabryemane838
    @okbagabryemane838 ปีที่แล้ว

    ይኑዕቅና

  • @mihretabtsegay5146
    @mihretabtsegay5146 ปีที่แล้ว

    Bmegemerya selam nakum ykun bmktsal nay memhr mulewerk bkfalat gerkum nnwh zbele gize entetekrbwo tsebuk neru

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu ปีที่แล้ว +1

    I hope this teacher watched the award winning GAME OVER movie - he is nothing but toxic

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 ปีที่แล้ว +3

    እምነትሲ ፍጹምነት ኣለዎ ዲኻ ትብል ዘለኻ? እንተኾይኑስ ብምሉእ ልብን ሓሳብን ተቐቢሎሞ። ንቅዱስ ጳውሎስ ተቐቢሎሞ ትብል ኣለኻ!!!!

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 ปีที่แล้ว

    ወይ ጉድ ሎምስ ጉድ መጹዩና አረ Orthodox ትግራይ ሱቂ አሎም ይርዎም አለው አንታይ አዮም ዝገብሩ ዘለው መሕበረ ቁዱሳን or ማሕበረ ሱሑታን

  • @MM-di5vm
    @MM-di5vm ปีที่แล้ว

    አንደኛ ሁለተኛ እዚ ሰብአይ እንበር ትግርኛ ድዩ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 ปีที่แล้ว

    ሰይጣን መንፈስ እዩ እንበር አይረአን ።

  • @amanuelghebrezgabiher8608
    @amanuelghebrezgabiher8608 ปีที่แล้ว +1

    እወ ጽቡቕ ኣሎኹም መምህረይ ኣነ ኸማን ናይዞም ኣጋንንቲ ኣቕሽሽቲ ጠንቃሊት ኢትዮጲያ ኣይሳለምን እየ። From Eritrea

    • @mengstabaraya2837
      @mengstabaraya2837 ปีที่แล้ว

      ናይ እዚኦም ፍልስፍና እናተመሃርኩም እዲኩም ተከክ ኣቢልኩማ ዘለኩ እዛ ቤተክርስትያን ፈሕ ተእቱዉልና ዘሎኩ ንሳቶም ከ በጃካ ተሳለመኒ ኢሎሙካ ዲዮም ኣበይ ከ ረኪብካዮም ቤተክርስትያንካ ምስ ኣፍረስካ ዲካ ከይድካዮ ድምሱስ

    • @amanuelghebrezgabiher8608
      @amanuelghebrezgabiher8608 ปีที่แล้ว

      @@mengstabaraya2837 ኣጋንንቲ ሒዞምኻ ኣሎዉ እዞም ኣጋንንቲ ሳሕል ። እዞም ኣጋንንቲ ሳሕል ዝሾሞምዎም ጳጳሳትካ ኣብ ሳልስቲ ይሞቱ።

  • @zeruetlahun3339
    @zeruetlahun3339 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ሰብአይ አብ አጋ እርጋኑ እታ ነክብራ ሃይማኖትና በታቲኑልና ከክይድ እዩ ድልየቱ። አረጊት አብ ገዛ እዩ ሓቢእካዮ ዝውዓል እምበር ናብ ሚዲያ አይወፅእን። እዚ ንካለኦት ሓመድ እንዳቀባእካ ንባዕልካ ቁዱስ ቁዱስ ምፅዋት ዋጋ የክፍል እዩ። ስብሓት ነጋ አብ አጋ ሞቱ ቃለ መጠየቅ ገይረምሉ ንሕና ክንግንፀል አብይ ከ ይፈቱ ዶ አምሓሩ ከ ወልቃይት ሒዝና ክንከድ ይፈቅዱ ዶ ኢሉ ሕማቅ ታሪክ ገዲፋልና እዩ። እዚ ሰብአይ ድማ እቲ ምርምሩ አብ ክንዲ ዓለም ብተክነሎጂ አበይ በፂሓ ኢልካ ምምርማር ንሕብረተሰብ ምምሃር ተመሊሱ ፈላጥ እየ ኢሉ ተመሊሱ ናብታ ሃይማኖት ይውሸቅ። እዛ ሃይማኖት አትስረቁ፣ሰብ አይትግደሉ፣አይትሸርሙጡ፣ሰብ አክብሩ እያ ትብል ካሊእ ሕማቅ አይተምህርን። ብአንፃሩ ግን እዚ ሰብአይ እዚኦም ኩሎም ከምዘየዱልዩና እዩ ዘምህር ዘሎ ይገርም

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 ปีที่แล้ว

    እታ መጺሔት ናብ ወጻኢ ትካፋፈል ዲያ

  • @fesseha1071
    @fesseha1071 ปีที่แล้ว +5

    ሞቖምያ ብቅዱስ ያረድ ኣይጀመረን፡ ኣብ ናይ ኣይሁድ ቤት ጸሎት ስይናጎግ እዩ ተጀሚሩ፡ ምስ እምነት ኣይሁድነት ተታሓሒዙ ዝመዘ እዩ፡ ስቕ ኢልካ ኣይትሓዋውስ።

    • @nalemna
      @nalemna ปีที่แล้ว +3

      Eti natom wediket nesu eyu hasotin serkin hilimin eziom zememheranom entay kekhewen eti hizibi

    • @gotes687
      @gotes687 ปีที่แล้ว

      ንስካ ካብ ምፅራፍ ምስማዕ ኣቐድም,(መን ምዂንካ ኢኻ ነጊርካና) ሙላቱ ኣስታጥቄ እዩ ኢሉ , ካልኣይ ድማ ኣብ ምኩራብ መመቆምያ የልቦን, ኣብ ናይ ሮም ሰኔት ግን ይፍለጥ እዩ..

    • @fesseha1071
      @fesseha1071 ปีที่แล้ว

      @@gotes687 ኣታ ሓወይ ሞቖምያ ሓደ ኣካል መጋበሪ መቕደስ እዩ፡ ምስ እምነት ኣይሁድነት ኣብ ቅድመ መንግስት ኣግእዝያን ድሓር ድማ ኣኽሱም (እዚ ሕጂ ኤርትራን ትግራይን ተባሂሉ ዝጽዋዕ) ዝተኣታተወ እዩ፡ ካብ ታቦት ንሞቖምያ ክትፈልዮ እይትኽእልን ኢኻ፡ መቕምያ ዝጥቀሙ እኮ፡ ኣብቲ ሕልውና መቕደስ ኮፍ ምባል ስለ ዘይፍቕድን ከም ድፍረት ስለዝኮነን እዮም ኣብ ቤተክርስትያን ኮፍመበሊ ዘየለ። ስለዚ ሰብ ንኽይርብርብ መቖሚ፡ ማለት ጠጠው መበሊ ማለት እዩ፡ ካብ ክብሪ እቲ መቕደስ እተላዕለ ኮፍ ምባል ስለ ዘይፍቐድ። እዚ ድማ ካብ ኣይሁድነት ምስ ታቦት ተተሓሒዙ ዝመጸ እዩ። እቲ ሓቂ እዚ እዩ። ብዛዕባ ቅዱስ ያረድ ግና ዝንእድ ብዙሕ ነገር ኣለዎ፡ እንተ እታ መቖምያ ግና ናቱ ምህዞ ኣይኮነትን ንምባል እዩ።

  • @aebrahamfsahaye6736
    @aebrahamfsahaye6736 ปีที่แล้ว

    ጽሟቅ ሓሳብ 1ትግራይ ዘሕዘን ታሪክ ከም ዘለዋ መሰረት ናይ ዓለም ኾላስ እዘ ዳሕረዋይ ወለዶ ጨራ ገይርዋ 2ቀሺ ሓሳዊ ምዃኑ ብዓይኑ ሽጋራ ሪኡ ሰሚዔ ምባሉ ኻልአይ ንረብሕኡ ጥራይ ዝሰርሕ ነሸይጣን ሓንጊሩ አሳጊሩ

  • @birhanemekonen4768
    @birhanemekonen4768 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም የሕዋት ብመጀመርያ ሰላምታይ ከቅርበልኩም እፈቱ ብምቅጻል እዚ ፕሮግራም ቀጻሊ ክኸውን እምነ ። ካብቶም ነዚ ሓሳብ ዘድነቅክዎ ኣብ ትግራይ ዘሎ ማሕንቆ ንምግላጽ ትረባረቡ ዘለኩም ደጊመ የመስግነኩ ተተካኢሉ እውን ኣባልኩም ክትገብሩኒ ብትሕትና የሓትት

  • @filmonmeselegebre3736
    @filmonmeselegebre3736 ปีที่แล้ว

    ህወሓት ዝድግፍ, ባንዳ እዩ ባዕሉ/ላ:: + TPM