ንእዝኒ ዝኸብድ ስቃይ ሶርያውያን ናብ ዓለም ይዝርጋሕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 15

  • @AmanLayne
    @AmanLayne 2 วันที่ผ่านมา +7

    ናይ ዓድና ከምዚ ይፍጠረልና

  • @amandersey2584
    @amandersey2584 2 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ዘብል ትንታነ ጥዑም ድሃይ

  • @filifili8293
    @filifili8293 2 วันที่ผ่านมา +7

    ውልቐ መለክቲ ዝገብርዎ ገበናት መወዳእታ የብሉን እቲ ዘግሁየካ ደገፍቲ ምህላዎም ዩ

    • @maekeleasefa-hs7zq
      @maekeleasefa-hs7zq 2 วันที่ผ่านมา

      donakur endyom degefti entay eske nhade sreat mkuwams ms hager mtlam yetehahazuwo n wulke melaki sle ztekawemka Eritreawnetka ztefe zelo zmeslom meat donakur alewu eta hagers lelena tbxehom ymeslom ezioms teteleka enbah bel trah belu belom😂😂😂😂

  • @JamieSuleiman
    @JamieSuleiman 2 วันที่ผ่านมา +5

    share ilom riyeyos nay asad geza ab tihti meret zaywuda gezawuti darga firqi Vatican city kitublo tidefir💔 wedi medhin berad wedi xirgiya wun ab komu iyu zinenbir yikowin 💔💔

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 2 วันที่ผ่านมา +1

    ን ምስማዕ ዝኸብድ√√።

  • @KahsayKubrom-y2t
    @KahsayKubrom-y2t 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @erhjkb
    @erhjkb 2 วันที่ผ่านมา

    Syria amlak mesaki yekun etom crstiyan gen ab hadega metfa eyom zelewu

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 2 วันที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @robelhailemicael3784
    @robelhailemicael3784 2 วันที่ผ่านมา

    ሓዘካ😂

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ 2 วันที่ผ่านมา

    መላኺ ኢልካ ክልተ ነጥቢ ክትገብረላ ነይርካ።
    "መላኺ፡ ስደተኛ ሙዃን እንታይ ምዃን ይቀምስ" ክትገብራ ነይርካ።

  • @rutgebrekidan
    @rutgebrekidan 2 วันที่ผ่านมา

    Kabten zibetatena hagerat hanti Eritrea eye miknyato eti newh nay dictatorat sirat kiwedko enkelw hizbi mis hizbi eyom tafafeom zikedo

  • @Segeneyti
    @Segeneyti 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ኣርእስቲ ውስጠዘ የብሉን። እታ ይቀምስ ትብል ቃል ጸሚዋ ኣሎ😉

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา +4

    ከም ወትሩ ኣዝዩ ግሩም እዋናዊ ትንተና እዩ።
    ናብራ ኣብ ትሕቲ ውልቀምልኪ እንዳ ቓንዛ እዩ። ናይ ሶርያውያን ነገር ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ ኔሩ።
    ሎሚ ግን ብጽፍዒት ናይ እስራኤል ደንበርበር ዝበሉ ሂዝቡላህ ናይ ሊባኖስን ስርዓት "ኣስላመ ሃይማኖተክራሲ" ኢራንን ፡ በዚ ተስፋ ዝረኸበ ህዝቢ ሶርያ ሆ! ኢሉ ወጺኡ ፡ ሓራ ወጺኡ ኣሎ።
    እዚ ማለት ቀንዲ ቅልውላው ናይ ሶርያ ተወዲኡ ማለት ኣይኮነን። ፖለቲካ ሶርያ ሃይማኖት እንተኣትዪዎ ዕጫ ሶርያ ውን ከምዚ ናይ ኣፍጋኒስታን ሊብያ የመን ሶማልያ ኢራቕ ሊባኖስ ከይከውን የፍርህ እዩ።