ዘተ ንብራኸ ትግራት ዓለም ለኸ ሙሁራን ተጋሩ ዝተረኸብሉ ዓብዪ መድረኽ 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 163

  • @tsegayfikadu3062
    @tsegayfikadu3062 ปีที่แล้ว +4

    ብራኸ ሾው የቐንየለይ።ብዙሕ ተማሂረሉ እየ።

  •  ปีที่แล้ว +10

    Thank you Abba Teum, no more arrogant & imperious leadership. #TigrayPrevail #TDF🫡

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 ปีที่แล้ว +8

    Very educational presentation by Am.b. Wondmu Asamnew ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonigebru7587
    @yonigebru7587 11 หลายเดือนก่อน

    What an amazing and matured discussion? Waw am proud of you and proud of myself to be part of this people.
    God bless you

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 ปีที่แล้ว

    ብራኸ ሾው
    ብጣዕሚ የቀንየልና :
    ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተልኪ ደስ እዩዝብል🥰🥰🥰

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 ปีที่แล้ว +4

    Thank you, Jeganu, BertiUu!

  • @GiGi-xo3kk
    @GiGi-xo3kk ปีที่แล้ว +1

    Great, the best minds of Tigray makes me inspired. Keep up to a prosperous Tigray

  • @tarekegngebreyesus
    @tarekegngebreyesus ปีที่แล้ว +1

    Thank you ambassador Asaminew for your impressive and well articulated presentation which is substantiated by historical, philosophical & sociological theories. It is really very much touching & inspirational. Our political leaders should cautiously take lessons from such scholastic presentations which could serve as a spring board for all their career.

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 ปีที่แล้ว +2

    Aba Tium Berhe
    ❤❤❤❤❤

  • @tsegaygkirstosnegash3836
    @tsegaygkirstosnegash3836 ปีที่แล้ว +1

    Really impressive and fantastic dialog.

  • @amahagessesse837
    @amahagessesse837 ปีที่แล้ว

    Brake show is becoming one of the favorite media! Keep up

  • @medhenymeda-hd5im
    @medhenymeda-hd5im ปีที่แล้ว +2

    እዞም ሰረቅቲ ስንዳይ ዘይብሉ ደስ ዝብል ኣኬባ❤

  • @chxmp1
    @chxmp1 ปีที่แล้ว +11

    እንዚኦም ዝመስሉ ጀጋኑ ኣቦታትና ምኽሬምን ሓሳበምን ምስማዕ የድልየና ኩልና ተገሩ ሙሉጌታ ካብ ካናዳ ትግራይ ትስዕር

    • @kiliawta
      @kiliawta ปีที่แล้ว +1

      lol እንታይ ትግራይክትስዕር ድኣ። ኣየ ነገር ተጓሩ።
      ትግራይ ትግዕር:
      ብትዕቢት ተንቃዕርር፣
      ጁንቲት ትምድር :
      ኣብ ሕልሚ ትነብር :
      ከምኣድጊ ተንገርግር :
      ኣብ ባዶ ትፍክር :
      ጥፍኣታ ተበስር ፣
      እንዳለት ፈንጠርጠ :
      እንዳ ተሳሕገት ትጭፍር
      ብቓንዛ ትዓፍር :
      መቓብራ ትፍሕር :
      ብደዋ ትቕበር :
      ትግራይ ትሰዓር ፣
      ብዕንወታ ዘይትሓፍር፣
      ንመዋእል ከይትዝከር ፣
      ከምዘይነበረት ትሓርር።

  • @berhehagos-t3y
    @berhehagos-t3y ปีที่แล้ว +1

    so great idea gerealta-institution for all inclusive dealong about forcoming great of tigray..

  • @surafelmesfin2237
    @surafelmesfin2237 ปีที่แล้ว +1

    Ambassador Wedimu real intellectual approach
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AhmedMohameed-n7d
    @AhmedMohameed-n7d ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ትግርኝ ክትብሉ ከይደቀስኩም ትሓድሩ፡ ሕዝብኩም ድቃስ ከሊእኩሞም ኣቱምነጋዶ ደም፡ ብዙሕነት ስጋብ ዘይኣመንኩም ሰላም ክትሓድሩ ማለት ዘበትዩ፡፡
    እንድሕር ትበልኡወ ተረኪብኩም ደም ምፍሳስ ሽግር መከራ ምፍጣርዩ ስራሕኩም ንካልእ ኣቅምን ብቅኣትን የብልኩምን ፡፡
    ተንኮል ክፍኣት ምፍሓስ ኣይስልችወኩምንዲዩ፡፡
    እቲ ዘሎኩሞ ከባብን ጂኦግራፊን ክርድኣኩም ኣይክእልንድዩ፡፡
    እንካ ዘይፈልጥ መን ሓባ ኣልመዶ ናይ ካልኦት ኣሕዛብ ክብሪ ከይኣመንካ ካብ ጸቢብነት ከይወጻእካ ሰላም ክትረክብ ማለት ዘይሕሰብ እዩ፡፡

    • @amelemoges58
      @amelemoges58 ปีที่แล้ว

      ግን አንተ ማነህ ብዙ ቦታ አይሀለሁ ኢራኢሮ ወይንስ ትግራዋይ?

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ መጽናዕቲ! ደስ ዘብል ምዕቡል ኣዛራርባ!
    ኣበይ ደኣ ኔርኩም እዞም ሸቃሎ ናይ ምዕራባውያን 1,5ምልዩን ቆልዑት ብገንዘብ ክሸጥዎም ከለው!!!
    ድሌት ምዕራባውያን ከተተግብር ክንደይ ከማኻትኩም ምሁራት ክኾኑ ዝግብኦም ኣጥፊእኩሞም!
    ንሳኻትኩም ከ እስኪ ንጎርኒ ጆኖሳይድ ዶ ትብሉ ከምዘም ደናቁር!
    ምዕራባውያን ዓስቢ 1.5ምልዮን መናጁስ ብጆኖሳይድ ዝብል ቃል ከፊለሙኹም ከይዶም!!!

    • @AbderehimAbdella
      @AbderehimAbdella ปีที่แล้ว

      እንታይ ትብል አንታ ኸልቢ ጣሊያን??????

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sisaykidane1234
    @sisaykidane1234 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @mulugettakassa2222
    @mulugettakassa2222 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZaminskiTN
    @ZaminskiTN 3 หลายเดือนก่อน

    Entay gelioms amharu eyom msleli asmnew gessesew elka

  • @Pamela-cb6gl
    @Pamela-cb6gl ปีที่แล้ว +2

    Ambassador wendimu 👏👏

  • @jonathansemere7697
    @jonathansemere7697 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ እኮ ዝገርመኒ እዘን ምሑራን ትግራይ በሓፈሻ ሕዝብ ትግራይ ስጋብ ሕጂ ስልጡንን ናይ ምህደራ ሞገስ ዘለዎ ክንሱ ብህልፊ ድራዛት ህዝብና መጻወቲ ኽከውን ከሎ ምርኣይ ዘህዝን ኢዩ ።እስኸ ታሪኽ ስርሑ ትግራዋይ ታሪኽ ምስራህ ልማዱ ኢዩ ።

  • @YemaneHalefom-ez2tf
    @YemaneHalefom-ez2tf ปีที่แล้ว +5

    ሃጼይ ዮሀንስ ይኹኑ ስባጋደስ ካብ ምውቃስ ባህልና ምፍታሽ።ዋና ክውቀስ ዝግበኦ ህወሓትዩ።አብ ዘበናዊ ዓለም ናይምልዋጥ ዕድል ነይርዎ።

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይን ህዝባን ኩሉ ግዜ ብደቃን ፀላእታን ምስተክሓደትን ምስተበደለትን እያ።እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ድማ እዚ ኩሉ በደልን መከራን ዝበፀሖን ኣብ ፀገም ዘሎ ህዝብናን ከይሓስቡ ብመስዋእቲ ኣሸሓት መመሊሶም ስልጣን ክብሕቱን ናይ ቂም መካዝናትን ከዳዓትን መራሕቲ ትግራይ ምርኣይ እቲ ዝኸፍአ ክሕደት እዩ።

  • @Pkስንክሳር
    @Pkስንክሳር ปีที่แล้ว +3

    Tigray seb alewa ❤❤❤❤❤

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 ปีที่แล้ว +1

    Those all discussions and recommendations will be valid only if you were free to implement what was already agreed. You are not a Gov but you do as if you are not tied with a longer rope ! Yes ! I appreciate the wiser man from the participants ! Thank you

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 ปีที่แล้ว

    ዋይ እሞ ልአቶም ክንሕክም እኮ ንባዕልና ደሚና እስካብ መአስ

  • @kerkebedeley
    @kerkebedeley ปีที่แล้ว +5

    ሙሁራት ኢና ከይትብሉ ዘምፃእኽምዎ ለውጢ ክሳብ ዘየለ መድህን ጥራሕ እየ ዝፈትዋ ❤

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว

      ካብ ሽሕ እዚኦም ሓንቲ መድህን።

  • @Eritrea-nx3yi
    @Eritrea-nx3yi ปีที่แล้ว

    ካብዞም ኩሎም ርእሲ ዱባ እዞም ኣባ ሃይሉ ዝሓሸ ኣተሓሳስባ ኣለዎም '
    ኤርትራን ኤራትራዉነትን ንቅድሚት❤ 🇪🇷

  • @LemonsfreutEritra
    @LemonsfreutEritra ปีที่แล้ว

    ኣየ ደቂ ቆደሎ ትግራይ!!
    ብናይ ወጻኢኢ ጹሑፋት ቀዲሕካን ሸምዲድድካን ስለ ዘቕረብካ ጸገም ትግራይ ኣይፍወሲን ኢዩ።
    ተጋሩ
    ኣብ ናይ ሓሶት ትርኽት ዚተመርኮሰ ዛንታትት ንኽዉንነት ሕማም ትግራይ ኣይፍዉሳን ኢዩ።
    ሑሙምም ነብሱ ክፍዉስ ኣይክእልን ኢዩ።
    ኩሎም ኣብ ግዝየ ወያነ ዚተቐርጹ የእሙሮ ኪኖ ስርቂ ጎቢጥካ ምንባርር
    ኣብ ካልእ መንኮብ ተጸርካ ምንባርር
    ብናይ ሊመናን ምጥፊፋእ ስርቅን ምጥፊፋእ
    ምንባርር ዝተቐብኡ ወለዶ
    ጉድጋዱ ካብ ምሕፋር ሓሊፉ ዘምጸኦ የለን።
    "ብጻይ ኢሰያስ ፖሊትካዊ ወተሃደራዊ ሕጽቦ ገይሩ ሓጺቡና ኢዩ።"
    ስብሓት ነጋ ወዲኢዎ ኢዩ።
    ትግራይ ጌና
    ኣብ ናይ ስርቂን ምጥፊፋእ ዚተመርኮሰ ስትራጂ ኢያ ትምራሕ ዘላ።
    ኣብ እዚ ከባቢ ብስጋኣት ክጥመትን መሪር ዋጋ ንምኽፋይ ክትዳሎ ጥራሕ ዘለዋ።
    ኣምሓራን ሃገረ ኢርትራ
    ብጺሊኢን ኩናትን ኢናጠመይካ ብሰላም። ምንባርር ኣይካኣልን ኢዩ።

  • @addisuyemer3516
    @addisuyemer3516 ปีที่แล้ว +1

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @keren7348
    @keren7348 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ቁምነገር የለ ኣዀባ ጥራይ!!!!!

  • @Pamela-cb6gl
    @Pamela-cb6gl ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ደጀን ዘለው ኮማንዶ [ዓጀብቲ] ናብዚ ኣዳራሽ ክመፁ ይግባእ ኔሩ። ካብ ኣብቲ ሬሳ ዝሕልዉ።

  • @gfg4696
    @gfg4696 ปีที่แล้ว +1

    ክሳብ ሀዚ ዘሰማዕኩዎ ሓሳባት የድንቅ ሙሁራት ተጋሩ ብሉፅ ሓሳባት ኣሰባሲቦም ሃገረ ትግራይ ክንሃንፅ ክሰርሑ እዮም ዝብል ተስፋ ኣለኒ

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +4

    ሕውሓት ብሱሩ ከይጠፍኤት ለውጥማ ለይግነይ ላብ ሕጊ ምቅራብኡ

  • @habenaraya-cf2cu
    @habenaraya-cf2cu ปีที่แล้ว

    Ab nebere neber zenberu hzbi

  • @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
    @HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w ปีที่แล้ว

    ስርዓተይ ኣይቕየርን ፤ እዚ ስርዓት ቅርሰይ ታሪኸይ እዩ ፤ ካብዚ ስርዓት ወፃኢ ካሊእ ኩሉ መንገዲ ዕንወት እዩ ፤ ንዝብል መንእሰይ መልስኹም እንታይ ? ንቐይሮ ድዩ ? ወይስ ሓድሽ ተወዳዳራይ ውዳበ ንፍጠር ? ብዝኾነ ካብ ህዝባዊ ድሌት ወፃኢ ዝውደብ ፣ ዝዛረብ ፣ ዝምድር ኩሉ ወዳቒ እዩ ዝብል ንውሰድ ! ህዝቢ ዝሓዘ ይዕወት!

  • @KiflomBaraki
    @KiflomBaraki ปีที่แล้ว +1

    እዞም 60 ማዓልቲ ብዛዕባ ስልጣኖም ከይድፍኡ አብ ዕክልል ዘለዉ መራሕትና ካብዞም ምሁራን እዝኦም ማዕዳን ምኽርን ክረኽቡ አለዎም ቀንዲ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለሱ

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ሽሕ ሙህራት ሓንቲ መድህን።

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 ปีที่แล้ว

    ንቡዙህ ግዜ ንወድቅ አለና ንምታይ እዩ ሀሳብና መርሂነትታ ብፍልጠት ንድህሪት ኸይድና ክምርመር አለዉ እስካብ ህጂ ?

  • @destabairu2290
    @destabairu2290 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ደስታ በየነ--ሪእቶ
    ሐውሲ ገምጋም ጥራይ ከይመስል አብተን መደምደምታ ፅንዓት ንግበር። ንሰን ናብ ተግባር ከመይ ይልወጣ? አባተንከ እንታይ ንውስኽ? ንአብነት አድላይነት ብሄራዊ ውዳበ ዝብል ሃሳብ ዘቅረበ ሐውና ናብ አምባሳደር ወንድሙ ትኽክለኛ ተወሳኺ ገይርካ ምርአይ ይከአል።

  • @Hantiya03
    @Hantiya03 ปีที่แล้ว

    Thank you, Aqrebti metsnaEti, atum Hhadehade teyeqti, mislibikhum khunu, seab yiEzebekum'yu, neqefetakhum bhalewlewy bsimiiEit keykhones bimertiOo, biEvidence misrespect yikhun Endaswa Aytamsilwo, civility yihalu, mikibibarm Hhadera!

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 ปีที่แล้ว

    ከመይ ጌሩ ጹሪይ ሀሳብ ናብ መሬት ይዉረድ

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ደ/ር ዘርኡ ሐውና መስተውዕል
    እዙም ሙሁራት ኤና ዝብላ ዘለው
    መብዛሕቴኣም ናይ ስልጣን ዴሌትን
    ዘነበሮ መራሕትና ናይ ምጥፍእ ናይ
    ምውንጀልን ጥራይ እምበር መፍትሕ
    እብ ምምፃእ እብዜ እተው ዝባሃል
    እይመስልን እዝ ትገብሮው ዘለኹም
    ንትግራይ ዛጥፍእ እምበር ንህዝብ
    ትግራይ ዝደሕን እይመስልን እቶም ስብ
    እስተውዕሉ ብተወስኼ እብዚ ዘተ
    ደቅነስትዩ የብሉን ዝገርም እዩ
    ተናሕነሕት ውደባት መሪሕኔቶም እንታይ
    ክምዘመስል ዘቀምጥው እስትራተጀ
    እንታይ ይመስል ንምኻኖ እብዝ ህዝ ጌዜስ ንህዝብ ትግራይ ካብ መክራ ዘውፀእ ደዩ ወይስ ዘሉ እጋጣሜ ተጠቀምኻ ስልጣን ምምጣል እዩ

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb ปีที่แล้ว +2

    ናይ ዘረኡ ገብረልዋኖስ ትኽኽል እዩ

  • @YemaneHalefom-ez2tf
    @YemaneHalefom-ez2tf ปีที่แล้ว +4

    አቶ ዘርኡ ዝበልዎ ትኽከለኛ!!!

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว

      ትክክለኛ ኣምሓርኛ እዩ።።።ቁንዕ፡ሓቂ፡ርግጽ፡ልክዕ፡ኣብ ቦታኣ፡ሽካል፡ላዓት፡ነጥቢ ዛኣመሰሉ ትግርኛ እነሄልካ።

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    ወላ ትግራይ አኮ ፈሺላ አያ

  • @tsehaygebru9680
    @tsehaygebru9680 หลายเดือนก่อน

    TPLF enkefat yellowed Alo 100 persent for Tigray TPLF No 1 tehatattei

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 25 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ፖለቲካ ህወሓታዊ ኣታሓሳስባ ዝዓብለሎ ንት ህዝቢ ይትረፍ ከድሕኖ ጥፍኣቱ የቃላጥፎ ብጀካ ውሑዳት ድማ መብዛሕቱ ምስ ድምፂ ቸሓሕት ዝተምሀረ እዩ

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 ปีที่แล้ว +1

    ኣምባሳደር ዝበልካዮ ቀዳማይ መጽናዕቲ ዘቅረበ: ጉሩም ኣቀራርባን ሃብታም ትሕዝቶ ዘለዎ መጽናዕቲ እዩ! Wow! ትግራይ ከእ ከማኻ ኣለዋ!
    ብሰረቅትን ሓሰውትን ተኸዲንኩም ኣይትፍለጡን ኢኹም: ነዞም ግመ እለይዎም!!!

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 ปีที่แล้ว +2

    ኣቶ ወንድሙ ዝበልካዮ ኩሉ እማን እዩ።
    ከም በዓል TMH, Dedebit, Tigrai online are among the dishonest medias online.
    መሪጾም ነቲ ኣጀንድኦም ዝድግፍ ጥራይ እዮም ዘዛርቡ
    ብኣፎም ዲሞርክራሲ ዝብሉ መራኸቢ ብዙሓን ሌላን ጒሌላን
    ዝገብሩ እንተኾይኖም እቲ ኣቶ ወንድሙ ዝበልካዮ ምምኽኻር ከመይ ኢሉ
    እዩ ዝትግበር። እቲ ዝተመሃረ ብጽሑፍ ከለዋወጥ ይኽእል እቲ ህዝቢ ግን
    ብድምጺ መራኸቢ ብዙሓት ጥራይ እዩ ክብጻሕ ዝካኣል

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 ปีที่แล้ว +1

    ህዋሓት ብጓሮ መፅዩ ከምፃዲቅ ይዛረብ አሎ። አበይ ነይሮም እዚኦም 30, 40 ዓመታት ህዝቢ ትግራይ እግሩን አንደበቱን አሲሩ ህዋሓት እከፅንቶ ? እዚኦም እኮ ናይቲ ጉጅለ አእዳውን አንደበትን ዝነበሩ ካህዳማት ከድረታት ህዋሓት እዮም።

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 ปีที่แล้ว +4

    ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ትብል!
    Let me give you HW about Eritrean leader if you are really honest!
    እሰያስ ምስ ዝኾነ ዘበን ዝምክት: ዋላ ናይ መጻኢ ከማን ጽቡቅ ግምታት ዝህብ መራሒ እዩ:
    ዕድል እንተዝረክብ / ምዕራባውያን ናዓኹም ተጠቂሞም ምስራሕ እንተዘከልእዎ ንሙሉእ ምብራቅ ኣፍሪቃ ኣብዝሓለፈ 30 ዓመት ምስ ምዕራባውያን ዝዋዳዳራ ሃብታማትን ምዕቡላትን ምገበረን!!!
    በዚ ትሳማማዕዶ????
    ሕጂ ለባም እንተኾንካ ክርእይ እየ!
    ብዘይስሚዕት ኣጽንዓዮ!!!!

  • @Pkስንክሳር
    @Pkስንክሳር ปีที่แล้ว

    Dr daniel ambesa jegna tkkl hasab malet na gilika netbi mmzgab aykonen ezi nab hade mesial eyu ezi

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 ปีที่แล้ว +3

    እብዝ ዘለኹም ኹሉኹም ናይ ስልጣን ባሕግ እምበር ንህዝብ ዛሐስብ ክብ ፀላዕት ኽመይ ንምክት እት ዘለና ፀገም ህዝብ ትግራይ ናስተውዕል ዳ

  • @hailutetemke3228
    @hailutetemke3228 ปีที่แล้ว

    Y0u mast looking for worded to gatherwoke

  • @YemaneHalefom-ez2tf
    @YemaneHalefom-ez2tf ปีที่แล้ว +1

    መንዩ ዘቋቑሞ እቲ ዝድለ ሥርዓት?ሓላፍነት ዝወስድ መንዩ ተኣማኒ?

    • @henokhiyabu9981
      @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว

      መን ዘቃቅሞ ኣምሓርኛ እዩ፡መስሪትዎ፡ጀሚርዎ፡ሰሪትዎ፡መብቀል፡መባኣታ፡።።።እናሃለወካ

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ ปีที่แล้ว +1

    If team Sibhat can be controlled and public & intellectual debate is nurtured, becoming a country is irrelevant because it would be playing a role more than a country anyway.

  • @Mulugetatadesse-it2lb
    @Mulugetatadesse-it2lb ปีที่แล้ว

    ሀፍቲ ውድብ ናይ ኩሎም ተጋደልቲ ሓፍቲ ምኾኑ ተዓሚኑ ዝተቀነሱ ተጋደልቲ ቀጻሊ መነባበሪዖም ተሓሲቡ ናይ ምጥያሽ ስራህውቲ አይተሰርሐን ግዳስ እካ አብ መሪህነት ዝሓዙ መረህቲ ሽፍቲ ኮይኑ ምርዓይ የህምም

  • @jonathansemere7697
    @jonathansemere7697 ปีที่แล้ว

    እስኸ ንስኹም ንዛ ውቕብቲ መርየት ትግራይ ንበሩላ ግበሩላ እስኸ ንዚ ፈሪሓ እግዚአብሔር ዘለዎ ወረጃ ሕዝቢ ትግራይ ንበሩሉ ግበሩሉ እንባኣል ኣቦይ ስብከትን መለስሞ ንስለ ሕዝብ ትግራይ ተቓሊሶም ንሸዋውያን ናብ ኢሮፓ ቐይሮሟ እዝር ኢሎም እስኸ ንስኻትኹም ንዛ ምድርን ህዝብን ምሓሉሉ ጠሓሉሉ ኣብ ዓለም 1000ዓመት ኣይንነብረላን ኢና ግን ክኣ ዘይሓስስ ታሪኽ ሰሪህና ንህለፍ ንዚ ሕዝቢ ንኽሓሶ እግዚአብሔር አምላኽ ወላዲተ ኣምላኽ ጽዮን ይሃግዙኹም ።

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 ปีที่แล้ว

    ፈጠራ ልብሃል የለይ: ፈጢሮም ወድኦምዎቶ እዮም!!!

  • @hadgu2562
    @hadgu2562 16 วันที่ผ่านมา

    ቁልቁለት ቲግራይ ኢበር ቢራኸ ቲግራይ ኣይረኣናን ዘይረኣኺሞ ይፍጠረልኩም።

  • @aronke2801
    @aronke2801 ปีที่แล้ว +1

    ህወሓት ስልጣና ንኣቢይ ኣረኪባ ንመቀለ ምስተመልሰት ኣብ ምሉእ ዓለም ዝነብሩ ተጋሩ ኣኪባ ተመኻኺራ ኢያ ውጽኢቱ ድማ ነዛ ሎሚ ዘላቶ ትግራይ ንክትህሉ ገሮማ ። ስለዚ ህወሓት ንበይና ክትሕመ የብላን ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዉ ምሁራት ተጋሩ እውን ተሓተቲ እያቶም ።

    • @goly9965
      @goly9965 ปีที่แล้ว

      እቲ አሽዑ ብሊቃውንቲ ዝተፀንአ ኹሉ አብ ሽልፉ እዩ ተሪፋ ወያነ ናይ ባዕሎም ፕሮግራም ሒዞም እዬም ዝኸዱ ኔሮም::

  • @fishoimrara
    @fishoimrara ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ግዜ ዉበ ዝጸመመስ: ዉበ ክብል ይነብር:: ሃጸይ ዮውሃንስ አቶም ከም ስብሓት ነጋ ብሱዳናውያን ተማሪኾም ክሳዶም ዝተቖርጹ ትግራዋይ ዶ ኣይኮኑን:: ጠንቂ ሞቶም ግን ምስ ሃገረ ኤርትራ ስለዝተጋራጨዉ ኢዮም:: ወያነ ውን ኤርትራዊ ሓይሊ ኢዩ ገርሲስዋ:: ን ኤርትራ ሰላማ ሃብዋ::

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว +1

    ለምንተይ ናይ ዲፕሎማቲክ ሳይሆን ናይ ልመና ናይ አለም ትካዊ ማህበር በሉወ

  • @nahomjebye1786
    @nahomjebye1786 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ መን አዩ ዝመርሖ ዘሎ ዝህዝብናስ ተዋሪዱ ሙሁርስ መፍትሒ ዘምጽአ ዶ ኣይኮነን ክትቅየር ተዘይ ደሊካ ክትቅየር ኣይትክአልን አዩ ሕዋሓት ኮሎ ምቅያር የለን ህዝበይ።

  • @biniam9636
    @biniam9636 ปีที่แล้ว

    Advanced governance,
    Food security resources, keep peace with your neighbors
    Stop dreaming stop going endless routes…
    Educate your folks
    Industrialize your state
    Centralize you local gravitas
    Tourism resources gaming resorts

  • @kokebtarekegn1232
    @kokebtarekegn1232 ปีที่แล้ว +1

    Tigray is rich with super politicians, generals, administrators, financial experts , technologists,etc and they had plenty discussion on Tigray current events and proposed a solution. However, what is the point leaders won’t simply cooperate and hand over power?

  • @ibrahimtahir3723
    @ibrahimtahir3723 ปีที่แล้ว

    አንታ ገላጉሉና ዶ ትጽቢት በዚሑና

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 ปีที่แล้ว

    ብሕጊ ዝመሓደር ህዝቢ ከሙኡ ክኣ አቲ ፖሊሲ ናይ መግስቲ ወሳኒ ኢዩ ። ንሕና ኣብ ዘመነ ባርባርያን ኢና ንርክርብ። ስለዚ ባርባር ያን ኣብ ሓጽር ግዘ ለውጢ ክገብሩ ዘይሕሰብ ኢዩ። ኣብዚ ግዘ አዚ ኣብ ኣፍርካ ሃገር ብጉቡአ ክመርሕ ዝክአል ሰብ የለን አንትርፎ ክሰርቅ። ናይ ዲሞክራሲ ጭርሖ ስጋብ ኣብ ስልጣን ትሓኩር ኢዩ። ድሕሪኡ ነደካ ማይ ውረደላ ትብሃል። ናይ ኣፍሪካ ሽግር ኣብ ነዊሕ ግዘ ቢኢቮልሽን ጥራይ ኢዩ ዝፍታሕ። ሃይለ ስላሰ ፡ መንግስቱ፡ ኢሃደግ፡ ኣብይ። ክሎም ናይ ህዝቢ መንግስቲ ኣይኮኑን። ካብዞም ኩሎም አቲ ዝሓሸ ናይ ሓይለስላሰ ነሩ ክበሃል ይካኣል።

  • @GEB301
    @GEB301 ปีที่แล้ว

    ብራኸ ትግራይ ካብ ጥፉሽ ወለዶ 60ታት ኣይፅበዮን።

  • @NokNok726
    @NokNok726 ปีที่แล้ว

    Is brahke translated from Abiys kefeta? INSA bandas alive and well I see

  • @ከምቀደምየለኩን-ጀ2ፐ
    @ከምቀደምየለኩን-ጀ2ፐ ปีที่แล้ว

    ከም ኤርትራዊ ኣዝዩ ዘቅንኣኒ ዘተ፡ እዞም ቢራኸ ሸው ግን ናይ ኤዲቲንግ ሽግር ኣለኩም ኣምባሳደር እናተዛረበ ከሎ ኣብቲ ቦታ ተሳተፍቲ ኮፍ ኢሉ ከሎ ቪደዮ ኣቀናቢርኩም ቅድሚ ምዝርጋሕኩም ኮፍ ኢልኩም ርኣይዎ፡ ጽቡቅ ዕድል ንኹልኹም

  • @goitomweldegebriel-cc6mk
    @goitomweldegebriel-cc6mk ปีที่แล้ว

    ሽግር ህዝቢ ትግራይ መዋቃራዊ እዩ መዋቅራዊን ኮሚኒስትያዊ አታሓሳስባ ክቅይር አለዎ

  • @AbderehimAbdella
    @AbderehimAbdella ปีที่แล้ว

    አምባሳደር ወንድሙ መንታ ወንድም አለው ወይ?????

  • @aronke2801
    @aronke2801 ปีที่แล้ว

    ናይ ትግራይ ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ከምኡ እውን ናይ ኢትዮጲያ ክምድሩ እንከለዉ ንምሉእ ህዝቦም ስለዝመሃርዎ ፍርቒ ቛንቋ እንግሊዝ ኢያቶም ዝዛረቡ ።

  • @SemaeteWahdAbuneEstifanos
    @SemaeteWahdAbuneEstifanos ปีที่แล้ว

    የእብድ ውሾች ዘር መረራቸው

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 ปีที่แล้ว +1

    ተጋጊኻ: ሰራዊት ኤርትራ ወሪሩ ዘይኮነስ: ነብሱ ካላኸል ኣብዝመጻሉ!
    ኣላ ተጋሩ: ደው ኢልካ ተጸበየኒ ጎቶቶይ ሊኦኽምኒ ኣለው ዲኻ ትብል ደለኻ:
    ምጽባይ ዝብሃል የለን!!! ንፋለጥ ኢና!

    • @goly9965
      @goly9965 ปีที่แล้ว +1

      ስራሕኻ ግበር ውድዛ ዝሩቕ ኸልቢ ሓማሴን , አየ መልሓስ ጃህራ እወ ንፋለጥ አብ ሓዝ ክሕዝ :: ተሓንጊርኹም ምስ ናህና ንብሎ ህዝብን መንግስትን አቲኹም ህፃን ሽማግለ ስብአይ ይኹን ስበይቲ ምርሻን ምቕታልን ምዕማፅን ድስትን ኹስኩስትን ጀሪካንን ምስራቕ ጅግንነት እንተኾይኑ ትርጉም ጅግንነት ዲክሽነሪ ገሊፅካ ርአዬ::ሃደምቲ ሓሳዳት ሓስውቲ ዝተፈጠርኩም ንዕስክርናን ኽድምናን እዩ አብ ቦታኹም ፅንሑ::

    • @goly9965
      @goly9965 ปีที่แล้ว +1

      እንግሊዝኛያ አይተሓዋውሱ ተባሂሉ እዩ እሞ አብ ስራሕባ ይውዓል:: ታንክዩ አምባሳደር ፉስሃ 🙏

    • @goly9965
      @goly9965 ปีที่แล้ว +1

      አንቱም ስባት ንጃንሆይ ሃፀይ ዬሃንስን ካልኦት አቦታትናን አንታ እንዳበልኹም ብእዝኖም አይተንጠልጥሉዎ ም ብስሩኸ አይ ትግራዋይ ቤተስዶ አይኾንኹምን ዓብይኹም ? ጉድ ዓይኒ ::

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 ปีที่แล้ว +1

    አነኮ ዝገርመኒ እንታይዓይነት ድንቁርና አብ ሙሑራት ተጋሩ ከምዘሎ እዩ ! ትካል , ምምህዳር, መራሕቲ ምቅያር, ወዘተ አበይ ኮይና እዩ ዝላኣል ሕቶ መልስን ግና የለን?????ምንም ዓይነት ርዲኢት የብሎምን ! መን እዩ መጀመሪያ ጸላኢ ትግራ ይ! ናይቀደም ጸላኢ እይኮነን ዘግድሰናህዚ ዘሎ እምበር ! አራት ኪሎ ዘሎ ጸላኢ እዩ እንጻር ህዝብን ህጊ ትግራይን :: ሽግርና 1,2,3 ኢሎም ቀቅምጡ አይኽእሉን. Damen! All are looking for power ? እዚ ዓረና ናይድንቁርና ማዕገር መለስ ዲክታተር ናበለ ምስ አቢይ እሕመድ ግን ይሰርሕ ! መሕዘንቲ

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    ናይ ትግራይ ተሳኤ ናይ ኣምሃሩ ምድቃስ በአብዩ ናይ ኢትዮጵያውያን ምድቃስ ነይሩ ህጅ ግን በአብዩ አምሃሩ ካብ ድቃሶም ተነሲኦም ድህር ህጅ ትግራይ ምናልባት ድህር ህጅ ንድህሪት አንበር ክተተስዕስ ህልም አዩ ለምንታይ ናቱራል ረሶርስ የብልዋ ኩሉ ተለሚኑ አዩ ለሚኒ ዝተተሳ ከማን ትራዕዮ አይፈለጥን

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 ปีที่แล้ว

    ስልሳይ ወየና ምውጋዳ ማለት እንታይ ማለት እዩስርዐት ዘወግደ ህዝብ እዩ

  • @AgameTigray
    @AgameTigray ปีที่แล้ว

    አቱ ህውሓት ህውሓት እትብሉ፥ ህውሓት ንትግራይ ማእኸል ዝገበረ ሐንቲ ፖሊሲ ጥቀሱ። ካብ መለሰ ጀሚሩ ብትግራይ ደም ንጦቢይ ሐኒጾም ። ሐዚ ጦቢያ ተመሊስ ንትግራይ በሊዓታ።

  • @yohannestseggai620
    @yohannestseggai620 ปีที่แล้ว +2

    Tigray has in abundances of full belly cut and paste PowerPoint theorists that are jockeying to be a leader. The majority of Tigrians are empty belly that are not represented by this privileged group. The Tigrain people are after the bare basics of life needs and what they want is community leaders that understands their suffering and whom take actions not cut and paste theorists.

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ኩዕንቲ እማ ህዝቢ ኣላቅቅዎ

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ በኣል ኣሳምነው፡ ንመለስ ሲ ከም በራሪ ኮኮብ ዶ በልካዮ። ልገርም እዩ። ሃገር ብቤሄር ክትፈላለ። ፈንጂ ተኺሉ ዝኸደ ሰብ እዩ።

  • @goly9965
    @goly9965 ปีที่แล้ว +1

    በይዛኹም ንዚ ቢንያም ዝበሃል ኮለል ውሱን ግዜ ሃብዎ ኮለል እላበለ ግዜ ከይውደአልኹም:

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 ปีที่แล้ว +1

    እዞም ተቋምቲ ትግራይ ግን ከም ሰቦም የሓሲቡ ድዮምባ

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 11 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ሞያ ታሪኽ ዘይኮኑ ነግሮምካ ሓሰውት ፈብረኽቲ ታሪኽ እዮም ነግሮምካ።

  • @ስልጣን-ኀ7ቘ
    @ስልጣን-ኀ7ቘ ปีที่แล้ว

    ዘተኹም ዘተ ህላወ ህዝቢ ይኹን ትርጉም ዘልዎ ዘተ ይኹን ሙሁራት በዚሕኩም 10 ግዜ ብኣፍ ጥራሕ ሙሁራት ሙሁራት ናይ ዝተብሃልኩም ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን ::ንህዝቢ ትግራይ ካብ ሞት ዘድሕን ሜላ ብቕልጡፍ ክትፈጥሩ ይግባእ ::

  • @AlenaTekleab
    @AlenaTekleab 15 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ዝተገበሩ ዘተታት ዓለም ለኽ ሙሁራት ትግራይ አምበር ነቲ ከሊእ ዘይፅምብር ንመንታይ ኢዪ ሀገር ናይ ሙሀራት ጥራይ ሙዃና ድዪ? ንሕሉፍ ንመፃእ የታሓሣብ'ዪ።

  • @tsegaywelegebriel7135
    @tsegaywelegebriel7135 ปีที่แล้ว

    ተቋወምቲ ውድባት ዝጭበጥ ሓሳብ ተሳኢንኹም። ሕዚ ውን ኝኝኝ። ውድብ ህዝቢ የውርዶ ህዝቢ ይሰቅሎ!! አዋርዱና ኢልካ እውይ ምባል ግን ውድብ አውሪድና ውድብ አብ ምቁቋም ክንባላዕ ክንውዕል ማለት ድዩ። ከምኡ ምግባር እማ የኸው ዋጋ ንኸፍል አለና።

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    በቃ ፋኖ አኮ ንጸላታት ኩሉ አነቃኒቆወ

  • @Qondaf
    @Qondaf ปีที่แล้ว

    Antum qondafat Tigrai.

    • @amanuelhagos5936
      @amanuelhagos5936 ปีที่แล้ว

      ተማሃር ካብ ድንቁርናኻ ኣብ ማእከል ዓድኻ ኮንካ ከምዚ ክትዛረብ ባዶ ርእሲ::

    • @Qondaf
      @Qondaf ปีที่แล้ว

      @@amanuelhagos5936
      What do you say brother Agame qondaf.o:-)

    • @filmonmeselegebre3736
      @filmonmeselegebre3736 ปีที่แล้ว

      ተማሂርኩም እንታይ ጌርኩም:?ተስፋ ኣቁሪፅክሞ, እንታይ ዝገበረ ህዝቢ

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    ወይ ትግራይ ክንደይ ሚድያ አዩ ዘለኩም በቃ ትግራይ አኮ አብይ አወዳደቃ ወዲቃ ድህር ህጅ በቃ ክትተስዕ ገና ሴንቸሪ ትደልይ

  • @haftamumengistu8436
    @haftamumengistu8436 ปีที่แล้ว

    ሙሁሩ እኮ አይዋጋእን ፀገም ህዝብ ቀድም እዩ ዝፈትሕ ብነጋድነ አይእዘዝ ለምን ነገዴ አይሰቤሰብይ

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    በቃ ድህር ህጅ ትግራይ ፋኖ መጺኦልኩም

  • @tweynisirak7877
    @tweynisirak7877 ปีที่แล้ว

    በቃ ተጋሩ ምሁራትን ሽማግሌታትን ኣበይቲን ንሽተይን ሰበይቲን ሰበአይን ኩሎም ሃሳውያን አዮም ህወሃት ን40 አመታት ካብ መላው ኢትዮጵያ ዝሰረቀቱ ካብ ወጻኢ ባንክታት ዘኣከበቶ ገንዘብ አምጺኣ ለምንታይ ንህዝብ ትግራይ አይታብላወም መችም ተጋሩ ምልማን ባህልኩም ኮይኖ አንክዋ ህዝ ንዘላለም ክትለምኑ ትነብሩ ብቻ ዝገርም አዩ ሃሳዊታት

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 ปีที่แล้ว

    ምሁራት ደንቆሮ ን ሰላም ክንዲ ዝዛረቡ ቆሎ ጥጥቆ

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 ปีที่แล้ว +1

    እቲ ዝገርም እዞም ኣምጺእኻዮም ለለኻ ብስሩ ናብ ምጭብርባር ዘነበሩ እታዮም ከምጽኡ ትጽበ።