ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 4 Feb.2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
    ፖሊስ ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ሃድን የካይድ
    ርእይቶታት ነበርቲ ክልል ትግራይ ንጻውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ
    መደብ ኣመሪካና
    #eritrea #ethiopia #KenyaPolice #tigrayregion #OLA
    🔵 VOATigrigna Daily Show
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: / channel
    VOATigrignaድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น • 3

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 4 วันที่ผ่านมา

    They did Hgdf the same in Eritra and Tigray

  • @mogostekle4180
    @mogostekle4180 5 วันที่ผ่านมา +1

    በጃኺ ሐዚ ሕንዚ ኣይትበሊ ሕጂ መሊ