ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነስ አታኽልቲ ነጋ ክፈትዎ ናቱ ስራሕ ክርኢ ሃረር እየ ዝብል ሕደግ እንዶ መፀና❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብ ቀረባ እዋን ክትመጹና ብሃንቀውታ ንጽበየኩም ጀጋኑና🙏❤❤❤
ደጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
gual hadi shkor
Aebe❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕
💙🌲🌟👌💪🔥
❤❤🎉
በጃኩም ኣብ ስደት ዘለና ተሓባበሩና ብዩቱብ ምፁና በጃኩም ተለመኑና😢😢😢
ኣብ ቀረባ እዋን ግዜ ለኩሉ ዝብል ተኸታታሊ ድራማ ክጅመሩ እዮም። ኣብ ናይ Gere Emun Entertainment ቻናል ክትረክብዮ ትኽእሊ ኢኺ🙏
ብሃንቀውታ ንጸበዮም ኢና🙏❤❤
አቱሙ ህዝበይ መረቃሲ ተሙሩቁ ንሕና አብ ደገ ዘለናክ ብከመይ እና ንሩኡ ኡዙ ፉልም አረ አብ ናይ ገረበትና እና እዉዑል ዘለና መርቃ ጥራሕ አይትኩኑ አብ ዮቱቭ ዘረጋሕወ 🙄😒😒😒😒
ሓቅኺ እንድኪ ግን ፊልሚ ብፍላይ ኣየዋፅእን ናብ ዩቱብ እምበይ ሃረር ንብል ኣለና ሀዚ ግን ክመፁና እዮም ጊዜ ለኩሉ ተኸታታሊ እዩ ይመስለኒ❤
@@Haregte አነ ብ ጥዓሚ ኢየ ፉለማ ዝፈቱ ናይ ገረበትና ኢየ ነረኡክ ዙዉዐል ኣብ ንትግራይ ንዘሎ መፈለምታት ግንመረቃብቸ እንበር ዘይ ዙረጋሕ ተሰሪሑ፣ክቀመጡ፣ድዮም፣ዝሰርሕዎ፣ናይ፣ቀደመ፣ከናት፣ኣሎ፣ኣይብሃልን፣ግን፣መርቁ እንበር፣ፉልም፣አይዙራጌሕን፣ንማንታይ??😒😒😒😒😒
@@edon7537 ጓል ዓደይ ሓደ ዘይተረደአኪ ነገር ኣሎ ዝኩሉ ገንዘብ ኣውፂኦም ሰሪሖም ኣብ ሲኔማ እንተዘይተራእዩ ታይ ትርፎም?? ኣነ እውን ከማኪ እየ ክርኢ ሃረር ዝብል ግን ንኦኦም እውን እናሓሰብና ካብኡ ክዓ ካብ ቅድም ሀዚ ይሐሽ ይሕመቅ ይፀብቅ ምስ ኩለ ጎዶሎታቶም ኣለው እኒ ባዓል 2+ዓለም ገሬ እሙን, እንዳ ተሐሽ, ንጉስ ሕድሪ ዝኣመሰሉ ኣለው ካብ ዝዘኸርክዎም እየ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ኣነስ አታኽልቲ ነጋ ክፈትዎ ናቱ ስራሕ ክርኢ ሃረር እየ ዝብል ሕደግ እንዶ መፀና❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣብ ቀረባ እዋን ክትመጹና ብሃንቀውታ ንጽበየኩም ጀጋኑና🙏❤❤❤
ደጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
gual hadi shkor
Aebe❤
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕
💙🌲🌟👌💪🔥
❤❤🎉
በጃኩም ኣብ ስደት ዘለና ተሓባበሩና ብዩቱብ ምፁና በጃኩም ተለመኑና😢😢😢
ኣብ ቀረባ እዋን ግዜ ለኩሉ ዝብል ተኸታታሊ ድራማ ክጅመሩ እዮም። ኣብ ናይ Gere Emun Entertainment ቻናል ክትረክብዮ ትኽእሊ ኢኺ🙏
ብሃንቀውታ ንጸበዮም ኢና🙏❤❤
አቱሙ ህዝበይ መረቃሲ ተሙሩቁ ንሕና አብ ደገ ዘለናክ ብከመይ እና ንሩኡ ኡዙ ፉልም አረ አብ ናይ ገረበትና እና እዉዑል ዘለና መርቃ ጥራሕ አይትኩኑ አብ ዮቱቭ ዘረጋሕወ 🙄😒😒😒😒
ሓቅኺ እንድኪ ግን ፊልሚ ብፍላይ ኣየዋፅእን ናብ ዩቱብ እምበይ ሃረር ንብል ኣለና ሀዚ ግን ክመፁና እዮም ጊዜ ለኩሉ ተኸታታሊ እዩ ይመስለኒ❤
@@Haregte አነ ብ ጥዓሚ ኢየ ፉለማ ዝፈቱ ናይ ገረበትና ኢየ ነረኡክ ዙዉዐል ኣብ ንትግራይ ንዘሎ መፈለምታት ግን
መረቃብቸ እንበር ዘይ ዙረጋሕ ተሰሪሑ፣ክቀመጡ፣ድዮም፣ዝሰርሕዎ፣ናይ፣ቀደመ፣ከናት፣ኣሎ፣ኣይብሃልን፣ግን፣መርቁ እንበር፣ፉልም፣አይዙራጌሕን፣ንማንታይ??😒😒😒😒😒