Live Eritrean Music Mix 2024 Part 2 ( Rahel Oqbagabr, Yohana solomon(Rubi), Chapiko, Qaleab Daniel)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 มิ.ย. 2024
  • Talented eritrean singing live on a fashion show with their magical voices and increasing the level of music and art of Eritrea, if you have any comment or feedback, don't hesitate to write to us #eritrea #eritreanguayla #habesha #neweritrean #music #eritreansong #ethiopian #event #wedding
  • เพลง

ความคิดเห็น • 15

  • @gideyandemeskel8267
    @gideyandemeskel8267 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    It's beautiful I love you very much oll off you very good job❤God be with you bless oll

    • @otkhabesha
      @otkhabesha  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️❤️

  • @naboobsprit5638
    @naboobsprit5638 2 วันที่ผ่านมา +1

    በጃኩም ደቂ ኤረይ እዚ 2ይ ደራፉይ ሽሙ ታሐባበሩኒ የሕዋት pls

  • @brktiselemun3495
    @brktiselemun3495 วันที่ผ่านมา +2

    በጃኽን እባ ቁሩብ በሓዳኣፊቱ እንታይ ኢና ገርናክን ንብሎ ንዛሮቦ እካ ጠፊኢና ብፍላይ እታ ራሄል ሲ በጃኽን ኢለክን እዚ ምስ ምዕባለ ግዜ ዘምጾኦ እዩ እሞ ክንክደኖ ኢና ኢልክን ትኽደነኦ ዘለኽን ሕማቕ ኣለኽን
    መጀመርታ ስነጥበበኛታት ኢኽን ንስነጥበብ ሃገርክን ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወኪልክን እኽን ትመጻ ዘለኽን እቲ ስነጥበብ እንታይ እዩ ቱሩጉሙ ጽቡቕ ጌርክን ትፈልጦኦን ትርዶኦኦን ኢኽን መስለኒ
    በጃኽን ኢልናክን ተገዳስነትን ክብረትን ናይ ሃገርክንን ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ታዓዘብትኽንን ተኻታተልትኽንን ይሃልወክን ካበይ ኢኽን ኣምጺኢክነኦ ካበይ ኤኽን ቀዲሕክነኦ ኣበይ ኢኽን ሪኢኽነኦ ክርዳኣኒ ኣክእልን እዩ 😢😢😢 ካብዘን ቀዳሞት ዓበይቲ ስነጥበበኛታት ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከይንብል ጽቡቕ እዪ ኣካዳድነኤን ካብ ደገ ካብ ወጻኢ ከይንብሎ ኣብ ወጻኤ ድያስቦራ ኢና ንቕመጥ ንነብር ዘለና ኣብ ወጻኢ ሲ ኣብ ግዜ ሳመር ወይ ኣብ ግዜ ሓጋይ ጸሓይ ክጽለዉ ክብሉ ኩሎም እዮም ከማን ንሶም ቁሩብ ኣካዳድና ይቕይሩ
    እዘን ናይ ሎሜ ደቀንስትዮ ናኣሽቱ ሕጂ መጺእክን ዘለኽን ስነጥበበኛታት ግን እንድዒ እንታይ ኢና ክንብለክን ኣይፈልጥን😢😢😢በሓቂ ተሓፍር ትሓንኽ ሕሰባሉ ኢኽን ዘን የሕዋተይይይ ናይ በሓቂ ኑፉዓት ኢኽን ግን መንፋዓት ጥራይ ኡኹል ድዩ ኣይኮነንን በጃኽን ኢልናክን ንሕና ኣብ ደገ ኢና ንቕመጥ ከምዚ ናትክን ኣይረኣናንን ኮመንቲ ቡዙሕ ኣይክሕፍን እየ ኣብ ዝኾነ ግን ከምዜ ክትሪ ዝኾነ ክትሰምዕ ከለኻ እሞ ኸኣ ብሃገርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሕሙማት ኢና ኣብ ስነጥበብ ብፍላይ ከኣ
    ምናልባት ብናተይ ርዲኢት ሓሲበ ይዛረብን ይጽሕፍን ከይህሉ ጌጋ ጌጋ መረዳእታ ከይህልወኔ ንዓይ ዌን ክትእሩሙኒ እየ ዝደሊ ሓሳባትኩም ክቕበል እየ የሕዋተይይይ ኤርትራዉያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብዝኾነ እንተ ካብ ምፍላጥ እንተዘይ ካብ ምፍላጥ ዝተጋገኽዎ እተለኔ ይቕሬታ🙏🙏🙏🙏 ሓሳባትኩም ኣፍሱሱ ኢኹም።

  • @romanande169
    @romanande169 29 นาทีที่ผ่านมา

    Akedana zero deki anstyo kefenfnaka zey tstera himam

  • @user-vc3hd8qx3e
    @user-vc3hd8qx3e วันที่ผ่านมา +1

    Hade afitu eta gonaki awxya gunifti

  • @HenokUTD
    @HenokUTD 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላ ኣይከሰብ በቃ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ ብሮ❤

    • @otkhabesha
      @otkhabesha  2 วันที่ผ่านมา

      @@HenokUTD 🙏 ❤️

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚታትሱ ሚለን ሀይሉ ጌራቶ ኢልኽን ዲኽን ትግብርኦ?

  • @genethalelid4486
    @genethalelid4486 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ካልአይ ዝደርፍ ዘሎ በስምአም ህድእ ዝበለ ክጥዕም

    • @otkhabesha
      @otkhabesha  6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️❤️❤️❤️

  • @nazrietkbreab4584
    @nazrietkbreab4584 วันที่ผ่านมา +3

    እንታይ ዝበደልና ሰባት ኢና ግን ራሄል በጃክን እባ ሓደ ኣፉ ጥራይኪ ዘይትመጺ እንድዒ ሕማቅ ከይተዛርብና ደድሕሪ ኣድጊ ዝከደ ጥራጥ ኣድጊ ለመደ ጌርክዎ

    • @brktiselemun3495
      @brktiselemun3495 วันที่ผ่านมา +2

      ኣነ ስነጥበበኛታት ሃገርና ክፈትዎም መዓት እየ በዛ ኣካዳድና እዚኣ ግን ናይ በሓቂ እየ ዝስማዓኒ😢😢😢 ካበይ እየን ኣምጺኦነኦ ኣይፈልጥን እየ ካበይ እየን ቀዲሖነኦ ኣይፈልጥን እየ እንታይ ከም ንብል ከማን ጠፊኢና ክብረት ናይ ህዝበንን🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ ታዓዛቢኢንን ተኻታተልተንን ዘይ ብለን 😢😢😢

  • @genethalelid4486
    @genethalelid4486 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ራሄል በጃኺ ዝሐፍተይ አከዳድናኺ አብነት ህዝብኪ ኢኺ በቃ ኩሉ ጊዜ ዜሮ እዩ አከዳድናኪ በጃኺ ናይ ባህሊ ተኸዲንኪ ወይ ፊልም ክትሰርሒ ከለኺ ብጣዕሚ ኢኺ ደስ ትብልኒ አብ ናይ ፈረንጂ አከዳድና ግን አይ ግድን።