New Eritrean Video 2023 (8ይ ክፋል ዕላል ወዲ ጀበሊ ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ብልሳን ወዲ ጀበሊ // ኣቦታቶም ዘየፍልጣ ኣዴታትን ሃሳዩ ሳዕቤናቱን)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 123

  • @mgm4286
    @mgm4286 9 หลายเดือนก่อน

    ዮኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምስ ወዲ ጀበሊ
    ከይትገድፎ pl እንተ ተኻኢሉ ውን ምስ ሄንፓስ ኢንተርታይመንት ጥራሕ እንተ ዝስጉምም::
    ካልእ እብ ህድሞና ነባሪት ዝገበራ ግን ዕድል ዝይሃብዎ ናይ መረታ ሰበነን መረታ ቀየሕትን ኣብ ደማስ ፈጠር ጊንዳዕ ዝተገብረት መሃሪት ዛንታ ጽቡቅ ገርካ ኣብርሃልና በለለይ::
    ተኸታታሊኹም ካብ ስዊዝ

  • @hygytth6tsjtj395
    @hygytth6tsjtj395 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ & ዮናስ ብጣዕሚ ደስ ትብል የቐንየልና አብዛ ናይ ብዘይ ወላዲኦም ክዓብዩ ዝጸንሑ እቶም ወለዶም ከዕብዪዎም ዝጸንሑ ንሳቶም ምዃኖም ወለዶም ክፈልጡ ጸኒሖም ሃንደበት በቶም ዘዕብይዎም ዘለዉ ዘይኮነ በቲ አብ ከባቢኦም ዘለዉ ህዝቢ ክፈልጡ ግድነትዩ ስለዚ ተቐቢለሞ ክኸዱውን ክጽግሞምዩ እንታይ ተገበሩ ይሓይሽ ዝብልን ብናይ ሃነይነይታን ግዝያዊ ስሚዒት ተደሪኾም ብፍንውን ማለት ብዘይውሑስ አብዘይውሑሱን ርክብ ምፍጻም ሰዕቤኑ ከቢድ ሙኳኑ ፍሉጥዩ ሰለዚ እቲ ዝሓሸ እንታዩ ፍሉጥዩ ብሕጋዊ ብቃልኪዳንዩ እቲ ሓደን ዘየማትእን እንተጋጠመኸ ከመይ ይሓይሽ ዝብል አብዝቕጽል አስፍሕ አቢልኩም አቕርብዋ በዚ ጉዳይ ክንደይ ልቦም ዝተጎድኡ ሰበት ከምዘልው ርዱእዩ ስለዚ ብፍላይ ካብ መዕበዪ ዘኽታማት ዘምጽዎ ቆልዓ ዝምልከት ከይወርስ ብዝብል ዘየድሊ ዘረባ ዝበጽሖ እንተኾይኑ ከምታ ወዲ ጀበሊ ዝበላ አብታ መዕበዪ ዘኽታማት ትሕሾ ስለዚ ብሕጊ ካብ ኦርፋን ዝዎስዶ እንታሃልዩ ናይ ውርሲ ሕጋውነት ከምዝህልዎ ይመስለኒ ስለዚ ብዙሕ ሕቶታትዩ ዘልዕል አስፍዋ ይብለኩም ።

  • @salitahabtemariam2914
    @salitahabtemariam2914 ปีที่แล้ว +2

    Yoni xubuk medeb endyu gn abzi gzei zedlyo n hzbna nay wedi keren eyu bflay ab sdet zelena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏 Amlak nsana ykun

  • @rob-zb3ic
    @rob-zb3ic ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ጅግና ወዲ ኽልለይ ።

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o ปีที่แล้ว +2

    ወጂ ጀበሊ ፍላስፋ ዊልካም ❤❤❤❤

  • @fars7463
    @fars7463 ปีที่แล้ว

    Jebelino deep thinker

  • @filmonfkadu3
    @filmonfkadu3 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤🥰🥰👌

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @tirhasmebrahtu4891
    @tirhasmebrahtu4891 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 ปีที่แล้ว +14

    ዮኒ+ ወዲ ጀበሊ:- ጽቡቕ መደብ እንዳተዛናጋዕካ ትምሃር ስለ ዝኾነ ብምቕጽል ብዛዕባ እዞም መንእሰያት ኣብ ስደት ዘለዉ ንቕሓትን ኣፍልጦን ብዘይ ምህላው ናብ ሽግር ይወድቁ ስለ ዘለዉ ነዚ'ውን ካብ ውሽጢ ሃገር እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ the same age old ከምዞም ኣብ ስደት ዘለዉ መንእሰያት ዝጻወትዎ ዘለዉ ተራ ንኽገልጹ እንዳምጻእኩም ንቕሓቱ ከም ዝብርኽ እንተትገብሩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኔሩ::

  • @dawitbeyene5470
    @dawitbeyene5470 ปีที่แล้ว +1

    You look nice wedi jebeli funny man God bless you ❤❤

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    Yani wedi jebeli arki hzka do tfelt bellna

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 ปีที่แล้ว +3

    አንቃዕ ብድሓን መጻእኩም መማህራና ንህዝቢ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹

  • @mahmudshedali5167
    @mahmudshedali5167 ปีที่แล้ว

    hangol gn wedi jebelii 100%

  • @aynomwolda8250
    @aynomwolda8250 ปีที่แล้ว

    The last statement is perfect. I agree with you wedi jebeli. ሰበይቲ ብዘይ ቃልኪዳን ምስ ሰብኣይ ክትራኸብ ነውሪ ኢዩ.

  • @shkortv7035
    @shkortv7035 ปีที่แล้ว

    Yoni wedi Jebeli nay dege senate trah ina betami nketatelo nfetwoo slezi ab dmxii hafashh Kea entetkrbwoo btami hzbnaa mezengeaa memehare kea!

  • @hopefully2958
    @hopefully2958 ปีที่แล้ว

    Jebelino ❤

  • @SB-mj1pr
    @SB-mj1pr ปีที่แล้ว

    Anbesa zkone sebay! great show Yoni, This show is better than many shows. Bless!

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว

    Welcome deki Eria ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @jemalomer9152
    @jemalomer9152 ปีที่แล้ว

    Wedi jebli arkey abo kulo seb eka i azmareno azmareno tibl kal yesmamela inebkun heji gen yes

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 ปีที่แล้ว +7

    ምንቅትካት ምሬት ኻብ ሳይንስ ዝወጸ ኣይኮነን..5.6 ዓቢ እዩ.. ሓያል እዩ.. ግን ልዕሊ 6 ግን ኣዕናዊ እዩ...6.6 እንትዝኸውን 10 ዕጽፍ እዩ..4.6 ግን 10% ሓይሊ እዩ.. ቅድም አብ ምንክትቃት ዝበዝሖ ቦታ ዘይምንባር.. እዚ ከባቢ ፎሮ ደንከል ግድን እዩ.. ምንቅትካት ክርኤ.. ምክንያቱ. ነቃዕ ናይ ክልተ plates ኣሎ.. ክተንከፍ ኮሎ.. እዩ ምንቅትካት ዝኸውን ዘሎ.. ኣብቲ rift valley ስለዘሎ..!!!!
    መፍትሒ ኣብኡ ዘይምንባር እዩ.. ካልእ መፍትሒ የብሉን.. ዓበይቲ ከተማታት ይኹን ዓበይቲ.. Infrastructure ዘምስራሕ. ኣብቲ ቦታ.... እቲ ምድግጋም warnning እዩ..!!.. ግን እተን 5 ዞባታት.. ድሓን እየን.. እዚ. ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ. እሞ.. ትሕቲ ባጽዕ እዩ.. ዓሰብ ውን ድሓን ይመስል!!!

    • @Adey-Tv
      @Adey-Tv ปีที่แล้ว

      Thank you for your detailed and clear information 🙏🙏🙏

  • @filmonkidane9359
    @filmonkidane9359 ปีที่แล้ว

    Hizbey tetnkek yesus kirstos yemsie alo megedin hakin hiwoten yesus kirstos teray eyu kulatina nabiu nimen❤❤❤❤❤

  • @yohansbelay2323
    @yohansbelay2323 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ መዲረሳ ሁሉ ንከት ሀቢሉ የቢነ ጀበሊ

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit ปีที่แล้ว

    Halefentaweyian kunu way nab gale aytekrebu mekneytu abe gale ketkerbe kelka heseb xubux gerka entay kegatme eyu deher rekbe hesebu gale wedi hemame alo kola alo seu way way aydeline eyu

  • @SolomonWoldemicael
    @SolomonWoldemicael ปีที่แล้ว +1

    👍 አብ ታሪኽ ናይ ኤርትራ ምንቅጥቃጥ መሬት ተራእዩን ተሰሚዑን አይፈልጥን እዩ ስጋዕ 1991 ብድሕሪኡ ግን እዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ብዘይ ምኽንያት ንኤርትራውያን ክአስሩ ክቐትሉ ክዝምቱ ንብረትን ገንዘብን ሃብትን ናይ ህዝቢ ክህግሩ ንኤርትራውያን ባርያታት ክቕይሩ ኩሊት ኤርትራዊ ክሸጡ ምስጀመሩ ኤርትራዊ ሃገሩ ገዲፉ ክስደድ ምስጀመረ በዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ብሰንኪ ማይ ምህራም አብዩ መሬት ምንቅጥቃት ጀሚሩ ንኤርትራ ብዙሐት ገዛእቲ ኔሮማ እዮም ካብኩሎም ዝኸፍኡን ዝጨከኑን ዝገበኑን ብፍላይ ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ካብዛ መሬት ከጽንትዎም ኢሎም ዝተመስረቱ እንድሕር ሃልዮም ኮይኖም እዞም ፋሽሽቲ ሻዕብያ ጥራይ እዮም ህዝቢ ኤርትራ ብዙሐት ናይ ገዛእቲ ሽግር የሕሊፉ እሞ 👌ግን አይከም ናይ ሻዕብያን ብዝኾነ ወዲ ጀበሊ አታ ጥዑም ሰብ ማራ ሕያዋይ ብዙሕ ኢና ንምሃርን ንዛናጋዕን ዘለና ካባኻ 😮ግን ቁሩብ ጥንቅቕ በል እዚ ምሳኻ ዝዛረብ ዘሎ ጋዜጠኛ journalist ሐደ ካብቶም ሐሳዊ ናይ እዝኒ ኮይኑ ንኤርትራውያን ዘእስር ስለዝኾነ ንሃገር ምሰራዊት ዝምልከት ከይትዛረብ ሐደራ ምኽንያቱ He is A Spy

  • @Adey-Tv
    @Adey-Tv ปีที่แล้ว

    Wedi jebeli a sociology ember ab geology not much good so what's your aim asking this question 😢.......... Pliz abzey fieldu aytetwo I respect you wedi jebeli

  • @AdrisAdris-h1b
    @AdrisAdris-h1b ปีที่แล้ว +5

    ኮለል ከይተባህለ ቁጠዐ ናይ ፈጣሪ ኢልካ ምጥቃስ ይግባእ ነይሩ ፣መፍትሒኡ ድማ ተዉባ ኢልካ ናብኡ ምምላስ ፣ዉሕስነት ክትረክብ ፈጣሪኻ ዝደልዮ ምፍጻም

  • @AhmedSuleiman-de5yn
    @AhmedSuleiman-de5yn ปีที่แล้ว

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ መጽሓፍና ❤❤❤❤ዮኒ ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ባ ኣምጽኣዮ ስድራናን ደቅናን ክመሃሩ

  • @habtom3536
    @habtom3536 ปีที่แล้ว +1

    ክንዳይ ትግርኛ ኣልዋ ካብ ኣፍግንስታን ዘውልዳ ኣብዚ Germen,, መን ምኾኖም ዘይፍልጣም, ካብ የሕውተን ከሕባአ ከብላ, ጎሓፍት, fooo

  • @redietzemichael1967
    @redietzemichael1967 ปีที่แล้ว +9

    "ሰበይቲ ብዘይ ቃልኪዳን ምስ ሰብኣይ ክትራኸብ ነውሪ ኢዩ " I like this one!

    • @habtom3536
      @habtom3536 ปีที่แล้ว +1

      ክንደይ ኣልዋ ካብ ዓረብ, ኣፍግንስታን ዘውልዳ ትግርኛ, ሱቅ አሎም ኣብ compy የርክብወን, ጎሓፍት

    • @muluehaile9405
      @muluehaile9405 ปีที่แล้ว

      ​@@habtom3536bitaemi zehezin eyu nay tigrinya deki Anstiyo Abalashiyom kaa yigihifiwen

  • @tesfamicaelyohannes
    @tesfamicaelyohannes ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ዮናስ። ኣቐዲመ ምስ ወዲ ጀበሊ ተካይድዎ ዝርርብ መሳጥን መሃሪን ምዃኑ ኽምስክር እፈቱ። ኣስዒበ ካብ ትዕዝብተይ ብዛዕባዚ መደብ ዘሎኒ ርእይቶ ሓደሓደ መብሪህታት ወዲ ጀበሊ ዝህቦ ጎሲኻ ከይሓለፍካ ከምዝስፈሕን ከምዝዓሙቕን እንተትገብሮ ከምዚ ሓዉሲ ፍልስፍና ምኾነ። ንኣብነት ወዲ ጀበሊ ብዛዕብ ክእለት ይዛረብ ኔሩ። ዮናስ ከኣ እንታይ ኢዩ ፍልልዩ ክእለትን ዓቕምን ኢልካ እንተትሓቶ እቲ ዝርርብ ናብ ፍልስፍና ምኸደ። እግረመንገድና ከኣ ፍልስፍና መማዕበለና። ንኣብነት ብእንግሊዝኛ ቋንቋ ability ከምኡ ከኣ skill ፍልልዩ ብንጹር ተገሊጹ ኣሎ። ብትግርኛ ግን ዓቕምን ክእለትን ፍልልዩ እንታይ ኢዩ። ኣየናይ ኢዩ ብተፈጥሮ ዝመጸእ? ክእለት ዲዩ ዓቕሚ? ኣየናይ ኢዩኸ ብተመክሮ ይኹን ብትምህርቲ ከምጽእ ዝኽእል? ነዚ ብሰፊሑን ብደቂቑን እንድሕሪ ተዘትይሉ ደሕሪ ግዜ ናብ ፍልስፍና ገጹ ኽምዕብል ኢዩ። ካልእ ከኣ ብዛዕባ ኣእምሮን ሓንጎልን ይዛረብ ኔሩ። ኣየናይ ኢዩ እቲ ብተፈጥሮ ዝመጽእ? ኣየናይከ ብተመክሮን ብትምህርትን ክመጽእ ይኽእል? ነዚ ዉን ብስፊሑን ብዓሙቑን ምዝታይ። ብዛዕብ ስምዕትን ምኽንያውነትን'ዉን ይዛረብ ኔሩ። ከምዝፍለጥ ምኽንያታዉነት እቲ ካብ ቀዳምይ ክፋል ሓንጎልና ዝምንጩ ኮይኑ ኽንቆጻጸሮ ንኽእል ኢዩ። እቲ ስምዕታዊነት ግን ካብቲ ዳሕረዋይ ሓንጎልና ዝምንጩ ኮይኒ ኽንቆጻጻሮ ዘሸግረና ኢዩ። እቲ ሓያል ጥምጥም ፍልስፍናዊ ኣስተምህሮ ዉልቀሰባት ብኸመይ ካብቲ ስምዕታዊ ሓንጎል ናብቲ ምኽንያትዊ ሓንጎል ከምዝዘብሉ ንምግባር ኢዩ ቐንዲ ስራሕ ፍልስፍና። ኸምዚ ጨው ዘይብሉ መግቢ ዘይምቅር ከምኡ ከኣ ፍልስፍና ዘይብሉ ሕዝቢ መቕረት የብሉን። ነዚ ንምምዕባል ኽንዛተ ኣሎና።

  • @mabelzenawi3233
    @mabelzenawi3233 ปีที่แล้ว +3

    ኽልቲኦም ኬፍ ዘለዎም ሓቀይ ደቂ ዓበይቲ

  • @lovelysfamily-p4q
    @lovelysfamily-p4q ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ኣገላልጻኻስ ባይታ ዘይወድቅ

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ መምህር ኢካ ናይ ብሓቂ ❤

  • @saimonghirmay5671
    @saimonghirmay5671 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ብዛዕባ ዘኽታማት ካብ ኦርፋን ተወሲዶም ዝዓብዩ ምስቶም ውዕል ፈሪሞም ዝወስድዎም ስድራቤት ብሙልእ ሓልፍነት ኣብ ናይታ ስድራ ኣብ ውራሻ ይኹን ኣብ ዝኾነ ይኹን መሰል ክግብኦም እዩ ዝግባእ ብፍላይ ሽም ናይታ ስድራ ተዋሂብዎ እንድሕር ዓብዩ ዝምልከቶ ኣካል ይሕሰበሉ ተዘይ ኮይኑ ካብቲ ሰናይ ዝተገበርሉ እቲ ዲሒሩ ዝንገሮ ኣይውላድናን ኢኻ ክባሃሎ ኮሎ ዝሳቀዮ ስቅያት ስለ ዝኽፍእን ዝኸብድን።

    • @rob-zb3ic
      @rob-zb3ic ปีที่แล้ว

      ኣብ ኤርትራ ዝምልኮቶ የለን ኣይጉዳዮምን ኢዩ ዝሓወይ

  • @Dilfavor
    @Dilfavor ปีที่แล้ว +1

    Yonasey & wedi jebeli, abzi sedet alewo mes tegaru koinom be dangola ne hezbi Eritrea meneneton kebron ketfeo zetelalo , adgi ne hamedo zebahalo, bezaba ezom Helala yedog eski gele belona please

  • @Erilebna
    @Erilebna ปีที่แล้ว +4

    Yonas where is wedi keren and family we want to know his situation we miss him. I hope you will read my comments

  • @TirhasYouYube
    @TirhasYouYube ปีที่แล้ว +1

    💊 ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ምሁራን እውን ኮምኡ ገሮም ኣይገልፅውን❤

  • @zemenyosif7591
    @zemenyosif7591 ปีที่แล้ว +2

    Ediman tenan yehbkum yoni & wedi jebli kesab 100 part abxhlna yoni hawey ayetdongena teray

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta 11 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ትምህርቲ ወዲ ጀበሊ ንስኻስ 1,000 ዓመት ንበረልና ድኣ,ብምቅጻል የሕዋትን,ኣሓትን ኣብዚ ኩሉ ሰብ ክነቅሓሉ ዘለዎ ትምህርቲ ኢዩ። የቀንየልና ክቡራትን ፍቱዋትን ቀጽልዎ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🫶🙏

  • @yes-vw6ze
    @yes-vw6ze 11 หลายเดือนก่อน

    ezi bzaba hizkumo zalkum kandi aresti sab kemharlou zalawo eu nbzuhat sebat eu godiou zalo thanks kaxelewo

  • @Kdkdhehjdje
    @Kdkdhehjdje ปีที่แล้ว

    Haki eya kem galey elu amxiewa biwrsha elu galna aykonkn kblwa kunue wela ketema bulue wrsha entelika ktewrsa tirah eyo zeleka wey ktwesda yeblkan

  • @isaiasgebremeskel1677
    @isaiasgebremeskel1677 ปีที่แล้ว +4

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว +1

    Kuludu

  • @Batman-fl5wh
    @Batman-fl5wh 9 หลายเดือนก่อน

    I have left Eritrea more than 30 years and 0f course i have lost same of contact and get on with life then i find your channel
    I couldn’t believe it i love the way you too talk there’s so much respect there so thank you.

  • @st-jf9hv
    @st-jf9hv ปีที่แล้ว

    btmhrti felitkayo nay wedi jebeli ktseme keleka,, it so funny... dfretun ktrio zeykealka yeryeka.... he is too smart.

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤🇪🇷🕌💟🇪🇷⛪🇪🇷welcome back 🙏♥ deki Erey.

  • @eyesabtesfamariam-pu9rc
    @eyesabtesfamariam-pu9rc ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos6151 ปีที่แล้ว +2

    Wawww❤❤❤❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    Turkey ehey adata tigray tigranes tegre Eritrea lowha and,,

  • @weintahagos9868
    @weintahagos9868 ปีที่แล้ว +1

    meley kemey teraykum ala kkkk💙💙💙💙💙💙

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @yonasberhan1151
    @yonasberhan1151 ปีที่แล้ว

    Ya seb nekabedo ayekonen zaheseb

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed9904 ปีที่แล้ว +1

    Am amazing explanation about earth quake. It make a lot sense. I really appreciated Wedi Gebeli and Yoni.

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 ปีที่แล้ว +1

    Nay wedi jebeli edme ab 70 dia tetew eila kemzen awaldna 😂

    • @zizaleomar6239
      @zizaleomar6239 ปีที่แล้ว

      Kkkkkk ayfotwon iyu 70 lomi iyu awsiyuwa

  • @simonasrat5098
    @simonasrat5098 ปีที่แล้ว

    Wedi jebeli abonan hawnan tntaneka btaemi xbuk eyu. Kbret yhabelna ,Nyenas gn azarbo hasabu awdeayo aytkulofo. Neaka wn xbuk eyu.

  • @moukurelal678
    @moukurelal678 ปีที่แล้ว +1

    نورتونا مرحبا بيكم مليون مجددا ❤❤🎉🎉

  • @neamendebesay2973
    @neamendebesay2973 ปีที่แล้ว

    Wedi jebli behaqi nefeu

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    Gal malet eyu neratka do belo

  • @stellaberhane1053
    @stellaberhane1053 ปีที่แล้ว +1

    Well done I love your program ❤🇪🇷🙏🏾

  • @stellaberhane1053
    @stellaberhane1053 ปีที่แล้ว

    ❤🇪🇷🙏🏾🤚🏽

  • @BetewededAbraha
    @BetewededAbraha ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ሙውቅ ልባዊ ሰላምታ ካብ በርጌድ ንሐመዱ አሜሪካ። ገለ በል እስከ በል ብዛዕባ ቤርጌድ ንሐመዱ🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @HawaMohamed-mb2dq
    @HawaMohamed-mb2dq ปีที่แล้ว

    ረቢንኩሉሃገራትይሐልወናይቀፍፘልናእቫአልህ

  • @yonasberhan1151
    @yonasberhan1151 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @amlesetgirmay2627
    @amlesetgirmay2627 ปีที่แล้ว

    😍😍

  • @belulmicheal2782
    @belulmicheal2782 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @ngusegebrihiwet8715
    @ngusegebrihiwet8715 ปีที่แล้ว +1

    Wedi jebeli very Fanny and usful
    Messages

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    Menkum ? Esukum

  • @SebNkun
    @SebNkun ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ብሱል ዘረባ ከም ወትሩ

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit ปีที่แล้ว

    Anbesa yonas hawey kem adige meserare teray eyom zefelitu zelwu zehzen eyu kulu medel abe gale anseteyti yewerde alo bejana gahe yeblu sedetate eyom

  • @harigughebrezghi4389
    @harigughebrezghi4389 ปีที่แล้ว

    Wedi gebeli schkor Emden tenan yehbka fetari🙏😍😍😍

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 ปีที่แล้ว

    Wazdi gebli matmkaer kbri fkri 🗝️ zato matmkaer mnbaer zfltae eiyo Sawa kaeydo anber ngraet aeyfltan eiyo btraem

  • @mebhadush3360
    @mebhadush3360 ปีที่แล้ว

    Well come yoni and wedi jebeli medebkum Xubuk u.
    Kexululu.

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 ปีที่แล้ว

    ወድ ጀበሊ ሽኮር ነቲ መሬት ኩዕቶም ካዓዒቶም የሕቕቆሞ እዮም ዶ በልካ 😀😀👍🏻🇪🇷♥️

  • @lalumba1678
    @lalumba1678 ปีที่แล้ว

    ድሕሪ ሰላምታ ቆልዓ ብጽቡቅ አገባብ መበቆሉ ክፈልጥ ዝሐሽ ይመስለኒ ጌጋ ይኽለአለይ እምበር ንውሉድ ወለዶ ናይ DNA ጸገም ከየስዕብ

  • @aflanesu9242
    @aflanesu9242 ปีที่แล้ว

    ናይ ሎሚስ ብጣዕሚ ሓጺራትና ... መሳጥን ማሃርን ከም ሙዃና መጠን ክንደይ ኣመስጊና ኣይምጸገብናኩምን

  • @benamt9670
    @benamt9670 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @temishatemishatemisha5793
    @temishatemishatemisha5793 ปีที่แล้ว

    Well wedi jebeli, i appreciated for the journalist only that he entrviewed you.write a book about your experience in Eritrea.
    Thank you!

  • @h.e.l.i6945
    @h.e.l.i6945 ปีที่แล้ว

    Bejaka Eba bzaEba Gnayn zunbuen AteAbabya Seytebo/SebeAy Ade AB lieli wlad sebeAya zelewo Saebien ,glexelna memhari tekone

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom6818 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️

  • @menanaomna9675
    @menanaomna9675 ปีที่แล้ว

    Wedi jebeliy..... Iguess you read a lot of books you teach yourself and you are naturally gifted you can do a lot of things. you teach me a lot of things also
    thank you

  • @airo8416
    @airo8416 ปีที่แล้ว

    To learn more about this earthquake, try to find out what the government did in Diot and around Foro.

  • @Tomas.okbe3
    @Tomas.okbe3 ปีที่แล้ว

    Selam do hawey natey de eerste 😊keer dat 😊😊ik 😊het niet

  • @maekelehiyay8877
    @maekelehiyay8877 ปีที่แล้ว

    Waawwwwwww❤ wedi jebeli jigna nay behaki memhr, memahrana ekum nay snemgbar

  • @teflostsegay3688
    @teflostsegay3688 ปีที่แล้ว

    Wedi Jebely The GREAT 🫡🫡 🫶😘 🇪🇷🇪🇷..

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 ปีที่แล้ว

    I like to speak tigray 🎉🎉🎉❤❤❤enka ertaway kunku awet nafash awet

  • @feventkue2060
    @feventkue2060 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @wedisahil
    @wedisahil ปีที่แล้ว +1

    Jebelino jigna

  • @luwamnegassi5744
    @luwamnegassi5744 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ welcome abona❤❤❤

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ጽቡቅ ሓሳብ ኣብዛ ናይ ኦርፋን ዝግበር 100 %❤❤

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 ปีที่แล้ว

    Wow ናይ በሓቂ ኑቁሓት ኢኩም ❤

  • @sosahahasasa6687
    @sosahahasasa6687 ปีที่แล้ว

    Thank you both that is an excellent topic. However, the child has the right to know about his/her biological parent. I know it is extremely painful but not beneficial as they carry different DNA.
    Telling the truth will help the child to find his/her parent and may have
    sibling as well. Worst scenario if we hide the truth one day the adopt child can marry his sister or marry her brother to avoid such we MUST tell any adopt child the truth. If we hide someone can spill the truth to hurt the adopt child. We must help by telling the truth and helping them feel good and accepted and assist in finding the missing section of their life and that is the true love to someone. In my opinion make them feel loved, accepted tell the truth when they are mature not by age and if possible at early age.

    • @eelias3043
      @eelias3043 ปีที่แล้ว

      ምንጋርን ዘይምንጋርን ዘይኮነ ። ዓብደላ ጥራሕ ሒዝካ ኩላ የመን ዓብደላ መሊአ ንመኖም ኢያ ክትህቦ እንበር ምንጋር ጽቡቕ እዩ።

  • @AhmedAsli-nw6tm
    @AhmedAsli-nw6tm ปีที่แล้ว

    Wedi jebali anbesa❤

  • @dani52328
    @dani52328 ปีที่แล้ว

    Part 3 please 🥰🔥🔥🔥🔥🥰 !!

  • @rob-zb3ic
    @rob-zb3ic ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ጅግና

  • @yonaskinfe9420
    @yonaskinfe9420 ปีที่แล้ว

    Aewlae

  • @MhreteabOkubaldet
    @MhreteabOkubaldet ปีที่แล้ว

  • @atakltinegash4950
    @atakltinegash4950 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤