Teddy Press ምኽሪ ንሰብ ሓዳር - ዲያቆን ፕሮፈሰር ብርሃነ ስዩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ዲያቆን ፕሮፈሰር ብርሃነ ስዩም፡ ኣብ ዓዲ መንጎትን መንደፈራን ድሕሪ ምምሃሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዪኒቨስቲ ጥቁር ኣንበሳ ናይ ሕክምና ትምህሪ ተማሂሩ። ኣብ 2000 ኣብ ኣሜሪካ ድሕሪ ምምጽኡ፡ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ኮሎራዶ ኣብ ኒዉ ዮርክ ከምእዉን ኣብ ዴትሮይት ዝርከብ ወይን ስቴት ኦፍ ዪኒቨሲታት ናይ ስነ-ጥዕና/ሕክምና ምህርቱ ቀጺሉ።
    ዶር ብርሃነ፡ ኣብ ማሕብር ሽኮርያ ኢትዮጵያ ከም ኣቦ መንበር፡ ኣብ ማህበር ሽኮርያ ኣፍሪቃ ከም ምክትል ኮይኑ ኣገልጊሉ። ዶር ብርሃነ ስዩም፡ ኣብ 2003 ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ማሕበር ሽኮርያ ክትከዉን ዝገበረ ምሁር እዩ።
    ካብ ስነ-ጥዕና/ ናይ ሕክምና ሞያ ወጻኢ ካብ ኣወስትራልያ ዩኒቨስቲ ብካፕቲክ ኦርቶዶክስ ትዮሎጂ ማስትረይት ኣለዎ።
    ዶር ብርሃነ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ደትሮይት ወይን ስቴት ኦፍ ዩኒቨስቲ ከም ፕሮፈሰርን ተመራማሪን ወይ ናይ ሽኮርያ ሳይንትስት ኮይኑ ይሰርሕ። ናይ ባዕሉ ናይ ሕክምና ክሊኒክ ኸኣ የካይድ።
    ዲያቆን ፕሮፈሰር ብርሃነ፡ ኣብ ናይ ኦርቶዶክስ ቤ/ክ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ክፍሊ ትምህርቲ ሓላፊ ኮይኑ የገልግሎ ኣሎ። ኣብ ሙሉእ ዓለምዘለዉ ሓደሽት ተመርዓዉቲ ንሓዳር ብዝምልከት መንፈሳዉን ዓለማዉን ምኽሪን ኣስተምህሮን ይህብ።

ความคิดเห็น • 4

  • @YonasGebremariam-m8o
    @YonasGebremariam-m8o 6 วันที่ผ่านมา

    ሰላም፡ተድይ፡ብመጀመርያ፡ዝኸበረ፡ሰላምታ፡ይቕርበልካ፡ጽቡቕን፡መሃሪን፡እዮ፡ናይ፡ድያቖን፡ፕሮፈሶር፡ብርሃነ፡መጽሓፍ፡ጺሕፉ፡ኸምዘሎ፡ተዛሪኑ፡ንይሩ፡ኣበይ፡ኽረኽበን፡ይኽእል፡ኣብ፡ጀርመን፡ኸባቢ፡ፍራንክፉርት፡እየ፡ጽቕመጥ፡ኸምኡ፡እውን፡ኦንላይን፡ትምህርቲ፡ይህብ፡እዩ፡ኸመይ፡ኽረኽቦ፡ይኽእል።
    ምስ፡ብዙሕ፡ሰላምታ፡፡
    ዮናስ፡

  • @snaytfukad9523
    @snaytfukad9523 8 วันที่ผ่านมา

    Hi.deykon.porfser.brhane.tefekana.bzaba.scor.temhrna.nerka.bgka.tede.tnamber.sddly.tmhrna.nerk.tbok.an.hrbtene.euo.naka.mdlye
    .💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 7 วันที่ผ่านมา

    Kla tm seb nseb meswaeti kkeflelu aykielin halewlow gdef meswati entay malet eyu akedimka melso bjeka eyessus sebat nsebat meswati mkfal aykaalin m