ኣብ ትግራይ ሕዚ ፕረዚደንት የለን - ኣባል ህወሐት - ላዛ ትግርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ต.ค. 2024
  • እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Central Square Building 3rd Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 103

  • @user-flyuoihf
    @user-flyuoihf 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ህወሓት በስቢሳ ዝሓስብ ሰብ ከምዝሰአነት ወግዒ ናይዙ ሰብአይ ምስክር እዩ

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ካብ ሕውሓት ንላዕሊ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣሕሊፉ ዝሃበ የለን ደብረጼኖም ጌታቸዎም

  • @haddiswoldegebriel2419
    @haddiswoldegebriel2419 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ብሓቂ ጐዲፌ!
    Is a cadre!
    ሓጀውጀው!

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 56 นาทีที่ผ่านมา +1

    Hwehat Nkidmit hzbi Zehaze yeewet 👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ጠላም ጎደኀፋይ ሐሳዊ

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ትግራይ ግን ኣብ መበል ክንደይ ክፍለ ዘመን እያ ዘላ?!!!😊

  • @GoitomKesete-z8g
    @GoitomKesete-z8g 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣብ ናይ BBC ትግርኛ ደብረፅዬን ዝሃቦ ቃለ ምልልስ ምስ ጋዜጠኛ ላዬን ዝገበሮ እኮ ቃልብቃል ብሕዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ፈሪሱ ጊዚያዊ መንግስቲ ንክምስረት ተሰማሚዐ እየ ዝብል ኣስመዐዬ

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ደብረፅዮን ናይ ሻዕቢያ ደገፍ ጌታቸው ናይ ትግራይ መናዕሰይ ደገፍ አለዎ

    • @gebretsadik-cv1ir
      @gebretsadik-cv1ir 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግዝኣቱ ኣሕሊፉ ንዘሃበ ውልቀሰብ ዝድግፍ መንእሰይ የለን

  • @tesfanaberhane1507
    @tesfanaberhane1507 56 นาทีที่ผ่านมา

    ላዛ ፅብቕ ላዛ ቁምነገር ዘለዎ ዘተ ኣካይድኹም ፤ ነጋ ናይ ኩሉ ዓይነት ሓሳብ ምትእንጋድ ቀፅሉሉ የመስግን።

  • @henokamanuel7674
    @henokamanuel7674 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዘምካደረ፣እዬም፣ንህዝብ፣ትግራይ፣ዋጋ፣ዘኸፈሉብጠራራእ፣ዝፈታህየለን

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀግና ኢኻ ቀፅሉ

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Ewour nu ewour tumraruho😅😅😅😅

  • @mulugeta9439
    @mulugeta9439 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካድረ ኣይሓስብን ብዘይካ ናይኒ ኣለም ቃላት ምድግጋም

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    U wish Getachew Reda is the only present of Tigray

  • @ghebremedhnkifle3052
    @ghebremedhnkifle3052 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንምንታይ 2 ትጻረርቲ ዘይተቕርቡ ርእስና እንዳሕመሙና ናይ ክልቲኦም ድምጺ እንተዝኾን ይሕሽ ።

  • @MULUALEMHAFTE
    @MULUALEMHAFTE 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉጅለ ኣደመ ሓደ ሰብ ብዝፀሓፎ ካብ ላፕቶፕ ዘንብብ ሰብ ጥራሕ ዝተኣከበሉ ሙዉት ጉጅለ እዩ።

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Which constitution is he talking about?

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 57 นาทีที่ผ่านมา

    We hear endless rhetoric but no one raised the need for ‘Compromise’

  • @251m91
    @251m91 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    በኣካይዳ ናትኩም'ማ ሕዚ'ውን ከምዙይ ኢልካ ክትዛረብ ኣይምኻኣልካን ጀዝባ!
    ሳላ ጀነራል ፃድቃን ኢና ዝተወሰነ ህዝቢ ተሪፉ ዘሎ!
    ዕድመን ጥዕናን ንጀነራል ፃድቃን!

  • @SH-ly7rt2
    @SH-ly7rt2 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ዋይ? ብስሩ ህወሓት ሰብ የብላን ዲያ? ካብዓለም ገረዋሂድ ዝትነገሮ መሊሱ ይተፍአን'ሎ 👎

  • @soloak2067
    @soloak2067 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምዚኦም ዝበሉ ደናቑር ካድረታት እንታይ ትገብሮም

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሓውና ሃለውለው ኢዩ ዝብል ዘሎ

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Laptop ሒዙ ብስክርቢቶ ዝሕብፅ መሃይምዶ ቃለመሕትት ትገብር ጠጃም

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ታይ እሞ ይገበር ኣይትዛረቡን

  • @yohannsabyan9095
    @yohannsabyan9095 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዙወዲ ሕማሙ ደብረ ዕንኪሊል እዩ

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናብ እዚ ሚድያ እዚ እትቀርቡ ሰባት ግን እዚኹም ኣዚኩም ተሕዝኑ ! ምክንያቱ ሲ ናይ ውልቀ ሰባት ጠበቓ መሲሉ ስለዝስመዕኒ ይሀው ሕዚ እውን ንጋሻኡ ይምጉት ኣሎ !

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓደሰካራም ዕውር ክብልሲ የደንፁ

  • @yohannsabyan9095
    @yohannsabyan9095 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኖኖኖ ንሶም እዮም ትግራይ አጥፊኦምዋ

  • @bird1144
    @bird1144 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኮሚንዝም ካብ ትግራይ ክጠፍ አሎ

  • @teametekie4740
    @teametekie4740 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ኮምዙይ እዩ ዝጸሓፍ

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ayi tiggray elizeoum hezkeyi korded wode korded surakeyi horeuje surakey huseyen suneyi zeyiblo kulbe kadreye

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በስቢስና ተጨማሊቅና ዝበለ ውድብ ዝበስበሰ ዝተጨማለቀ መልሱ ቆሬፅኻ ምድብራይ እዩ::

  • @hayelomhagosyiheys9825
    @hayelomhagosyiheys9825 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለጃይ ነገርዩ ዘርባቢ

  • @fikreabera2554
    @fikreabera2554 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይዉሰዱ? እሞ ፃድቃን ትወስድ ከሎ አይትብከ

  • @samuelsnetibeb8958
    @samuelsnetibeb8958 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፋራ ደፋር

  • @meazafesseha8132
    @meazafesseha8132 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wae maekel sefary thizto zelewo tntena. Hatatayn melasayn ayte getatemkumn.

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kub 1966 Authusasuba wayi futuk musmurna wodubna 😅😅😅😅😅😅

  • @SemiraSalih-mm4pf
    @SemiraSalih-mm4pf 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ewet denkurna

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ ሎሚስ ዕቡድ አቅርብኹሙሉና

  • @gmttech.2933
    @gmttech.2933 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋይ ብልሽት ወዲ መረሳ ገዲፍካስ እዚ ተንታኒ ገይርካ ተቅርብ?

    • @mehretabgeb5680
      @mehretabgeb5680 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ወዲ መረሳ ሰብ ረኺብካስ መትሓዚ ዘይብሉ ኣይ ሕልኩስ እንድዩ እዙይ ግን ናይ መትከል ሰብ እዩ::

  • @samsam-nm1cp
    @samsam-nm1cp 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tigray is on hand of Cadre like this guy is shame on U

  • @Mebratu-n2x
    @Mebratu-n2x 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃለውለው ዝኾነ ትንተና ድዩ ወይ ፈክር እዮም ኢለምዎ ዞምጉጅለ አደመ

  • @SH-ly7rt2
    @SH-ly7rt2 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ufff ንሚዲያኹም ዝምጥን ሰብ ምረፁ 📌

  • @yardtefera261
    @yardtefera261 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቦሽባሽ ሀማካ ልበሉ ታአኪቦም እዩም ላብዚ ኩሉ ጣጣ እእቲኩምና ለለኩም ነፍጥ

  • @haftuabrha6944
    @haftuabrha6944 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሰብ ግን ግልፂ አቋም የብሉን

  • @KHEAKality
    @KHEAKality 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወድ ሸርሙጣ ጉጅለ ዓድዋ ሰረቅት ።ስርቅ ጎድልዎም ዝለመድዎ ናይ ህዝብ ንብረት ናይ ህዝብ ህወት ደም ስትዩ ዝለመዱ ከዳዓት ሰረቅት እዮም ።አይትእመንዎም ።

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidanelegese4177
    @kidanelegese4177 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    " እዙይ ሒዝካስ ናብ ዳስ "
    እዙይስ በዓል ሙያ ሕጊ ? ዋይ ውርደት

  • @251m91
    @251m91 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሞ ገንዘብዶ ስኢንኩም ኢኹም ትሸራሸርሉዶ ኣየለኹምን ቦሽቧሽ😅😅😅

  • @GebrehiwotKiros-x7s
    @GebrehiwotKiros-x7s 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አብዮታዊ እና ዲሞክራሲ ሓደ እዬ እተይልካ ድሓረት አለኻ ማለት እዬ

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳእ ትምግዳልስ በይንካ ዝነበርካዮ አይኮነ አነ ታእሊም ሀፂን 1972 ሱዳንን ኤርትራን ነይረ እቲ ውድብ ከምቲ ናትካ አይፈልጦን እቲ ጋዜጠኛ ጋዜጠኛ ዘይኮነስ ምስ ፃድቃን ጌታቸው ወጊኑ ዝማገት ዘሎ ሰብ እዩ
    መላሳይ አድናቂካ እየ ውግንናካ ምስ ህዝብካን ናይ መከተ ሀይሊ አብ ጭቡጥ መረዳእታ ተመስሪትካ ነቲ ዝሀተካ ጋዜጠኝውን ሀዊስካ አስጢህካዮም አቃሊእካዮም ኢካ በርትእ::

  • @jongerye899
    @jongerye899 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣነ ግን ዝብል እንድሕር ጀ/ ፃድቃን ናይ ስልጣን ድሌት ከም ዘለዎ እንድሕር ዝፈልጡ ነይሮም ንምንታይ እዮም ናብ ፕሪቶርያ ሰዲደሞ?

  • @top10dani
    @top10dani 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ኣፉ😂

  • @BrhaneHilesase
    @BrhaneHilesase 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ፕሮግራም ሓሳብ እዩ።
    ነዚ ዝፍፅሙ ሰባት ተበላሽዮም እምበር ህወሓት ዝተበላሸወ ፕሮግራም የብሉን ብአንፃር ህዝቢ ትግራይ ረብሓን።
    ሰብ ይላሾ ይጋሓፍ ህህወሓት ግን ትግራይ ትጠፍእ እምበር እዚ ፕሮግራም አይጠፍእን።

  • @251m91
    @251m91 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግራ ዝኣተዎ ሰብኣይ ኣምፂእኻስ ግራ ኣእትኻና ንዓና'ውን ዘርኡ ነጋ😂😂😂😂
    አረ ጉድ ዓይኒ!
    እሞ በይንና መሊእና ዘየጥፋእናያ ድዩ ዝብል ዘሎ?
    ቃህማም ዝኾነ ሰብኣይ!😢😢😢😢

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    who is he really 😎😎

  • @degefgiday6416
    @degefgiday6416 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነጋ

  • @berhanuberhe4348
    @berhanuberhe4348 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዘርቆዘር

  • @tsegatsega1930
    @tsegatsega1930 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Anet ewed kilebv baned adew

  • @berhanuberhe4348
    @berhanuberhe4348 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፀለ መ

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl2496 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    He is drunk!

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🤔🤔🤔🤔

  • @KidaneHagosGHiwot
    @KidaneHagosGHiwot 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    With whom you are talking he is very very ignorant please tell him to go to learn more

  • @bird1144
    @bird1144 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ዝወዲ ምንም ቁምነገር የለን አለም ፈትለ ወርቅ ደብረፁዩን ካብ ስልጣን ከወረዱ ትግራይ ሰላም አይትረክብን

  • @habtaygebreyesus4357
    @habtaygebreyesus4357 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😈👺

  • @tadessegebreegziabeher8045
    @tadessegebreegziabeher8045 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ጉድ፥ለካ ከምዚአቶም ዝበሉ ዐቕመቢሳት አኪባ ኢያ ንህዝብ ትግራይ ናብዙ ኹሉ ስቓይን ውድቀትን አእቲያቶ ዘላ።

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ጋዜጠኛ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዩ ተጋዳላይ ከምዝነበረ ይፈልጥ ግን አሰላልፍኡ ምስ ፃድቃን እዩ ጎሀፍ

  • @JemalJemal-l7s
    @JemalJemal-l7s 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤