New Eritrean Movie 2022 ቃጭል,,,,,,,

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 2 ปีที่แล้ว +6

    🇪🇷 🇪🇷 እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ ጸዓዱ...We Love you ❤️ 😍 💖 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 like habuley nezon new comers...

  • @Funnyhabesha833
    @Funnyhabesha833 2 ปีที่แล้ว +1

    Waww ኩሉ ግዜ ኣብ ሓሳበይ ትመላለስ ዝነበረት ኣርእስቲ ሰሪሕኩማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሸዊተይ ዕባይ ማይ ታራ ውልድ ከይበለት ዝነቅሐት ልዋመይ መተዓቢቲ ኩልኹም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ 100% ዓጊብና😍🥰🥰😍

  • @habtegasdi4594
    @habtegasdi4594 2 ปีที่แล้ว +8

    ብጽቡቅ ክጅምር
    ደቂ ኣንስትዮ ብርዐን ዓጢቀን ክብገሳ ምርኣይ ጩራ ሓምላይ መጻኢ ሓደ ሕብረተሰብ ኢዩ። ስለዝኮነ ድማ ማራ ደስታ ተሰሚዕኒ ንደራሲት ኣገንዒ ከይበልኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን። ክብርቲ ደራሲት ዝጠመትክዮ ኩርናዕ እውን ብጣዕሚ ደስ የብል ኣዕሚቅኪ ክትድህሥዮ ድማ ይትስፎ።
    ብተዋሳእቲ ግን ኣይዓገብኩን ተሽቅሪሮም ኣዝዮም ተጠንቂቆም ይዛረቡ ኔሮም " ዳሪክተር " ዝያዳ ክትፈትሖም ኔርካ ተማሃርላ።
    ዶክተርብ ብዛዕባ ሕማምኪ ክነግረኪ ከሎ ወይ ክዛረብ ኔርዎ ወይ ድማ ፑስጣ ሰዲዱ ትዓዛቢ ከንብቦ ክግበር ኔርዎ። ሕማምኩም ኤጅ ኣይቪ ምካኑ ደንጊኩም ኔጊርኩምና። ሙዚቃ በዚሕዎ። ፋቻ ተዋሳእቲ ግን ከምዚ ዝበለ የለን ኩላህኩም ዉድኣት።
    ጋል ኣንስተይቲ ከምዚ ኢላ ተበጊሳ ክትሰርሕ ምርኣይ ግን ንቡር ትርኢት ኣይኮነን ስለዚ ደጊመ ኣገንዒ ይብለኪ ክብርቲ ደራሲት።
    ተዘይ ተጋጊየ ኣዲስ ኢኩም ትነብሩ ኣዲስ ኮንካ ከምዚ ክትሰርሕ ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ። ኣጆኩም

  • @motivationwithheaven3140
    @motivationwithheaven3140 2 ปีที่แล้ว +6

    God job guys 🤍💡💪🏽💡❤️

  • @iiiiiiiiiii8665
    @iiiiiiiiiii8665 2 ปีที่แล้ว +6

    Well come red sea camels 🐫 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖 deki halal meret!!!!

  • @johntesfalem5651
    @johntesfalem5651 2 ปีที่แล้ว +5

    Nice film with exceptional title 👌'""" am so pleasant guys'"" keep going please 🙏😊

  • @tomasmelake7680
    @tomasmelake7680 2 ปีที่แล้ว +2

    Wouww I'm so proud, and good work, I can learn from it❤️

  • @Mera_Mera21
    @Mera_Mera21 2 ปีที่แล้ว +5

    Well done shewit ❤

  • @Tahgas_
    @Tahgas_ 2 ปีที่แล้ว +5

    Welkom xbuqatt

  • @Salem21373
    @Salem21373 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ቢመጀመርታ እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም።
    ሸዊተይ ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስ ዝብል መሃሪ እርእስቲ ዩ። ኩላትና ንፈልጦ እካ እንተኾና ኣብ ግብሪ ዘውዕሎ ግን ወላ ሓደ የለን ስልዚ ጽፉፍ ስራሕ
    ሓንቲ ግን ካብቲ ዝተዛረብክሞ ሙዚቃ በዚሑ ዳሕራይ ተዋሳእቲ ከኣ ኣብ ቀጻሊ ጽቢቕ ገርኩም ተላበስዎ ኣብዚ ኮንካ ኒልምምድ ዝኸውን እኹል ግዜ እካ ዘይርከብ እንተኾነ ጊን ፈትኑ
    ኣነ ዓጊብልኩም የ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ከም ዝሪኢ ከኣ ኣይጠራጠርን። liefst ❤

  • @jetuwedigezae232
    @jetuwedigezae232 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ኣዚያ ጠቃሚትን መሃሪትን አያ ናይ በሓቂ ንፉዓት

  • @abelgerezgiher2021
    @abelgerezgiher2021 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ኣናብስ

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 2 ปีที่แล้ว +3

    ዓባይ መልእክቲ ምሂርኩምና
    የቀንየልና ኣሕዋት ብፍላይ ድማ
    ንደራሲት ናይዛ ፊልም ሸዊት ዳኒኤል🙏❤

  • @Ruftana
    @Ruftana 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawww ጽብቅቲ ስራሕ ኣጀኩም ቀጽልዋ መሃሪት ስራሕ

  • @alixtesfameskel9178
    @alixtesfameskel9178 2 ปีที่แล้ว +1

    Well come des bhali srah💯

  • @abimedia9129
    @abimedia9129 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome

  • @filimongebremedhin400
    @filimongebremedhin400 2 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ክቡራት እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣዚዩ ጽቡቅ ተበግሶ ዩ ሸዊት ሓብተይ ዝጠመትክሞ ኩርናዕ ከማን ኣዝዩ ጽቡቅ ንኩልና መዘካከሪ ኮይንና ኣሎ ምክንያቱ ብዙሕ ኣይንሓስበሉን ኔርና።ኣብ ካልእ ወገን ክንርኢ እንተ ኮይና ምልእክቲ ብጉቡእ ኣብ ምሕላፍ ጸገም ኔሩ, ጊዜ ብዘይዝኮነ ነገር ይሓልፍ ኔሩ ብዓብዩ ናይ ኣላይነት ጸገም ኔሩ ወላ ናይ ተዋሳእቲ ዛሕሊ እዚ ግን ዋሕዲ ተመኩሮዩ ዝብክ ግምት ኣለኒ ብዙሕ እንተ ተሰሪሑ ግን ዘይዕረየሉ ምክንያት የለን ። ኣጆኩም በርትዑ ኣነ በኣኩም ምሉእ ተስፋ ኣለኒ ካብ ሓውኩም ፊሊሞን

  • @selamhabte7178
    @selamhabte7178 2 ปีที่แล้ว +2

    Enge beslam mexaekum mukerat yhwat besrahkum ka xbk eyu kexlwo

  • @Merebentertainment
    @Merebentertainment 2 ปีที่แล้ว

    Good job 👍🏾 xbukatey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @zeweldilwamtekle3955
    @zeweldilwamtekle3955 2 ปีที่แล้ว

    God Job metabti😘😘😘

  • @kusukusu3553
    @kusukusu3553 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️👍👍👍☑️✔️

  • @merafetawinebsu8778
    @merafetawinebsu8778 2 ปีที่แล้ว

    Welcam guys

  • @احمدعبدالله-ي6ض8ب
    @احمدعبدالله-ي6ض8ب 2 ปีที่แล้ว

    .

  • @akberetkidane7788
    @akberetkidane7788 2 ปีที่แล้ว

    gele aynet srah kabzi nlaeli hizkum ktmexu nxbu

  • @merhawigkidan1992
    @merhawigkidan1992 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome