ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የቀነል መምህር ኣዝዩ ደስ ዘብል ዛንታ ፓርት ቱ ንጽበ
መሃሪት ዛንታ።
Awedadia gin ayagebkulan bininam fsehaxen zifetwo derasi eyu neru❤❤❤❤❤❤
ብዘለካ ደስ ዝብል ድምጽን ሰሓቢ መደባትን ኩሉ ቪድዮታትካ(ኣውዲዮ) ሰሚዐዮ ጥራሕ ዘይኮነ ደጋጊመዮ ኢየ ውን። ሎሚ ግን ኣባኻን ኣብ ቢንያም ፍስሓጽዮን ዘለኒ ኣድናቆት ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፣ ቅሩብ ዝሕል (ማእደድ) ዝበለ ኮይኑ ።
ጹቡቁ መደብ ቢናም ዓርከይ እቲ ኩሉ ትጽዕሮ ዝነበርካ ዓወትካ እንቛዕ ራኣና
Great narrator and great story and thank Mekonnen. Looking forward to see the next part of the story.
Waw what a big reminder for me,Memhr please share 9 n 1/2 as well.10 ewtat haxerty zantatat 2005.🙏
ኣጆካ ቀጽሎ ኣያኒ👍👍💪🇪🇷💪🇪🇷✌️✌️
Wow mara zedenq zanta yu
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤❤❤❤
Nay wedi hadera kea eba amxalna habebe
እዚ ኣንባባይሲ ከደንግጸኒ!!!!
ሰላም፣ ወዲ ረዛን ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል ተሓባበሩኒ እባ🙏።
Eri zara entertaiment alatka
Quelle expérience et triste 😢❤ histoire
መኩየ፡ ከመይ ቀኒካ ጅግና ከም ወትሩ ብሉጽ ታይ ክገብረልካ ኢሉ ውዳሰ ናተይ ኮንቶ ግዳ ዕግበት ሕልናካኣ ኣይጋደፍካ ተሎፎንካ ባ ላኣከለይ ብዋሳብ ክንራከብ ደሌካ ኣለኩ ኣብ ኢታሊ ከተማ ሚላኖ ይቅመጥ ትካል ረስቶራንት ይኩን ባር ኣለና ሞ ኣብኡ ኣድቨርታይዝ ክገብረልካ ትትደክመሉ ብዘይካኣ ንስካ ፈላጢ ዘይብልካ ከም ወትሩ ብሉጽ ኢለካ ኣለኩ ብዙሕ የ ካኣ ዘፍቅረካ በቃ ፍቅሪ ኢካ ኣቦ ባህሊ ዓቃቢ እምነት ብራና ሂወትና።
ሰላም ቢንያም የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ። ቁጽሪ ተሌፎን 016162726546 ኢያ እንተዘይተቐቢለካ ይሰርሕ ኣለኹ ማለት። ተመሊሰ ክድውለልካ'የ።
ንመን ትመጾ መን ይመጻ ትመጾ!!!!!!!
ደራሲ ሽም መርዓዊ መሪጹ .... ገረንስአ 😂😂😂😂😂
Kalay kefal alowa du
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ገርንሰአ ካብተን ኣብዛ መጽሓፍ ዘለዋ 12 ሓጸርቲ ዛንታት እታ ደጋጊመ ኣንቢበ ዘይጽገብክዋ ሓጻር ዛንታ እያ ። እቲ እዋን ኣዝዩ ነውሕ እዩ ቅድሚ 14 ወይ 13 ዓመት ይኸውን እዩ ግን ክሳብ ሎሚ ካብ ዝኽረይ ዘይሃሰሳ ዛንታታት እየን።ንድገም ፡ ድሕሪ ሓንቲ ደቒቕ፡ ጽሓፍ ውዘተ።የቕንየልና መምህር መኮነን ብሓፈሻ ኩለን ሕድሕደን ዘይባላለጻ ዛንታታት እየን እሞ ኩለን ከተቕርበልና ብ ተስፋ ንጽበ።
ክልተ ጎራሓት ሓሙኽሽቲ ስንቆም ክብሃል ክርምዚ'ዶ ኣይኮነን።
ቢንያም ፍስሓጽዮን ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ደረስቲ ሃገርና እዩ። ከም በዓል ልቢ ሳሌም ዝኣመሰላ ድርሰታቱ ብተኸታታሊ ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ክዝርጋሓ ከለዋ ብተመስጦ ኢና ነንብበን ኔርና።
ከም ወትሩ የቕንየልና ሞኬ፡ተሕልፎ መልእኽቲ ኣዝዩ ምስ ኩነታት ሕብረተሰና፡ ሱር ዝሰደደ ድኹም ኣትኣላልያ ንስንኩላንን ሕሙማትን ዝእርም ኣገባብ ጽሓፊ ዝመረጻ ከም ኣርእስቲ" ገረንስአ" ፍጹም ኣይነኣድኩዋን፡ ነታ ኣርእስቲ ጥራይ ምስ ርኣኻ ትህበካ ኣንፈት ወላሓንቲ የብላን፡ እሞ ድማ ካብቲ ንፉዕን ምኩርንቢኒያም ፍስሓጽዮን ምዃኑ እቲ ጌጋ ዝጎልሐ ኮይኑ ተሰሚዑኒ!
Bad narrative
የቀነል መምህር ኣዝዩ ደስ ዘብል ዛንታ ፓርት ቱ ንጽበ
መሃሪት ዛንታ።
Awedadia gin ayagebkulan bininam fsehaxen zifetwo derasi eyu neru❤❤❤❤❤❤
ብዘለካ ደስ ዝብል ድምጽን ሰሓቢ መደባትን ኩሉ ቪድዮታትካ(ኣውዲዮ) ሰሚዐዮ ጥራሕ ዘይኮነ ደጋጊመዮ ኢየ ውን። ሎሚ ግን ኣባኻን ኣብ ቢንያም ፍስሓጽዮን ዘለኒ ኣድናቆት ኣብ ቦትኡ ኮይኑ፣ ቅሩብ ዝሕል (ማእደድ) ዝበለ ኮይኑ ።
ጹቡቁ መደብ ቢናም ዓርከይ እቲ ኩሉ ትጽዕሮ ዝነበርካ ዓወትካ እንቛዕ ራኣና
Great narrator and great story and thank Mekonnen. Looking forward to see the next part of the story.
Waw what a big reminder for me,Memhr please share 9 n 1/2 as well.10 ewtat haxerty zantatat 2005.🙏
ኣጆካ ቀጽሎ ኣያኒ👍👍💪🇪🇷💪🇪🇷✌️✌️
Wow mara zedenq zanta yu
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ❤❤❤❤❤❤
Nay wedi hadera kea eba amxalna habebe
እዚ ኣንባባይሲ ከደንግጸኒ!!!!
ሰላም፣ ወዲ ረዛን ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል ተሓባበሩኒ እባ🙏።
Eri zara entertaiment alatka
Quelle expérience et triste 😢❤ histoire
መኩየ፡ ከመይ ቀኒካ ጅግና ከም ወትሩ ብሉጽ ታይ ክገብረልካ ኢሉ ውዳሰ ናተይ ኮንቶ ግዳ ዕግበት ሕልናካኣ ኣይጋደፍካ
ተሎፎንካ ባ ላኣከለይ ብዋሳብ ክንራከብ ደሌካ ኣለኩ ኣብ ኢታሊ ከተማ ሚላኖ ይቅመጥ ትካል ረስቶራንት ይኩን ባር ኣለና ሞ ኣብኡ ኣድቨርታይዝ ክገብረልካ ትትደክመሉ ብዘይካኣ ንስካ ፈላጢ ዘይብልካ ከም ወትሩ ብሉጽ ኢለካ ኣለኩ ብዙሕ የ ካኣ ዘፍቅረካ በቃ ፍቅሪ ኢካ ኣቦ ባህሊ ዓቃቢ እምነት ብራና ሂወትና።
ሰላም ቢንያም የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ። ቁጽሪ ተሌፎን 016162726546 ኢያ እንተዘይተቐቢለካ ይሰርሕ ኣለኹ ማለት። ተመሊሰ ክድውለልካ'የ።
ንመን ትመጾ መን ይመጻ ትመጾ!!!!!!!
ደራሲ ሽም መርዓዊ መሪጹ .... ገረንስአ 😂😂😂😂😂
Kalay kefal alowa du
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ገርንሰአ ካብተን ኣብዛ መጽሓፍ ዘለዋ 12 ሓጸርቲ ዛንታት እታ ደጋጊመ ኣንቢበ ዘይጽገብክዋ ሓጻር ዛንታ እያ ። እቲ እዋን ኣዝዩ ነውሕ እዩ ቅድሚ 14 ወይ 13 ዓመት ይኸውን እዩ ግን ክሳብ ሎሚ ካብ ዝኽረይ ዘይሃሰሳ ዛንታታት እየን።
ንድገም ፡ ድሕሪ ሓንቲ ደቒቕ፡ ጽሓፍ ውዘተ።
የቕንየልና መምህር መኮነን ብሓፈሻ ኩለን ሕድሕደን ዘይባላለጻ ዛንታታት እየን እሞ ኩለን ከተቕርበልና ብ ተስፋ ንጽበ።
ክልተ ጎራሓት ሓሙኽሽቲ ስንቆም ክብሃል ክርምዚ'ዶ ኣይኮነን።
ቢንያም ፍስሓጽዮን ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ደረስቲ ሃገርና እዩ። ከም በዓል ልቢ ሳሌም ዝኣመሰላ ድርሰታቱ ብተኸታታሊ ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ክዝርጋሓ ከለዋ ብተመስጦ ኢና ነንብበን ኔርና።
ከም ወትሩ የቕንየልና ሞኬ፡
ተሕልፎ መልእኽቲ ኣዝዩ ምስ ኩነታት ሕብረተሰና፡ ሱር ዝሰደደ ድኹም ኣትኣላልያ ንስንኩላንን ሕሙማትን ዝእርም ኣገባብ
ጽሓፊ ዝመረጻ ከም ኣርእስቲ" ገረንስአ" ፍጹም ኣይነኣድኩዋን፡ ነታ ኣርእስቲ ጥራይ ምስ ርኣኻ ትህበካ ኣንፈት ወላሓንቲ የብላን፡ እሞ ድማ ካብቲ ንፉዕን ምኩርንቢኒያም ፍስሓጽዮን ምዃኑ እቲ ጌጋ ዝጎልሐ ኮይኑ ተሰሚዑኒ!
Bad narrative