|ዓገብ! | ነዞም ስነ ቀንጠብጠባውያን ከኣ ኣብጽሕሎም| ብቀሺ በረከት ቅዱስ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 58

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @yordanostesfamariam2169
    @yordanostesfamariam2169 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏🙏🙏

  • @user-ys6ot5wg4l
    @user-ys6ot5wg4l 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዛቢሂር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ገይተይ😢😢😢

  • @gracejoc4412
    @gracejoc4412 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🙏

  • @heefhedhy7144
    @heefhedhy7144 10 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ማሓረና አምላክ አቦይ😢😢 ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፊኢ አሎ ሆሱእ 4~6😢😢

  • @YoditTewelde-nu3gn
    @YoditTewelde-nu3gn 10 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabiher mstwal yhabom yqre wn ybelelna qal hiwet yesalna kbur abona❤❤❤

  • @dvjvbh4571
    @dvjvbh4571 10 หลายเดือนก่อน +1

    ለቱ ስብሃት ኦ ኣምላከይ ሎምስ ፈሪሐ ካብ ስደት ክምለስ ድየ ኣጠራጢርኒ
    ኦ ኣምላከይ ቅዱስ ስጋካን ክቡር ደምካን ክበልዕን ክሰትን ሓጥያተይ ክናዘዝን ዋላ ደቂቃ ትኩን ልዓደይ ብሰላም ብሂወት መልሰኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @zufankebede3707
    @zufankebede3707 9 หลายเดือนก่อน +1

    አቤት እግዝኦ😭😭😭

  • @user-cx5wc2vd3p
    @user-cx5wc2vd3p 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን❤❤❤😊😊

  • @afomiatsegai9522
    @afomiatsegai9522 10 หลายเดือนก่อน +2

    They are free Holy Spirit and free wisdom, so don't worry, Qeshi Bereket. May God go after them!
    You're doing great, too. You are essentially telling them that their mistake regarding the spiritual matter was a mistake. And the Holy Spirit is assisting you with this matter to telling them the truth. God continue to bless you for warning them to be shrewd.
    And God gives them mercy!!!!

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 9 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔😭😭🙏🙏🙏

  • @user-cv5wq6gc6y
    @user-cv5wq6gc6y 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @hhkk5680
    @hhkk5680 9 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abhretlegesa6965
    @abhretlegesa6965 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣቢሄር ኣቦይ በኣይኒ ምህረቱ ይጠምተና እምበር ከምዚ ኣይነት ዉርደት ተራእዪ ኣይፈልጥን

  • @edeneden889
    @edeneden889 10 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣቢሄር ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና🎉🎉🎉

  • @user-xs8el1ot9q
    @user-xs8el1ot9q 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-em7tp8gm7b
    @user-em7tp8gm7b 10 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ኣቡና ቃል ሂወት ይስምዓና ምሕረት ይውርደና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zohourahmed4030
    @zohourahmed4030 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ሓጥያትና በዚሑ ይቅር በለልና😢😢

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 10 หลายเดือนก่อน +2

    Ezgyo meharena krstos nbel yehwatey

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ኣቦና። ጸጋ ኣምላክ ይብዝሓልኩም። ኣበይ ሞ ኢሎም ዞም ናይ ብሓቂ ስነ ቀንጠብጠብ!! ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ተግባሮም።

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዛብሔር ይቅር ይበለልና በደልና ግብርና ገዲፉ

  • @user-uz8ms2py9q
    @user-uz8ms2py9q 10 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣምላኬ ቅዱሳን ምሕረቱ ይላኣኸልና መስተወዐሊ ልቢ ይዓድለና😢😢😢

  • @akezadesta8910
    @akezadesta8910 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ ሰላሙ የውርደና እግዚአብሄር አምላክ

  • @user-ry7df7cv6u
    @user-ry7df7cv6u 10 หลายเดือนก่อน +1

    ይቅረ ይበለልና ጎይታ

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 10 หลายเดือนก่อน +1

    amenamenamen👏👏👏❤

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen konjooo ❤❤❤❤❤

  • @asmaitmichael1783
    @asmaitmichael1783 10 หลายเดือนก่อน

    Btaemi zehzin

  • @user-yd4my1bq8m
    @user-yd4my1bq8m 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ኣቦይ እዞም ሰባት ተቀማጦ ማይ ዕዳጋ ማይ ሑጻ ከባቢ ደቀምሓረ እዮም እቶም አብኣ ዘለዉ ሰባት ፍርቆም ኣስላም እዮም ክልተ ካህናት ከኣ ምስኦም ኣለው ደቂ ማይ ሑጻ

  • @Serafuael6666
    @Serafuael6666 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህወት የስማዓልና ኣቦና ኣቱም ሰባት በጃኩምዶ ናበይ ናበይ ንብል ኣሎና ፈጣር ረስዕና ግደፉባ ኣቱም ኢዛብዶ ኣውርድኩማ ዘለኩም ይቅረ ሓትትኩም ኣብ ንሳሓ ኣትኩም ናኣምላክ ለምኑ ይቅረ ክብለልኩም ፍራሃት እግዛኣብሄር ተርፉ ኣምላክ ናይ ንሳሓ ማዓልት ይሃብኩም ስኖዶስ ዳኣ ባዓሎም ኣብ ኢሰያስ ኢንድዮም ዘሎው ኣቦና

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 10 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓል እንተ ንዕኦም ናዓና ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ መስተዋዕሊ ልቢ ይሃበና እምበር እንታይ ይብሃል

  • @emebrhanchannel
    @emebrhanchannel 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር እንታይ እሞ ክንብል እግዝኣብሄር ባዕሉ ብምሕረቱ ጠሚቱ ምስትውዓል ሂቡ ብምስትውዓል ይምርሓና ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘበን እግዝኣብሄር ይባርከልኩም ዘውትር ኣብ እምነት እምነትኩም እምነት ኣቦታትና መስከርቲ ገሰጽትን መዓድትን ገይሩ የንብርኩም🎉🎉🎉

  • @tmnitemha7679
    @tmnitemha7679 10 หลายเดือนก่อน +2

    ለቱ ስብሃት ኣምልኾ ንእግዚኣብሄር ገድፍካሲ ብስም ሰብ ክትካኣ ብጣሚ ዘሕን ዘሕፍርን እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉሙ ይኹን ይብል ቅዱሱ ቃሉ ሰብ ምሒሩ ኣይፈልጥ ኣይምሕርን እዪ ውን ኣምልኾ ጣኦት እዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነቲ ብትዕቢትን ብክፋእን ተወጢሩ ዘሎ ልብና ምሕረት ይግበረልና እም ዘሕዝን ስራሕ እዩ

  • @alemgebru1715
    @alemgebru1715 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ሓጥያትና በዚሑ አቱም ሰብ ዓይነ ልቦናና ተደፊኑ እዩ ዘሎ አቤት 😢😢

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤👏

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 10 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኦ መሓረና እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃቦም ❤❤❤ ክቡር አቦና ክብረት ይሃበልና
    እንተ እዚኦም መሲልዎም እዩ ንትግራይ ዝገልፅ ኢሎም እዮም ግን ህዝብና ዓድና ፍትዩ አይኮነን እቲ ሽግር ፀበባ በፂሕዎ
    ምስቲ ሓውና ህዝቢ ኢርትራ አብ ክንዲ ኩሉ ሓዲግና ንተዓረቅ ንህዝቢ ዘፋሕፍሕ ምትሕልላፍ ብጣኅሚ አዝዩ መሕዘኒ

    • @lidyateklit-xh2rh
      @lidyateklit-xh2rh 10 หลายเดือนก่อน +1

      haftey kemziom aynet helyna hezbna aydgfon eyu hezbi ertrea kemziom denaqur ezom aykonen 😢😢hazine

  • @user-mv8ch9lm6i
    @user-mv8ch9lm6i 10 หลายเดือนก่อน

    Ane zehzneni nayto msaom zelewu kahnat ayu bejaku eageb nbelom kemzi grna thanks abona Kal hiwet ywsmaeana

  • @hayelombezabeh6164
    @hayelombezabeh6164 9 หลายเดือนก่อน

    ኦ ጎይታይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም ኣይትሓዘሎም

  • @user-nv8vf3vg8d
    @user-nv8vf3vg8d 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ከም ዝኾና ኩላትና ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ገሪምኒ😢 ፈጣሪ በዓል ዓቅሊ
    ደሓን እግዝአቢሄር ምስትዉዓል ሂቡ ናብ ይቅሬታ ጣዕሳን የብጽሓዮም የሕዋትና ዮም ንጸልየሎም

  • @lidyateklit-xh2rh
    @lidyateklit-xh2rh 10 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢besmeslase 😢😢😢😢ak ata amlkey yeqre gebrlna😢😢😢

  • @user-jh9gx6yu7c
    @user-jh9gx6yu7c 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ezgo ezgyo ezgyo meharena kristos kab kemzi megbar adhinena.

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h 10 หลายเดือนก่อน

    Hosea 4 ትግ - ሆሴእ
    6: ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።
    ኣምላከይ ምሕረትካ ላአከልና🙏😭

  • @missmekdas5548
    @missmekdas5548 10 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-eh8yu1rd9k
    @user-eh8yu1rd9k 10 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭 እግዚአብሄር ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ጉዳማት😓 ኣጆኻ ሓላል ህዝበይ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ❤ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏

  • @letaytekle4727
    @letaytekle4727 10 หลายเดือนก่อน +1

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @geretesfay7898
    @geretesfay7898 10 หลายเดือนก่อน +1

    Atom papasat abotat antay srehom

  • @manatewelde4453
    @manatewelde4453 10 หลายเดือนก่อน

    Abyet egziyo mehareni krustos ageb

  • @ascalaacal2481
    @ascalaacal2481 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዘስተውዕል ልብ ይዓድለና

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላኮም ከብዶም ዝኾኑ ህዝብይ ሐዝኮ ንህዝቢ ትግራይ ዝረኸቡ መሲልዎ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኢኩም ተቆጥዕዎ ዘለኹም

    • @user-uo7iv5zw6y
      @user-uo7iv5zw6y 10 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ እግዚአብሄር ንኩለና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና🤲ጉደኛታት ዝኾኑ ሰባት😢😢

  • @user-pb3wx4nz4b
    @user-pb3wx4nz4b 10 หลายเดือนก่อน

    Ya wana zay bela hager meshemesha

  • @user-ff8ow4tq1p
    @user-ff8ow4tq1p 10 หลายเดือนก่อน

    በስመአብ ኦ ጎይታይ ይቅር በለልና

  • @user-np6gd3su8b
    @user-np6gd3su8b 10 หลายเดือนก่อน

    ስቕ በሉ ቀንጠብጠበኛ ካህን ንስኹም ኢኹም።
    ዋላ እኳ እዚ ተገይሩ ዘሎ ምሉእ ብምሉእ ዓገብ ክበሃል ዝግበኦ እንተኾነ፡ ንስኻትኩም ብጣዕሚ መደናገርቲ ቀጠፍቲ ካህናት ኢኹምም።
    ንስኻትኩም ካህናት ኣብ ሃይማኖትኩም ዘይጸናዕኩም ዓለማውያን ዝሰርሕዎ ዓገብ ክትብሉ ፍጹም ኣየጸብቐልኩምን። መጀመርያ ንስኹም ኣርኣያ ኩኑ። እምነትኩም ኣጽንዑ። አምላክ ቀሽን ሓሳውን ብጣዕሚ ኢዩ ዝጽየፍ።

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 9 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ንስኹም ዲኹም ንስኹምሲ እንታይ ብቕዓት ኣሎኩም
    ንነብስኹም ደኣ ዓገብ እንተትብልውዋ

  • @mhretabtekle5298
    @mhretabtekle5298 10 หลายเดือนก่อน

    ሰክት ለኻት ሓሳዊ ፋሉል ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ገፈል ዘይራካስ ኣብ ዓይኒ ካልኦት ዘሎ ንስኻ ke ካህን የ ዶ ትብል ትኸውን

  • @merihsenaysolomon3047
    @merihsenaysolomon3047 10 หลายเดือนก่อน

    ክውገዙ ዝግበኦም ሰባት እዮም።ካብ ፖለቲካ ወጺእኻ ካብ ወገነይ ወገንካ ወጺእና እዙ ጉዳይ ዙይ እሳት ከየውርደልና ኩለን ኣብያተ ክርስትያናት ክኹንንኦ ይግባእ መዓት ከይመጽአና።ከምኡ ውን ኣብዚ ዓውዲ ዙይ ትነጥፉ ኩሉኹም ዓገብ በሉ ወይስ ከምዚ ጨምላቅ ስራሕ ደገፍቲ ኢኹም

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 10 หลายเดือนก่อน

    ቂም ማለት ንስካ ስሚ ሰቲካ ካሊእ ሰብ ክሞተልካ ምምንይ ማለት እዩ ዝብሉ ኣቦታትና ሓቂ ዩ ስነ ቀንጠብጠባውያን ናይ ኤርትራካዓ ንህዝቢ ትግራይ ሚሒር ካብ ምፅላእኩም ዝተላዓለ ምስኣምላክኩም ትባኣሱ ኣለኩም ኣምላክ ዓይኒ ልበናኩም የብራሃልኩም ህዝቢ ትግራይካዓ ከምቲ ንስካትኩም ትቡሉና ኣይኮንና ኩሉ ካዓ ክንሰግሮኢና ናጋ ብርሃን በሪሁ ክትሪኡኢኩም ሓይልና ኣምላክና ስለዝኮነ