ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እስቲ ኣድነቅቲ ሰሊና ኢድካ ኣውጽእ👍
ትዓዲላ እግዚአብሔር ከም ናታ የማስለና ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይግበረና😢👏👏👏👏
ኣሰይይይ ፍጻሜኪ የጸብቀልኪ ዝሓፍተይናይ ባሓቂ ምስ እግዚአብሔር ምንባር ኢዩ ዝመቀረ
ኣምላክ ኣቦይ ንዓይ ውን ካም ሰሊና ናብ መንገድካ ምርሓኒ 👏👏👏
Amen 🙏
Aman Aman Aman to mi::😀😀♥️♥️♥️🙏🙏🙏👍👍👍✋✋✋
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣነ እብ ፊልም ዓለም ኤርትራውያን እታ ቀድስመይቲ ዝፈትዋን ዘድንቓን ዝነበረ ሶሊ ሕጂ ከኣ እሞ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎሰላ መንፈሳዊ ሂወት ሰሊ ኣጆኺ ድንግል ማርያም ትሓግዝኪ ፍጻመና የጸብቆ
Amen amen amen
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ ሳሌና ሓፍት ካብተን ዝፈትወን እያ እንኳን ኣብዘይ ኣብፀሐኪ ንዓኪ ዝቀየረት ንዓና ደማ ይቃይረና👏👏👏
Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman Aman:Amlkje meski and Mesna Jukunlana Aman (Salin haftje)😀😀♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯✋✋✋✋✋✋👍👍👍👍👍👍👍🌍🌎🌏🌍🌎🌏🌍
ንአግዚኣብሔር ዝሳኣኖ የለቦን መዝሙር ንአግዚአብሔር ምስጋና ምምስጋን ክንደይ ደስስስ ይብል ቀፅልሉ ክብርቲ ሓፍትናደርፍይ ዋላ ሓንቲ ጥቅሚ የቡሉን 0+0=0 ሰለ ዝኾነ
ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ዝገበረልካ ምዝኻር እቲ ዝዓበየ ጸጋ እዩ እግዚኣብሄር ነዓና ውን ይጽወዓና ስለ ዘሎ ጊዜ ንእግዚኣብሄር ኣይፍለዮን እዩ ንኽትምለሶ ቀጸራ ኣየድልን እዩ ናብ እግዚኣብሄር ምምላስ ማለስ ሰናይ ገድሊ ምግዳል እዩ ዕረፍቲ ነብሲ ትረክበሉ
Yes Amlkje meskum and mesna jukunlana Aman::
እሰይይይይ ነሽነሸየ መአተዊ መዝሙር ክትገብር ከለኻ ፅቡቅ እዩ ደስስስ ይብለኒ
Kulu gize bmezmur zjimr ab kalie chanel aleki
@@berbere4478 እሽኒ
ነሽነሽ ሓወይ ናይ ሰሊና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ::እግዛበሄር ጸጋ ኣብዝሕላ እግዛኣብሄር ሓሪዋ : ናይ ብሓቂ ka እቲ ዝተገብረላ ውዕለት ከይረሰዒት : ኣብ ቤት እግዛቤሄር ተገልግል ኣላ : ንስኻ ውን ነዚ በለካ ለኻዓካ ንሰብ ዘይርብሕ ንግዛብሄር ዘጉሂ ወረ ገዲፍካ ወንጌል ክትምህር እግዛበሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ 🙏🙏🙏🙏
ኣኩሪዓትና ናይ ብሓቂ ልባም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ክማኪ ይማስልና ስሉየ ሽኮር❤️💋🥰🙏
ዋይ! ተመስገን ነሽነሸ እዚ መዝሙር ከይትቅይራደርፊ ከይትገብራ👌
እወ አነስ ከመይ ድዩ ትሕጉስ ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ንኩሉና ከም ናታ ይፅውዕና ናብ ነብስ ተምለስ
Aman Aman Aman Amlkje mesna and meskum and mesha jukunlana Aman::
አሰይይይይይ ብሓቃ. ብጣዕሚ ዝፎትዋ ምቅርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ንዘልአለም አቤቱ የንብርኪ ክብረተይ ❤❤ብሓቃ ክሎምያ ካምአ ተዝኮኑ
ተመስገን ነሹዬ መዝሙር ሰሚዐስ ደስ ኢሉኒ♥️✝️
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኪ ሶልያና ሓፍትና ኣምላክ ውን ከምዚ እዩ ዝደሊ ካብቲ ርሑቅ ዘቅርብ ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ኣሜን ?
ተመስገን ንበል 🌸🌸ከምቲ ንሕና ንጉሆ👈 ተሲእና ገጽና 👈ንሕጸብ ክንደይ ኣሕዋትና ድማ ንጉሆ ተሲኦም ኩላሊቶም👈 የሕጽቡ ስለዚ ኣምላክ 💛🌸ጎይታ ካብ ኩሉ ክፉእ እኩይ ስራሕ ሰይጣን 👹ሓልዩ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ለይቲ ኣሕዲሩ 👈ዝተቀደሰ መዓልቲ እውን ዘውዕለና ዘሎ ንሕና ድማ ካልእ ይትረፍ ተመስገን👈🌸 ኢልና ምስጋና ነብጽሕ ውህብቶ👈 ንዝሃበና ሰብ ኣመስጊና ነመስጋኒ ንህቦ ንጎይታ 🌸💛ምንም ዘይሰኣኖ "ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ብዘይ ዓንዲ ሰማይ ዘቆመ "👈ኩሉ ብነጻ👈 ብዘይ ምንም ክፍሊት ኩሉ ዘድልየና ዝሃበና ደኣ እሞ ዘይነመስግኖ ኣይነማርር ካብኡ ዝከፍእ ከይመጸና ኩሉ ንጽሕፎን👈 ንዛረቦን👈 ንጠንቀቀሉ ብካልእ ንገብሮ ሓጥያት 👈ከይኣክል ሕማቅ ኮመንት👈👈 ብምጽሓፍ እውን ሓጥያት ኣይነጽሕፍ ንጠንቀቅ ክቡራት ኣሕዋት ተኪእልኩም ግን ሳብስክራይብ👈 ግበሩለይ please 🙏🙏🙏 ስቅ ኢልኩም ኣይትሕለፉ ኣምላክ 🌸ድማ ሰላምን ቅሳነትን 💛❤ንመላእ ዓለም ክከውን ቅዱስ ፈቃድ ኣምላክ ኣብርሃም ስላሴ ኣጋእስትኣለም🌸❤ መድሓኒት ዓለም ይኩን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
ኣሰይ ሶሊ ሓፍተይ ኣነስ ስቅ ኢለ እየ ዝፈትዋ ነይረ ሕጅሞ ከኣ 💘 ፍጻሜኪ የጸብቀልኪ ሶሊተይ🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ ኣብቱ የፅንዐኪ ምቅርተይ❤❤
AMEN AMEN AMEN ❤❤❤
God has chosen her to serve him and she is lucky!!
እንኳን ብሰላም መጣህ ነሹዬ በእውነት መታደል ነው እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናሸ እህቴ
ኣሰይይይ ሳሌም ሽኮር ኣበይ ኣላ ክብል ክሓስብ ተሳቅየ ኣብ ገለ እንተርቪው እናገበረት ምስ ሳሚ ተባኢሳ እዚ ከሉ መከራ ካምዘሐለፈት ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ኢየ ነቢዐ ኣብዚ ደረጃ እዚ ምብፃሕኪ ሓጎሰይ መግለፂ የብሉን ሳሌም ሽኮር ተመስገን እንኮን ናብዚ ኣብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የምብርኪ ሳሌምይ ሽኮር🙏🙏🙏 ጥዑም ዜና ብሓቂ 🥰🥰🥰ታይ ይብል ነሹ ሓወይ TH-cam ናይ ሳሌም
እግዚአብሔር ኣምላክ ጀማሪት ዘይኮንኪ ፈፃሚት ክትኮኑ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ከምቲ ቁዱስ ቃሉ ዝብሎ ጀመርቲ ብዙሓት እዮም ፈፀምቲ ዉሑዳት ዮም ዝብል ፈፃሚት ክትኮኒ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ሰሉየይይ
ተመስገን ደስ ክትብለካ ካብ ዝፈትወን ስነ ጥበባዊያን ሓንቲ እያ ሶ ትዕድልቲ እዩ እዚ መጨረሻና የስምረልና🙏🙏💔😓😓
Selu is the Top 1 eritrean artists ❤👌🏽❤✝️❤
Amlak tewahdo yibarka.
Egziabher tsegu yebzhalki Solye mikirti .wetru kitzmri niberi. GBU with your Familie.
Waww des zebl medeb amxikalna Neshnesh hawna niselina haftna kea hayln brtien yhaba fetari 🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ዝሓፍተይ 🏖🤲
Assyyy nay bahke adlna eya adman tanan yeahbke ftari ❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy selu haftey enqaney abey emo kulu kemu ente zkewn temesgen amlak thanks neshnesh hawey
ሰሉየ ሓፍተይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዛሓልኪ ::ንዓኪ ድማ የማስለና ስሉ ሓፍተይ እንቃዕ ነቲ ምሕረት ዝገበረልኪ ኣምላኽና ኣብ ምምስጋን ኣብቃዓኪ ::
ሰሊና ሽኾሪና 💖💖💖
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓላ ሰሉ ሽኮር ካብተን ኣዝየ ዝፈትወን ስነጥበባውያን ሃገርና ኢያ
Salena shkor btaemi ye zfetweki btaemi des zbl u egziabiher amlak edmen tenan yhabki
ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ
ሰሉ ሓፍተይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ
ብቀደሙ ውን ክፈትዋ ዝነበርኩ ሕጂ ከኣ ዝያዳ ፈትየያ አምላክ ጀማሪት ዘይኮነት ፈጻሚት ይግበራ ንኩልና መንገዲ የማን ይምረሓና❣️
Love you so much ❤️ 💗 💓
selu is the Top 1eritrean artists❤❤❤❤❤
amen amen amen nesh des zebal ❤️❤️❤️❤️❤️
Aseyyy❤❤❤❤
👍❤️ ደስ በሃሊ
Selina abay seb
ኣልልልልልልልልልልልልልልልል ሰሊና ሓፍተይ ተመሰገን ኣምልክ ኣንኮዕ ብሰላም ናብ አበቀዕኪ
Asey Selu shukor amlak edmen tienan yhabki
God bless you,
👍👍👍👏👏👏
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ኣርቲስ ሰሊና
Mkrti ❤🙏
excellent
ኣሰይ fetari edmen tenan yhabki
ነተን ካልኦት።አሕዋትና ኸኣ ከምዚ ናትኪ እፍጠረለን ሰሉ ሓፍተይ
ብናይ ሰሊና ሓፍትና ኣዚና ተሓጉስናን ደስ ኢሉና ደሃይ ነብያት የማነ'ኸ እንታይ ኣለካ ነሽነሽ ሓወይ ብዝተረፈ እግዚአብሔር ንኹልና ኣብ ቤቱ ክንነብር ምርጫ ካባና ጌርዎ እዩ'ሞ ኩሉና ምርጫና ክንጥቀመሉ ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለየና
Amen nesu Ayney
It is a great Blessing!!!
❤️❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️ ሶሎ ሓብተይ ደስ ዘበል አዩ ከማከይ የማስለና ናይዛ ዓለም ኣወዴኒ ኣሎ
አብ ቤቱ የጸንዕኪ ሓፍተይ
እሰይ ክብረተይ ጀማሪት ዘይኮነስ ፍፃሜኺ የርእየና ክብረተይ ኹላትና ከማኺ ይግበረና
Solu shikor Amlak enkae abzi Abkaaki
Neshu abi seb xbuk melekti
Shikor zkonet gal 💙💙💙
selina nay bhaki bhlnay kryeki keleku ab menfesawnet yetiye kulu gzie yseleki nere eti mkniyat dma lewah feqar halafnet twesd koynki twasi sle zneberki u btami dma yfetweki nere bunet dma lomi abzi bkemzi dereja kryeki keleku btami btami hagos ysmeani amlak mefexemtaki mefexemta qdusan ygberelki brktey
አንካዕ ብሰላም መፃካ ነሹ ሓወይ ኩሉኩም ናይነሽነሽ ተካታተልቲ ብሮፍይል ፀቂጥኩም ቤተሰብ ግበሩኒ ኩቡራተይ ኣሕዋተይ🙏
She is the best
Soli shikor ab tbeb eka entedelenaki...ab zbelexe sle zmexaki gn please kexlyo we love you Soli shikor
Asseyyyyyyyyyyy Anti brkti tebareki . QinAt werisuni mchwti selu mqrti.
ነዚኣ ትሰምዑን ተንቡብን ደለኹም ካብ ዘጋጠመኩም ሽግርን መከራን ወጺኹም ወይ ሓሊፍኩም ሰናይ ራሓ ናብራ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏❤ ።
አሰይይይይይይ አግዚአብሔር ይመስገን
Asey
Asey selina shkorr amlak xegu ybzhalkiii
💘💝💝
ኣሰይይይይ ሰሊና ሽኮሪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ
እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ዘይጠቅም ምዃኑ ናይ ዓለም ፈሊጣቶ ከምቲ ሃውርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ “ኲሉ ተፈቒዱለይ ኣሎ፡ ግናኸ ኲሉ ኣይጠቅምን እዩ። ኲሉ ተፈቒዱለይ ኣሎ፡ ኣነ ግና ሓደ ነገር እኳ ኺመልከኒ ኣይሐድጎን እየ።” - 1ይ ቆረንቶስ 6፥12
😍😍😍❤❤❤
ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብካ ንፉዕ ቐጽሎ
😍🥰🥰✝️🙏
ማራ ይፈትዋኔረ ሕጂ ካሞ ልዕሊ ማንም ኣድንቐ ኣይጸግባን
1983 pee atetsebekuwan ms nay guala demirkayo ketkewun neshu🤣selitey memaqrti fetari omri yhabki🙏🥰
ካብ ቀደም ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ብዝበለፀ ክኣ ሕጂ ፈትየያ ፈጣሪ ጀማሪት ዘይኮነ ፈፃሚት ይግበራ ንኹላትና ብመንገዱ ይምረሐና
አግዛቢሄ ምሳኪ ዩኩን ሓሳብ ልቢኪ የሰምርልኪ ምሰ ባዓል ቃልኪዳንኪ ፈቅሪን ሲኒትን ያሃብኩም ምባሊቲ ይግብርኩሞ ምሰትያት ምምህር ምናእሰይ ኢኪ
❤❤❤wowww btami des zbll
ሰሉ ሓብተይ ጸጉኡ የብዛሕልኪ
የሕዋተይ 💛❤🌸🌹ሳብስክራይብ👈 ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓተኩም የሕዋተይ 🙏🙏🙏
Wawww kab alemawinet nab menfesawit mietaw malet kab mot nab hiwet malet eyu ketsilyo✝️✝️✝️
ኣሰይይይይይይ ብሃቂ ደስ ዘብል
Selu shekor azye zfetwa tewesaeti
አሰይ ብልጽተይ❤️❤️❤️ነሹ ዓርከይ ናታ ቻናልባ ኣብ ታሕቲ ግደፈና
Selina 🙏🙏🙏🙏
Wowowo🥰🥰
Merhaba bezia endiye zfetweka neshnesh mhgos
ሳሊና እንቃዕ ካብ ሰነቀንጠብጠብ ናብዚ ሒዝክዮ ዘሎኺ ዓቢ ነገር መንገዲ ክርስቶስ ኣብ ሃይማኖትኪ ጽንዕቲ ክትኮኒ ኣብቅዓኪ ኣብ ሃይማኖትኪ ክትጸንዒ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዝኪ እቶም ዝተረፉ ከማኺ የማስሎም ሰሉየ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ከምዚ ናትኪ ኣምላኽ ዝሃቦ ዩ ዝረኽቦ
Wawwww selina shikorr edmen tienan yihabki
Aesyyy dese zebel edmen tenan yhabeki fetari
Entay zbl alewa Chanel
Sulamatis tbl
th-cam.com/video/3BMnhXXWUm8/w-d-xo.html አብዝይ አለካ
Amen(3)
bro 💖👈
በዓል ሳሊና ካብ ጥበብ ናብ መገዲ ኣምላክ ትምለሳ የሐጉሰካ ፡፡በዓል ዮርዳኖ ሞቲቨሽን ኣመዝራ ከኣ መንስያት ከትርክስ ክትጽይቅ ትውዕል ፡፡
እስቲ ኣድነቅቲ ሰሊና
ኢድካ ኣውጽእ
👍
ትዓዲላ እግዚአብሔር ከም ናታ የማስለና ጀመርቲ ዘይኮናስ ፈፀምቲ ይግበረና😢👏👏👏👏
ኣሰይይይ ፍጻሜኪ የጸብቀልኪ ዝሓፍተይ
ናይ ባሓቂ ምስ እግዚአብሔር ምንባር ኢዩ ዝመቀረ
ኣምላክ ኣቦይ ንዓይ ውን ካም ሰሊና ናብ መንገድካ ምርሓኒ 👏👏👏
Amen 🙏
Aman Aman Aman to mi::😀😀♥️♥️♥️🙏🙏🙏👍👍👍✋✋✋
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣነ እብ ፊልም ዓለም ኤርትራውያን እታ ቀድስመይቲ ዝፈትዋን ዘድንቓን ዝነበረ ሶሊ ሕጂ ከኣ እሞ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎሰላ መንፈሳዊ ሂወት ሰሊ ኣጆኺ ድንግል ማርያም ትሓግዝኪ ፍጻመና የጸብቆ
Amen 🙏
Amen amen amen
እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ ሳሌና ሓፍት ካብተን ዝፈትወን እያ እንኳን ኣብዘይ ኣብፀሐኪ ንዓኪ ዝቀየረት ንዓና ደማ ይቃይረና👏👏👏
Aman Aman Aman Aman Aman
Aman Aman Aman Aman
Aman Aman Aman
Aman Aman
Aman:
Amlkje meski and Mesna Jukunlana Aman (Salin haftje)😀😀♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯✋✋✋✋✋✋👍👍👍👍👍👍👍🌍🌎🌏🌍🌎🌏🌍
ንአግዚኣብሔር ዝሳኣኖ የለቦን መዝሙር ንአግዚአብሔር ምስጋና ምምስጋን ክንደይ ደስስስ ይብል ቀፅልሉ ክብርቲ ሓፍትና
ደርፍይ ዋላ ሓንቲ ጥቅሚ የቡሉን 0+0=0 ሰለ ዝኾነ
ናይ በሓቂ እግዚኣብሄር ዝገበረልካ ምዝኻር እቲ ዝዓበየ ጸጋ እዩ እግዚኣብሄር ነዓና ውን ይጽወዓና ስለ ዘሎ ጊዜ ንእግዚኣብሄር ኣይፍለዮን እዩ ንኽትምለሶ ቀጸራ ኣየድልን እዩ ናብ እግዚኣብሄር ምምላስ ማለስ ሰናይ ገድሊ ምግዳል እዩ ዕረፍቲ ነብሲ ትረክበሉ
Yes Amlkje meskum and mesna jukunlana Aman::
እሰይይይይ ነሽነሸየ መአተዊ መዝሙር ክትገብር ከለኻ ፅቡቅ እዩ ደስስስ ይብለኒ
Kulu gize bmezmur zjimr ab kalie chanel aleki
@@berbere4478 እሽኒ
ነሽነሽ ሓወይ ናይ ሰሊና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ::እግዛበሄር ጸጋ ኣብዝሕላ እግዛኣብሄር ሓሪዋ : ናይ ብሓቂ ka እቲ ዝተገብረላ ውዕለት ከይረሰዒት : ኣብ ቤት እግዛቤሄር ተገልግል ኣላ : ንስኻ ውን ነዚ በለካ ለኻዓካ ንሰብ ዘይርብሕ ንግዛብሄር ዘጉሂ ወረ ገዲፍካ ወንጌል ክትምህር እግዛበሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ 🙏🙏🙏🙏
ኣኩሪዓትና ናይ ብሓቂ ልባም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ክማኪ ይማስልና ስሉየ ሽኮር❤️💋🥰🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዋይ! ተመስገን ነሽነሸ እዚ መዝሙር ከይትቅይራ
ደርፊ ከይትገብራ👌
እወ አነስ ከመይ ድዩ ትሕጉስ ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ንኩሉና ከም ናታ ይፅውዕና ናብ ነብስ ተምለስ
Amen 🙏
Aman Aman Aman Amlkje mesna and meskum and mesha jukunlana Aman::
አሰይይይይይ ብሓቃ. ብጣዕሚ ዝፎትዋ ምቅርቲ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ንዘልአለም አቤቱ የንብርኪ ክብረተይ ❤❤ብሓቃ ክሎምያ ካምአ ተዝኮኑ
ተመስገን ነሹዬ መዝሙር ሰሚዐስ ደስ ኢሉኒ♥️✝️
ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኪ ሶልያና ሓፍትና ኣምላክ ውን ከምዚ እዩ ዝደሊ ካብቲ ርሑቅ ዘቅርብ ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኩን ኣሜን ?
ተመስገን ንበል 🌸🌸ከምቲ ንሕና ንጉሆ👈 ተሲእና ገጽና 👈ንሕጸብ ክንደይ ኣሕዋትና ድማ ንጉሆ ተሲኦም ኩላሊቶም👈 የሕጽቡ ስለዚ ኣምላክ 💛🌸ጎይታ ካብ ኩሉ ክፉእ እኩይ ስራሕ ሰይጣን 👹ሓልዩ ዝተባረከ ዝተቀደሰ ለይቲ ኣሕዲሩ 👈ዝተቀደሰ መዓልቲ እውን ዘውዕለና ዘሎ ንሕና ድማ ካልእ ይትረፍ ተመስገን👈🌸 ኢልና ምስጋና ነብጽሕ ውህብቶ👈 ንዝሃበና ሰብ ኣመስጊና ነመስጋኒ ንህቦ ንጎይታ 🌸💛ምንም ዘይሰኣኖ "ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ብዘይ ዓንዲ ሰማይ ዘቆመ "👈ኩሉ ብነጻ👈 ብዘይ ምንም ክፍሊት ኩሉ ዘድልየና ዝሃበና ደኣ እሞ ዘይነመስግኖ ኣይነማርር ካብኡ ዝከፍእ ከይመጸና ኩሉ ንጽሕፎን👈 ንዛረቦን👈 ንጠንቀቀሉ ብካልእ ንገብሮ ሓጥያት 👈ከይኣክል ሕማቅ ኮመንት👈👈 ብምጽሓፍ እውን ሓጥያት ኣይነጽሕፍ ንጠንቀቅ ክቡራት ኣሕዋት ተኪእልኩም ግን ሳብስክራይብ👈 ግበሩለይ please 🙏🙏🙏 ስቅ ኢልኩም ኣይትሕለፉ ኣምላክ 🌸ድማ ሰላምን ቅሳነትን 💛❤ንመላእ ዓለም ክከውን ቅዱስ ፈቃድ ኣምላክ ኣብርሃም ስላሴ ኣጋእስትኣለም🌸❤ መድሓኒት ዓለም ይኩን 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
ኣሰይ ሶሊ ሓፍተይ ኣነስ ስቅ ኢለ እየ ዝፈትዋ ነይረ ሕጅሞ ከኣ 💘 ፍጻሜኪ የጸብቀልኪ ሶሊተይ🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ ኣብቱ የፅንዐኪ ምቅርተይ❤❤
AMEN AMEN AMEN ❤❤❤
God has chosen her to serve him and she is lucky!!
እንኳን ብሰላም መጣህ ነሹዬ
በእውነት መታደል ነው እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናሸ እህቴ
Amen 🙏
ኣሰይይይ ሳሌም ሽኮር ኣበይ ኣላ ክብል ክሓስብ ተሳቅየ ኣብ ገለ እንተርቪው እናገበረት ምስ ሳሚ ተባኢሳ እዚ ከሉ መከራ ካምዘሐለፈት ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ኢየ ነቢዐ ኣብዚ ደረጃ እዚ ምብፃሕኪ ሓጎሰይ መግለፂ የብሉን ሳሌም ሽኮር ተመስገን እንኮን ናብዚ ኣብቀዐኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የምብርኪ ሳሌምይ ሽኮር🙏🙏🙏 ጥዑም ዜና ብሓቂ 🥰🥰🥰ታይ ይብል ነሹ ሓወይ TH-cam ናይ ሳሌም
እግዚአብሔር ኣምላክ ጀማሪት ዘይኮንኪ ፈፃሚት ክትኮኑ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ከምቲ ቁዱስ ቃሉ ዝብሎ ጀመርቲ ብዙሓት እዮም ፈፀምቲ ዉሑዳት ዮም ዝብል ፈፃሚት ክትኮኒ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን ሰሉየይይ
ተመስገን ደስ ክትብለካ ካብ ዝፈትወን ስነ ጥበባዊያን ሓንቲ እያ ሶ ትዕድልቲ እዩ እዚ መጨረሻና የስምረልና🙏🙏💔😓😓
Selu is the Top 1 eritrean artists ❤👌🏽❤✝️❤
Amlak tewahdo yibarka.
Egziabher tsegu yebzhalki Solye mikirti .wetru kitzmri niberi. GBU with your Familie.
Waww des zebl medeb amxikalna Neshnesh hawna niselina haftna kea hayln brtien yhaba fetari 🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ዝሓፍተይ 🏖🤲
Assyyy nay bahke adlna eya adman tanan yeahbke ftari ❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyy selu haftey enqaney abey emo kulu kemu ente zkewn temesgen amlak thanks neshnesh hawey
ሰሉየ ሓፍተይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዛሓልኪ ::ንዓኪ ድማ የማስለና ስሉ ሓፍተይ እንቃዕ ነቲ ምሕረት ዝገበረልኪ ኣምላኽና ኣብ ምምስጋን ኣብቃዓኪ ::
ሰሊና ሽኾሪና 💖💖💖
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓላ ሰሉ ሽኮር ካብተን ኣዝየ ዝፈትወን ስነጥበባውያን ሃገርና ኢያ
Salena shkor btaemi ye zfetweki btaemi des zbl u egziabiher amlak edmen tenan yhabki
ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ
ሰሉ ሓፍተይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ንዘልኣለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ
ብቀደሙ ውን ክፈትዋ ዝነበርኩ ሕጂ ከኣ ዝያዳ ፈትየያ አምላክ ጀማሪት ዘይኮነት ፈጻሚት ይግበራ
ንኩልና መንገዲ የማን ይምረሓና❣️
Love you so much ❤️ 💗 💓
selu is the Top 1eritrean artists❤❤❤❤❤
amen amen amen nesh des zebal ❤️❤️❤️❤️❤️
Aseyyy❤❤❤❤
👍❤️ ደስ በሃሊ
Selina abay seb
ኣልልልልልልልልልልልልልልልል ሰሊና ሓፍተይ ተመሰገን ኣምልክ ኣንኮዕ ብሰላም ናብ አበቀዕኪ
Asey Selu shukor amlak edmen tienan yhabki
God bless you,
👍👍👍👏👏👏
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ኣርቲስ ሰሊና
Mkrti ❤🙏
excellent
ኣሰይ fetari edmen tenan yhabki
ነተን ካልኦት።አሕዋትና ኸኣ ከምዚ ናትኪ እፍጠረለን ሰሉ ሓፍተይ
ብናይ ሰሊና ሓፍትና ኣዚና ተሓጉስናን ደስ ኢሉና ደሃይ ነብያት የማነ'ኸ እንታይ ኣለካ ነሽነሽ ሓወይ ብዝተረፈ እግዚአብሔር ንኹልና ኣብ ቤቱ ክንነብር ምርጫ ካባና ጌርዎ እዩ'ሞ ኩሉና ምርጫና ክንጥቀመሉ ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለየና
Amen nesu Ayney
It is a great Blessing!!!
❤️❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️ ሶሎ ሓብተይ ደስ ዘበል አዩ ከማከይ የማስለና ናይዛ ዓለም ኣወዴኒ ኣሎ
አብ ቤቱ የጸንዕኪ ሓፍተይ
እሰይ ክብረተይ ጀማሪት ዘይኮነስ ፍፃሜኺ የርእየና ክብረተይ ኹላትና ከማኺ ይግበረና
Solu shikor Amlak enkae abzi Abkaaki
Neshu abi seb xbuk melekti
Shikor zkonet gal 💙💙💙
selina nay bhaki bhlnay kryeki keleku ab menfesawnet yetiye kulu gzie yseleki nere eti mkniyat dma lewah feqar halafnet twesd koynki twasi sle zneberki u btami dma yfetweki nere bunet dma lomi abzi bkemzi dereja kryeki keleku btami btami hagos ysmeani amlak mefexemtaki mefexemta qdusan ygberelki brktey
አንካዕ ብሰላም መፃካ ነሹ ሓወይ ኩሉኩም ናይነሽነሽ ተካታተልቲ ብሮፍይል ፀቂጥኩም ቤተሰብ ግበሩኒ ኩቡራተይ ኣሕዋተይ🙏
She is the best
Soli shikor ab tbeb eka entedelenaki...
ab zbelexe sle zmexaki gn
please kexlyo we love you Soli shikor
Asseyyyyyyyyyyy Anti brkti tebareki . QinAt werisuni mchwti selu mqrti.
ነዚኣ ትሰምዑን ተንቡብን ደለኹም ካብ ዘጋጠመኩም ሽግርን መከራን ወጺኹም ወይ ሓሊፍኩም ሰናይ ራሓ ናብራ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏❤ ።
አሰይይይይይይ አግዚአብሔር ይመስገን
Asey
Asey selina shkorr amlak xegu ybzhalkiii
💘💝💝
ኣሰይይይይ ሰሊና ሽኮሪ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ
እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ዘይጠቅም ምዃኑ ናይ ዓለም ፈሊጣቶ ከምቲ ሃውርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ “ኲሉ ተፈቒዱለይ ኣሎ፡ ግናኸ ኲሉ ኣይጠቅምን እዩ። ኲሉ ተፈቒዱለይ ኣሎ፡ ኣነ ግና ሓደ ነገር እኳ ኺመልከኒ ኣይሐድጎን እየ።”
- 1ይ ቆረንቶስ 6፥12
Amen 🙏
😍😍😍❤❤❤
ጽቡቅ መደብ ኣቅሪብካ ንፉዕ ቐጽሎ
😍🥰🥰✝️🙏
ማራ ይፈትዋኔረ ሕጂ ካሞ ልዕሊ ማንም ኣድንቐ ኣይጸግባን
1983 pee atetsebekuwan ms nay guala demirkayo ketkewun neshu🤣
selitey memaqrti fetari omri yhabki🙏🥰
ካብ ቀደም ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ብዝበለፀ ክኣ ሕጂ ፈትየያ ፈጣሪ ጀማሪት ዘይኮነ ፈፃሚት ይግበራ ንኹላትና ብመንገዱ ይምረሐና
አግዛቢሄ ምሳኪ ዩኩን ሓሳብ ልቢኪ የሰምርልኪ ምሰ ባዓል ቃልኪዳንኪ ፈቅሪን ሲኒትን ያሃብኩም ምባሊቲ ይግብርኩሞ ምሰትያት ምምህር ምናእሰይ ኢኪ
❤❤❤wowww btami des zbll
ሰሉ ሓብተይ ጸጉኡ የብዛሕልኪ
የሕዋተይ 💛❤🌸🌹ሳብስክራይብ👈 ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓተኩም የሕዋተይ 🙏🙏🙏
Wawww kab alemawinet nab menfesawit mietaw malet kab mot nab hiwet malet eyu ketsilyo✝️✝️✝️
ኣሰይይይይይይ ብሃቂ ደስ ዘብል
Selu shekor azye zfetwa tewesaeti
አሰይ ብልጽተይ❤️❤️❤️
ነሹ ዓርከይ ናታ ቻናልባ ኣብ ታሕቲ ግደፈና