ቀዛሕታ - Kezahta - ሙሉጌታ ካሕሳይ (ወዲ ሮሚጥ) ኣብ ቀዛሕታ - Mulugeta Kahsay (Wedi Romit)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 323

  • @ሰላምኣክስማዊት
    @ሰላምኣክስማዊት 2 ปีที่แล้ว +43

    ሶሎሞን ተስፋይ እምቢ ኣይሰምዕን እየ &ዘመን ኣለምን ሰገድ ይምፅኡና ትብሉ 💛❤️ላይክ 👍

    • @سارهاثيوبي-ف9س
      @سارهاثيوبي-ف9س 2 ปีที่แล้ว +1

      ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

    • @astelin6525
      @astelin6525 2 ปีที่แล้ว

      Ewa zyday 🙏❤️💪💊

  • @haylush2198
    @haylush2198 2 ปีที่แล้ว +49

    ናይ መጀመርያ ኮሜንት ኣነ ናይ ወዲ ሮሚጥ ኣድነቅቲ ላይክ ተጋሩዋይ

  • @axumawit381
    @axumawit381 2 ปีที่แล้ว +54

    ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣብዛ ጸባብ ግዜ ምስ ህዝብኻ ጠጠው ምባል ዓብዪ ታሪኽ እዩ እስኪ ብላይክ ፍትወትና ንግለጸሉ ተጋሩዋይ ድምጺ ወለድና ውን የስመዐና

  • @amanielaregawi7278
    @amanielaregawi7278 2 ปีที่แล้ว +70

    ወዲ ሮሚጥ ጀግና ብጣዕሚ እየ ዝፎተካ ሰላምን ፍቅርን ኣብ ዘለካዮ ይምነየልካ ''ሃብለይ'' ትብል ደርፍካ ከዓ ፉሉይ ተዘክሮ ኣለኒ❤️🕊🙏።

    • @roosroos3294
      @roosroos3294 2 ปีที่แล้ว

      Ryoeuoqioiewdwwtobbbbpbbbbbwbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbybrbbbbbigbbbbbbbbbbbubbbqbgbhhbbybbbbbhbybbbbbbbibbbbbbbbbbhbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbbebbbbbbbbbbbbbpbbbbtbbbbbbbbbbbbbbbybbbbbbbbebbbbbjtbbbbbprthbbbqbuwbbbhy

    • @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ
      @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ((3)) ማዓረይ

  • @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ
    @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተመስገንካ ዝፈትዋ ዘፍቅሮ ወድነይ ዘርኣካኒ ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ የኔ ፀባይ ሰናይ 💋💘💘💘💘💘💘

  • @merimoknn6160
    @merimoknn6160 2 ปีที่แล้ว +16

    ንድምፃዊ ሰሎሙን ትስፋይ (ኣቢ አይሰምዕኔ)ኣምፀልና 🙌

  • @khkhh7727
    @khkhh7727 2 ปีที่แล้ว +4

    ዘመን ኣለም ሰገድ
    ሰሎምን ባይረ
    ዓወት ወዳጅ
    ሰሎሞን ኣይሰምዕንየ ዝበሉ
    ኣምፀልና ቀዛሕታ ወዲ ሮሚጥ ጀግና ቃላት የብለይን ንጀጋኑና ንምግላፅ ትግራይ ትስዕር

  • @ጋልሽረአንዳስላሴ
    @ጋልሽረአንዳስላሴ 2 ปีที่แล้ว +41

    መጀመርያ ቀዛሕታ በረኽት ካብ ልቢ ነመስገን ብ ምቅጻል ወዲ ሮሚጥ ጀግና ተጋዳላይ ካብ ልቢ ነመስገን ናዕካ ዘከውን ቃላት የብለይን ናይ ባሓቂ ጀግና ኢኻ ❤ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 🙏🙏🙏

  • @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ
    @ትግራይዓደይሰላምኪይ-ፐ9ቸ 2 ปีที่แล้ว +1

    መለረይ ሰላምካ ይብዘሕለይ💘💘💘

  • @alexanderkehase3891
    @alexanderkehase3891 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ትዕወት 💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪❤❤💪💛❤💪💛❤

  • @fshatsegay1025
    @fshatsegay1025 2 ปีที่แล้ว +16

    ጀግና ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ ዝለዓለ ክብርን ፍቕሪን ኣባኻ ኣለና ብሰላም ይምለስኩም ደቂ ሓላል መሬት ሃገረ ትግራይ

  • @ይሁና-ወ5ጀ
    @ይሁና-ወ5ጀ 2 ปีที่แล้ว +16

    ወዲ ሮሚጥ💛❤ጅግና ክፈትወካ ❤💛ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ💊❤💛

  • @banogebrematios9679
    @banogebrematios9679 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ዕድመን ጥዕናን ይምነየለካ ከምኡ ድማ ንመላእ ህዝቢትግርይ

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 ปีที่แล้ว +17

    እንካዕ ሰላም መፃእኩም ክብራት አሕዋተይ ኡምላክ ንሃገርናን ሰላሙን ምሕረቱን ይልአካልና

  • @ንስድራይእየዝነብር
    @ንስድራይእየዝነብር 2 ปีที่แล้ว +20

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኣቦና 🥰🥰🥰🥰

  • @Banana-t9n
    @Banana-t9n 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣታ ጀግና ኾሪዔ በኣኻ ኣቦ ሓብል ጀግና 💪💪💪

  • @TIGRAWITI
    @TIGRAWITI 2 ปีที่แล้ว +5

    ን ድምጻዊ ሶሎምን ተስፋይ ኣምፀአልና ቤኪዋይ ወዲ ዓደይ 🙏ወዲ ሮሚጥ ጀግና ይዝክር 2013 ንክኣቲ ኣብ ገዛኻ ኢና ኣሕሊፍናዮ 🙏🙏🙏🙏

  • @hbbbuuhv6506
    @hbbbuuhv6506 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እስክወድራያ ገታቸዉ ኣፂብሃ ማኛየሾዉ አምፀኣልና ይሚፀእ ትብሉላይክ ግጨዉኒ አሕናደቂ ራያ መኹሩዕና ሓደ እስይኡ እና ተጋሩዋይ ካብ እዞም ባዳታት ፍልይ ድበለወድ ራያ ጅግናሐዝስ ለለምስ ክልተ አሕዋቲይኡ ወፁእ ድነሆእና ልዝጅግና ካብ ኣደበቱ ብዝሕንሰመዕ ትግራይ ዓድ ጀጋኑወርቅ ህዝብ ትግራይ ትግራይ ትስዕር ዉፅዕ ህዝብ ትግራይ ጋልራያ ይኣፎታይት ትግራይ ትግራይ ዓደይ አላማጣ ዓደይ ናፊቀክ

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 2 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ወዲሮሚጥ እንኳዕ ብሰላም መጻእካልና ክቡር ኣያና ንበረልና

  • @ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT
    @ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT 2 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @gurjabaelu6106
    @gurjabaelu6106 2 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕሚ የቐንይልና በረኸት ብጣዕሚ ንፈትዎ ከያኒ ወዲ ሮሚጥ ስለ ዘቕራብካልና።❤️🧡❤️

  • @rahelhabeshawit1903
    @rahelhabeshawit1903 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ብንግሆኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hailemaryamgebru165
    @hailemaryamgebru165 2 ปีที่แล้ว

    ሙሌ ጅግና መዋቲ ንህዝቡ ነዊሕ እድመን ጥዕና ይምነየካ ኣቦይ ናተይ

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว

    ዓደይ ዓደይ ተምሳሌት ኣደይ
    ከምዛ ኣሚነይ ከምዛ ውልደይ!!
    ሙለረይ

  • @tigrignamotivation3106
    @tigrignamotivation3106 2 ปีที่แล้ว +28

    ሽኮር ሽኮር ...ሽኮር ሽኮር ... ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ 💪 ሽኮር :እንኻዕ ደሓን መፃካ ጅግናና💛❤️💐🕊ተጋሩዋኒ👋ማሃሪትን መዘናጊዒትን 👨‍💻ቻናለይ ሰብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ🙏💛❤️🥰

    • @mobilyethiopian8503
      @mobilyethiopian8503 2 ปีที่แล้ว

      ጅግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AshenafiGebreslase-ff2xf
    @AshenafiGebreslase-ff2xf ปีที่แล้ว

    Wedi remetsi jegena tegadly

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 2 ปีที่แล้ว

    ጀግና አያና ወዲ ሮሚጥ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና 🙏🙏🙏💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💊💊💊💔💔💋💋

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ንበረልና ብጣዕሚ እና ንፈትወካን ነክብረካን

  • @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
    @ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 2 ปีที่แล้ว +17

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ጀጋኑና💗💗💗❤️💛💊✊✊✊

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 ปีที่แล้ว +17

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና 3ተ ምዕራፍ ኣዚና ንፍትወካ ን ነክብረካን ንበረልና. ቤኪ ጋሻ ጌርካ ሰለ ዘቅርብካዮ ብጣዕሚ ነመስግን 🙏😍😍

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ปีที่แล้ว +17

    እንካዕ ብድሓን መፃእኩም ወዲ ሮሚጥ ጅግና ተጋዳላይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝብካን ሃገርካን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ 💛❤️💖💖

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 ปีที่แล้ว

    Thank you for your service, Sir. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ክፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤💛💛

  • @Orthodoxsawit1
    @Orthodoxsawit1 2 ปีที่แล้ว

    አዚና ንፈትወካነክበርካን ተጋዳላይ ወዲ ሮሚት ንሕናውን ኩሎኹም ጀጋኑና አብ ልብና ኢኹም ❤️ ዓወት ተደሪርኩም ብዓወት ተመለሱ💪🏽💪🏽

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay8552 2 ปีที่แล้ว +5

    ካፍቶም ኣርቲስታት ሃገርና ብጣዕሚ ካብ ዘድንቖምን ዘኽብሮምን ቁፅሪ ሓደ ኢኻ ወዲ ሮሚጥ፣ ካብቲ ናይ ቀደም ናይ ገድሊ ስሚዕካዮ ዘይምኖ ደርፍታት ክሳብ እዛ ሳዓት እዚኣ ካብ መስመርካ ነቕ ዘይትብል ገረምቲ ደርፍታት ውን ኣበርኪትካን ተበርክት ኣለኻን ሞ ቀፅለሉ እንኳዕ ካዓ ምስቲ ትፈትዎ ህዝብኻ ኣራኸበካ ጅግና ሓወይ

  • @dfdf851
    @dfdf851 2 ปีที่แล้ว

    በዚአጋጣሚ ለለ ወዲ#ወዲሮሚጥ ኹለን ደርፍታትካ ብጣዕሚየ ልፈትየን

  • @ዓዲላትኒትግራይሺማ
    @ዓዲላትኒትግራይሺማ 2 ปีที่แล้ว +8

    ዝፈትዎ ኩቡር ከያኒ ወዲ ሮሚጥ
    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ጅግናና

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 2 ปีที่แล้ว

    ወደ ረሚጥ ጀጋና አነስ ክፈትወካ ዓይነ ህዝቢ ትግራይ ኢካ አና ሰላምን ፍቅሪን የዉርደልና ፍጣሪ ቀዛሕቲ ክዓ የቅኔየልኒ በምቅፅል ክግ ዘመን አለም ሰገድ
    ኢልሳ
    ሰሎሙን ተስፍየ
    ሰሎሙን ባይሩ
    አሞፁኡልና በጀኩም እና የቅኔይልን ትግራይ ትስዓር

  • @ሰላምኣክስማዊት
    @ሰላምኣክስማዊት 2 ปีที่แล้ว +12

    ወዲ ሮሚጥ ጀግና ኣቦና ብጣዕሚ እዩየ ኩሉ ደርፊካ ዝፈትዎ ቀፅለሉ ጀግና ትግራዋይ ✅️💛♥️

  • @አስሊጓልትግራይ
    @አስሊጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    አድነቅቲ አርትስቲ ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ አበይ አለኩም 😍😍

  • @ዛፉገበረሂወት
    @ዛፉገበረሂወት 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጀግናና❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @desuhawmuley1212
    @desuhawmuley1212 2 ปีที่แล้ว

    ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ ወድካ ሓበል ውን ብሰላም ይመለስ

  • @mida3740
    @mida3740 2 ปีที่แล้ว +10

    ወዲሮሚጢ ናይና ኩራዓትና ✊

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 2 ปีที่แล้ว +1

    ደቅ እተም ጀጋን ደቅ ሐላል መሬት ዕድመን ጥዕና ያተብክም ትግራይ ትሲዕር ☝️☝️☝️⛑⛑⛑🙏🙏🙏🙏😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍

  • @gugttyyrfg8549
    @gugttyyrfg8549 2 ปีที่แล้ว

    ቀዛሕታ ቤኪየይ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወካ ከያኒ ኣያና መምህርና ሙልጌታ ካሕሳይ ብጣዕሚ ንፎትወካን ነክብረካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰላም ንኩልኩም ተጋሩ ወገናተይ🙏🙏🙏💊

  • @ሓበነይመክሰብህያበይ
    @ሓበነይመክሰብህያበይ 2 ปีที่แล้ว

    አብ ክንደይ ጊዜ ንትግራይ ክዎሩ ዝመፁ ትግስም ትድሪዕሞሞ ጅግና አያና ዉፉይ ንህዝቡ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ዕመናን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ👏

  • @ሂወትኣሰፋ
    @ሂወትኣሰፋ 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰለምን ተሰፍይ ኣምፀአልና❤❤❤💛💛💛

  • @selemawit4312
    @selemawit4312 2 ปีที่แล้ว +4

    ከም ወዲ ሮሚጥ ቃንዛ ትግራይ ዝስሞዕ ከያኒ ይብዝሑ😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @soltube4581
    @soltube4581 2 ปีที่แล้ว +7

    ወልካም ወዲ ሮሚጥ😍

  • @esayastv7095
    @esayastv7095 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና እንካዕ ብዳሓን መፃእካ በረከት ቀዛሕታ ኣዚና ኢና ነመስግን ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንንጉሰ ኣባዲ እስከ ኣቅርበልና ጭላየ ክብለልና ምእንታን ኣጆና ተጋሩ ክወግሕ እዩ ሓደራ ግን ሚድያታትና ነዐቢ like comente share sabscriabe ንግበር ንዓይ ውን ግበሩለይ ተጋሩዋይ ንዓኩም ቀላል እያ ንዓይ ይጠቅመኒ እዩ 🙏🙏
    ትግራይ ትስዕር

  • @dfdf851
    @dfdf851 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ስለዘቅረብካልና አዝየ ተሓጊሰ አቦጥበብ ወዲሮሚጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
    በረከት ሓዉና እኒ በዓል #ወዲ ማቻየዉን ለለ ብርሃኑ ማቻ
    #ሰለሙን ተስፋይ /እምቢ አይሰምዕንየ
    #ሰለሙን ይኩኖአምላ /ነቃዕ ብርለ
    #ዋዕሮ ኤልሲየ የዉን ለለ/ሕረሰለይተበልኹዎስ ጋዶ
    #አረጋዊ ወዲባቡ/ዉዑይ ሰያብ
    አቅርበልና ምስሠናይ ይቅርታ❤❤❤

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዘድንቖን ዘኽብሮን ስነጥበባዊ ሙሉጌታ ኻሕሳይ ወዲ ሮሚፅ ምስኩነታት ንኹነታት ዝጥን ስነ ጥበባዊ ሰረሓቲ ዘቕርብ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ኣቕሪብካልና ቀዛሕታ የቐንየልና

  • @ove6164
    @ove6164 2 ปีที่แล้ว +1

    ቡዙሕ ዘይተወረየሉ ጅግና ኣቦና ወዲ ሮሚጥ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልና🙏🏻💛❤👑🥰

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ 2 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ብድሓን መፃእኹም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ
    ወዲ ሮሚጥ ደርፍታትካ ጥዑማት እዮም ንበሩልና ሰላም ንትግራይና ይኹን ተጋሩ ሓላላት

  • @maryamm8843
    @maryamm8843 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ

  • @yonasbrhane2024
    @yonasbrhane2024 2 ปีที่แล้ว +6

    ሙሉጌታ ካህሳይ ወዲ ህዝቢ ያቐንየልና!🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @SalamSalam-ut2bo
    @SalamSalam-ut2bo 2 ปีที่แล้ว

    አቦ ህዝቢ እካ ጀግና ወዲ ህዝቢ 💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊

  • @mida3740
    @mida3740 2 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሓወይ ህፃናት ትግራይ ብተጋሩ አሕዋቶም ታሓጊዞም ታሃንፆም ክዓብዩ ኣለዎም ሓደራካ ዝሓወይ ። ከምኒ ሰልጠነ ዝበሉ ኤረትራዊያን ብገንዘብ ህፃውንቲ ትግራይ ክሽምቱ ያሓስቡ ኣለው። ናኣብነት ፃሃይነሽ ከምጋለይ ገረ ከዐብያ ጋል ሰልጠነ ክትባሃል ኢሉ ብዙሕ ይዛርብ ኣሎ ኣያሓግዛ ማለተይ ኣይኮነን ብኤረትራዊ ክትድልደል የብላን።ስለዚ ህፃናት ትግራይ ብተጋሩ አሕዋቶም ታሃኒፆም ካዓብዩ ኣለዎም100%

    • @netsanet8621
      @netsanet8621 2 ปีที่แล้ว

      ኣይትሓሱ ሰልጠነ ዝበለ ኣቦኣ ክሳብ ዝመፅእ ከም ኣቦኣ ኮይነ ኩሉ ነገር ክገብረላ ድልው እየ እዩ ዝበለ ንስኹም ንህዝብና ሓንቲ ነገር ከይሓገዝኹም ንዝሕግዝ ሰብ ዓንቀፍቲ ኣይትኹኑ ህዝብና ዝሓገዞ ይሓግዞ ካብዚ ፀልማት ክወፅእ ኣለዎ ፀሃይነሽ ብናይ ሰብ ርእሲ እትምራሕ ኣይኮነትን ዓዳን ህዝባን ተኽብር ተባዕ ጀግና ትግራወይቲ እያ ትኽክል ንህዝብና እንፈትዎን ፀገም ህዝብና ዝረደአና ተኾይኑ ዘይረብሕ ዘረባታት ኣይንዛረብ

    • @mida3740
      @mida3740 2 ปีที่แล้ว

      ኣቲ ፎሽፋሽ ሓሳዊት ካለአይቲ ጋለይ እያ ጓል ሰልጠነ ክትባህል ኢሉ
      ሓገዝ ስለዘይትሕግዚ ድክምቲ ኩሉ ከማኪ ይመስለኪ ኣሎ ፅልልቲ ችዲ

    • @netsanet8621
      @netsanet8621 2 ปีที่แล้ว

      @@mida3740 ረሳሕ ፎካስ ካልአይቲ ጓለይ ማለቱ እንታይ ሓጥያት ኣለዎ እቲ ናይ ሓገዝ ነገር ክንዳይ ተሓጊዝኺ ንባዕልኺ እዩ ንማንም ኣይኮነን ስለ ዘይትሕግዚ ግን ክትብልኒ ኣይትኽእልን ክንዳይ ኩኒ ለኻብጥ ሓደ ሓደ ብሽም ትግራይ እናመፃእኹም ህዝብና ሰላም ንኸይረክብ እናሰራሕኩም ትውዕሉ ሕሱራት ኣደብ ግዝኡ

    • @mida3740
      @mida3740 2 ปีที่แล้ว

      @@netsanet8621 ታዮሞ ፅልልቲ ምሳኪዶ ክዛረብ ግዜ ከጠጥእ ዶንቆሮ
      ንስኪ ቶቆሮቃሪት ህዝቢ ቶኮይንኪ ሓግዚ ካብኡሓሊፍኪ ኣፍኪዘምፀልኪ ኣይተሃትፊ ውቃዕ

  • @mabrhitberhe7846
    @mabrhitberhe7846 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሮሚፀይ ወዲ ዳዕሮ ዒላ ወዲ ፅዮን ክፈትወካ መዓት እየ ብ2010ን ዓ.ም ኣብ ኣኽሱም ኣሸንዳ ደስ ዝብል ግዜ ኔሩ ትግራይንና ሰላም ኮይና ከምታ ዘልመድካና ምስ ደቂ ዓይኒ ዋሪ ከምትውዕል ተስፋ ይገብር

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ሮሚጥ ተባዕ ትግራይ ዓደይ ኢልካ ዘይትመንዋ ዕድመ ይሃብካ👊👊💊💊💪💪

  • @ሃረግ
    @ሃረግ 2 ปีที่แล้ว

    አበበ እርአያ ይምፃእ ትብሉ ላይክ ግበሩ

  • @titi7083
    @titi7083 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ወዲ ህዝቢ💊💊💊💊

  • @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083
    @hxjhgcjvvjgiugtgghvccc9083 2 ปีที่แล้ว +4

    እንካዓ ብስላም ምጽኩም ጀጋኑና🙏💊💊💊💪💪

  • @benyamasgdom9182
    @benyamasgdom9182 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ
    ወዲ ትግራይ 💖

  • @bsi9003
    @bsi9003 2 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ጅግናና💊💊💓💓💓💗💘💘💘💙💪💪💪💪

  • @saraahmed.mohamd6500
    @saraahmed.mohamd6500 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ ብሉፅ ዕድመ ይሃብካ

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና💛❤🐅💪

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሮሚጥ ምሉጌታ እንኳእ ደሀን መፃእኻ !!!!

  • @azebinagirmay7820
    @azebinagirmay7820 2 ปีที่แล้ว

    እመብርሀን ከናተጋር ትሁን❤❤🙏🙏

  • @Galtgray-o4h
    @Galtgray-o4h 2 ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ🙏🥰🥰🥰❤️💛💘💘💘

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኑቁሕ ቀዲሙ ዝነቅሐ ሰብ እዩ ምክንያቱ ይኩርከሐኒ ኣሎ ዝብል ደርፋ ምክንያታዊ ነይሩ ብትክክል ካዓ ገሊፅዎ

  • @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ
    @ቁሱጋልትግራይ-ኰ2ዘ 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ከመይ ድየ ዝፈትየካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረከት ደሞ ብጣዕሚ የቀንየልና 💛❤️💛❤️💛❤️

  • @bsigalwelday1077
    @bsigalwelday1077 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሮሚጥ መርኣያ ጀጋኑ ንፈትወካ ኢና ብሰላም ይኹን ብፀበባ ንበርልና 💗ቃዛሕታ ወዲ ባይረ ኣምፅኡልና 🥰

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ጌታ ከም እያቱ ጅግና እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለካዮ ይሃብካ

  • @awetdawit3089
    @awetdawit3089 2 ปีที่แล้ว

    Bk solomon Yikunoamelak akrebelena broye 💛❤ 💊💊🙏🙏💛❤🙌🙌🙌

  • @zeraykidane3173
    @zeraykidane3173 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ካብ ቀደም ኣትሒዙ ዝተረደኣካ ጅግና ኣርቲስትእካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ።
    በረኸት ድማ ገቦዝ ጋዜጠኛ እካ በርትዕ 💪💪💪💪💪💊💊💊💊

  • @samrawitmichael4887
    @samrawitmichael4887 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጠይ ሓወይ ማዓረይ ። ከየንትናን ተዋሳእትናን ብሓፈሻ ; ንህዝብና ሓራ ኣውፂእኹሞ ። እግዜኣብሔር መፃኢ ህይወትኩም ይባርኽ። ኣሜን

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 ปีที่แล้ว

    ቤኪየ አንበሳ ቀፅለሉ ምስ ፀልመተ አይቀርንክወግሕ እዩ ፈጣሪ ፍርዶም ይሃቦም

  • @asefagebremariam4873
    @asefagebremariam4873 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ,ሮሚጥ,ጀግና,ዕድመን,ጥዕናን,ይሃብካ,ፋጣረ

  • @ኣክሱምይሓ
    @ኣክሱምይሓ 2 ปีที่แล้ว +2

    Wedi romitey our hero ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን ስነ ጥበባዊ long live & free my beautiful people tigray

  • @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ
    @ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ 2 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ሪሞጥ ጅግና ወዲ ህዝቢ አንካዕ ብሰላም መጻካ ♥️💛💛💛💊💞

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሮሚጥ ጅግና ብጥዓሚ ዝፈትወን ዘክብሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💓💛💓🙏🙏🙏

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael474 2 ปีที่แล้ว

    Wow wederomete selaynke betam new dess yalen egziyabher kenantegare yeune

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጅግናየ ብሰላምብዓወት ተመለሱ
    ማርያም ፅዮን ኩሉ ግዜ አብ ጎኑኩም ኮይና ሕቁፍ ድግፍ አቢላፀላእትና አጥፊኣ ብሰላምትምለስኩም ፅላል ትኩንኩም ሓይልኩም ሓይሊ ሓፂን ይኩን

  • @ttyy7566
    @ttyy7566 2 ปีที่แล้ว

    ኣንበሳ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኣለኒ🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳✊✊✊💊💊

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጠይ ሓወይ ማዕረይ

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ውዲ ተጋድላይ ጅግና ውዲ ህዝብ ትግራይ

  • @TDFTigray-ez4vg
    @TDFTigray-ez4vg 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣዚና ኢና ንኾርዐልካ ኢና ሓየት ተቓላሳይ 💛❤✊️

  • @Helentube121
    @Helentube121 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀዛሕታ ሓውና የቅንየልና ብጣዕሚ ዝፈትወን ዝኽብሮን ስለ ዘቅረብካልና ወድ ሮሚጥ ጅግና ዓይኒ ትግራይ 🔥💪🏽

  • @እማየየደስታዮምንጭ
    @እማየየደስታዮምንጭ 2 ปีที่แล้ว

    Wedi romit jigna miss you ko beka😘😘😘🙏🙏🙏🙏

  • @keduse1821
    @keduse1821 2 ปีที่แล้ว

    ንፈትወካ ሐውና ናይ ቃልሲ አያና ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ እንካዕ ብዳሐን መጻካ የቀንየልና ሙሉእ ሂወትካ ንዓና ንተጋሩ አወፊካ ኢካ.3ምዕራፍ እውን ንውላድካ አርኪቡሉ እዩ እሞ ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና. Thank you በረከት ሐወይ .ክሐልፍ እዩ እዚ ጸበባ .አይዞና ተጋሩ❤️❤️💛💛💕💕💕💪💪✊✊🙏🙏

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 2 ปีที่แล้ว +1

    ለባም ወዲ ህዝብ ትግራይ ❤️❤️😍😍😍❤️💛 ወዲ ሮሚጥ ሸኮር ❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍

  • @sdtt8603
    @sdtt8603 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ወዲ ሮሚጥ 💉💉💉💊💊💊❤️❤️❤️

  • @teklebrhanmezgebe2712
    @teklebrhanmezgebe2712 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ንዓኹም ጀጋኑና።
    ትግራይ ትስዕር!!!

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ዝፈልጦ ድምፃዊ

  • @ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ
    @ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና በርተዐልና

  • @yeshutigabu7668
    @yeshutigabu7668 2 ปีที่แล้ว

    Wedi romtey zeftewo kaney yekbreka ayoka nayna tigray teser

  • @hagosabrha5700
    @hagosabrha5700 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሮሚጥ ጂጋና ተገደልይ