see the gab of generation, very amazing. the only and only way to survive is fight a good fight. God bless Graham and grand son. Tigrians will prevail.
So why are you not fighting if thats the only way why are you joining then while you enjoy ur freedom in a foreign country. It's very sad how the elites of tigray is use the poor ppl of tigray
This is very emotional and very sensitive as a Mother and Son on the front war. This is what you call heirosm for history to record it. I wish them finally their homeland free of any form of fascism anf Fascists. As a Mother you deserve to be called MOTHER OF THE YEAR 2021 IN THE HORN OF AFRICA!
This is foolishness..killing kids for your political privilege..use your heart your mind he is a kid ..'doshka " can't held by one person its heavy...why they are doing politics with the life of those poor people. Don't die for those selfish leaders of hiwuhat.
ማሻአላህ ሀዝብ ትግራይ ረቢ ምሳሁም ይሁን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን መዓረይ
እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ትግራዋይነት ክቡር መንነት🥰
ጀጋኑ
ጀጋኑና ማርያም ፄን ትሓልኹም🙏💔
አግዚኣብሀር ዪኣክለኩም ይበለና ዞም የህዋተይ !
አየ ጀግንነት ህጻን ቆልዓ መራሕ ጋንታ ዘገርም ኢዩ ናይ ተጋሩ💪🦁🌿🌿
Ayyyee WEGIN deki Reshunat JUNTA Terorists Tereff DRON. Zero Zero Becha Dramakum zeywedae. Wedi 12 Amet Merahi Mesrre 🙈😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@@asmaerasmaer9441 ተረፋ ዓሳ ናይትግራውኣ ጀግንነት የሕሚሙካ ምሽ ዕሱቡ ናይ ኢሰያስ ስረቅቲ ረሳሓት
መራሕ ሐይሊ ምብር :: እዚኦም ከምዝስዕሩ መን ይጠራጠር
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
አምላክ ይሓልኩም 🙏
Amen Amen Amen 🙏
እዋይ ወደይ ናተይ እንቃዕ ተረፍካ ::
ምስ ዓባይካ ብዓወትን ብሰላምን ይምለስኹም 🙏🙏
ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ወርቂ።
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ማዓረይ ታሕጎስን ሓዘንን ተሓዋውስኒ አነስ ብከመይ ክገልፀኩም
ብሰላም ይምለስኩም እግዛብሄር ይሐልኹም
ትግራይ ትስዕር
ካብ ኤርትራዊት
ኣሜን ማዓረይ
ዋይ ትግራይ ኣድና ረኺባቶ ዘሎ... ወላዲን ውሉድን ብሃደ በረኻ ስኳሹህሉ ክፉእ ጊዜ ኾይኑና💔😭 ግን ድማ ስቕ ኢልካ ካብምሟት ኣብ ኢድ እዞም ኣረመኔታት ስለ ነፅነትካ ተኳሺእካ ምሟት ክብሪ እዩ እሞ ናኣኹም ምርኣዬ ጥራይ ይህብነኒ እዩ ክብርቲ ኣደይን ክቡር መንእሰይ ሃወይ! ህጂውን ኣምላኽ ብኣወትን በሙሉእ ጥዕና ንመረበትኩም ይምለስኩም!❤️💛🙏❤️💛🙏
ብዓወት ይምለስካ ምስ ኣዴኻ ቆራፅሓሙት ጅግና ከም. ኣቦታቱ 💪ዕድሜካ ቆልዓ ስራሕካ ቅያ መስተንክር ሕቡናት ኢላ ብኣኹም እሞ መሉእ ዓወትን ሰላም. ንዓኹሙን ንህዝብኹምን 🤲🤲🤲
ኣይይይ ወድነይ ፈጣሪ ምሳኻቱም ይኹን ኣንሕናለ ተወልድና ክንብል ድዩ ዋይ ዋይ
ኣሰይ ብሰላም ተመለሱና ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት
እግዚአብሔር ኣምላክ ምካቱም ይኩን🙏🙏
ኣይይ ትግራይ ዓደይ እሰከ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 🙏🙏💛❤️💛❤️💘💘
ናይ ሓጎሰ በክያት በክየ😭ኣይ ትግራዋይ ምካን😢💔♥💊💊💊💪💪💪
Only in Tigray ! ታሪኽ ይጽሐፍ አሎ ዓወትኩም ናይ ግድን ኢዩ።🇪🇷✌️
Anes Ezom Bandera Eritrea Gerkum Tegray Tewet Teblus nay Aemro Xegem Demenet ikum mesleni bechan ketelyan Zeytefeleyu Pawweeew
💝💝💝👈
@@asmaerasmaer9441 niski eka alem zeytfelto Bandera hizki tihbeni !
A
ጅግና ትግራዋይ ብዝግባእ ሓክምዎ
ፈጣር ያሓለኩም ትጋርዋይ ትግራይ ትዕወት ትስዕር ትግራይ ዓድ ጀጋኑ
ጀጋኑና ክብሪ ይግብኣኩም።
ኣደኒ እንኩዋዕ ድማ ውላድኪ ኾንኩ
There is nothing in the world as inspiring as this story.
ጅጓኑ ናትና💊💊💊
እግዚአብሔር አምላክ ዋሕስ ጠበቃይ ይኩኑኩም 🙏🥰
ዋይ ህፃን ቆልዕስ ጋንታ መራሒ ? ሀመይ ልበልና ህዝቢ ኢና። ፅንዐትን ሐቦን ሒዝና ወይክ ፍተኽ ከይበልና ነፃ ሐገረ ትግራይ ንምስርት ኢና። አጆኩም ህዝበይ ትግራይ ትስዕር!!
ከመይ ልበልና ህዝቢዶ በልኻ!
ሕሸት ድራሮም
ፈጣሪ ሕማቅኩም ኣየስማዓኒ
ብሰላም ተመለስ ንኡሰይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑኒ
all families as a family nothing but the whole as one family Tigray. Tigray will definitely prevail no doubt it. proud of Tigray
ጀጋኑ ትግራይ።
ህዝበይ እቲ ጀግንነትካሰ መግለፂ ስኢነሉ ጀግና ህዝቢ ፈጣሪ ከሉአለም ሰላም የምፀኣልና ዓወት ዓቲርኩም ብሰላም ተመለሰሉና ሰላም የምፀኣልና ብአኹም ተሓቢና አሜን
Tigray people stay strong 💪🏾 ❤️💛❤️💛❤️💛💪🏾
ጀጋኑና ብሓቂ ቃላት ሓፂሩና
ጀግኑ እግዚአብሄር አምላክ ምስእኽሙ ይኽን አሕውትየ አሜን ትግራይ ትስዕር ትዕወት ክንዕውት እና አብ ጉድንኽም እና እቶሙ ጀግኑና ተገሩ
እሰይ ጀግና ወድታ ዋዕሮ ብሰላም ይምለስኩም 💊💊💊💊
Tgriayan You are born to be hero❤💛❤💪
Egizabher amlak misakam yikun serawit Tigray jeganu 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ኣየ ጅግንነት ኣነስ ኮሪዐልካ ጅግናዋይይ💛💛💛❤❤❤💊💊💊🏖🏖🏖
እ/ር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑዋይይይ💛💛💛❤❤❤❤💊💊💊🏖🏖🏖🏖🏖
ብዓወት ይምለስኩም እነይ ወደይይ💛💛💛❤❤❤💊💊💊🏖🏖🏖🏖🏖🏖
see the gab of generation, very amazing. the only and only way to survive is fight a good fight. God bless Graham and grand son. Tigrians will prevail.
So why are you not fighting if thats the only way why are you joining then while you enjoy ur freedom in a foreign country. It's very sad how the elites of tigray is use the poor ppl of tigray
ተባዕታይ፡ የዕብየለይ!
ትግራዋይነት ኽቡር መንነት🥰🥰
ወርቃዊ ዘይሃስስ ታሪኽ ማህደር🥰🥰💛❤ተጋዳላይ ትግራይ ጽኑዕ ተቓላሳይ🥰🥰💛❤ጅግና ውልድን ወለዶን ተዓዋታይ🥰🥰🥰🥰🥰❤💛❤💛❤ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤💛
ጅግና ትግራዋይ
May God bless you and protect you mothers and children's.
My people🙏🙏🙏
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍👍👍👍
Aamlak msakum ykun bAawet tmeles 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊
You're priceless. Thank you very 🙏
እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም ብዓወት ይምለስኩም ጀጋኑና😍😍😍✊✊✊
ኣምላኬ በቃ በለን 🙏🏾✅💊💊💊💊💊
ኣሰይይይ ኣነስ ኾሪዐልኩም ካባኹም ምፍጣረይ💛💛💛❤❤❤❤💊💊💊💊🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖
Dear God protect them 🙏 this is young kid and Mother! You making History! your hero TDF God is with you forsure❤💕❤💖💛❤💛❤🎆
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏ኣዶ ጀግና ውልዳ ትብል💞💞💞💞😍😍😍🌿🌿🌿
ህወሓት ልቢ ይሃብኩም ኩናት ይኣክለኩም ንሰላም ድልዋት ኩኑ ተወረርካ ጠፋእካ ህዝቢ ትግራይ እንዳበልኩም ንኩሉ ስድራቤት ኣብ ሓዊ የእቲኩሞ ይኣክለኩም !!
Aytgage wetader shaebya ab maekel tigray atiu sle zreshene eu kulu tesemiawo ane lbaeley 7 beteseb zseanku eye
@@rigberegbisha8286 ኢዱ ዘይኣከበ ደኣ ክስሕናዩምበር ሰላማዊ ግን ተንካፊ የብሉን!
Gegna berta 😘😘😘
🙏🏽💟💟💟💟😍😍😍😍✊💛❤🌼🌼🌼
All Temesgen🙏🏽
ኑኡሰይ❤❤❤
አሕሕሕሕ ኣብይ ናኢድኻ ኣይትስኣን
This is very emotional and very sensitive as a Mother and Son on the front war. This is what you call heirosm for history to record it.
I wish them finally their homeland free of any form of fascism anf Fascists.
As a Mother you deserve to be called MOTHER OF THE YEAR 2021 IN THE HORN OF AFRICA!
This is foolishness..killing kids for your political privilege..use your heart your mind he is a kid ..'doshka " can't held by one person its heavy...why they are doing politics with the life of those poor people. Don't die for those selfish leaders of hiwuhat.
@@kibreabamine9762 ዓሻስ ክንዲ ዝስተር ይግተር ይበሃል ምናልባት 2 ካላሽንኮቭ ማሪኹ ከይከውን 2 ዶሽካ ይትረፍ ሓደ ሰብ ሓንቲ ዶሽካ ኣይስከምንዩ፡ ላዕለዋይ ክፋላ ምስ ሻምብቆ ብረት ንበይኑ ኣእጋራ ንበይኑዩ ዝስከሞ ሰብ፡
ዝብእስ ኣብዘይፈልጦ ዓዲከይዱስ ቆርበት ኣንጽፉለይ በለ ይበሃል! ፒከይ ሓዊ ዓይና ከማን ኣይስከምን
Mesaken deki deka
#Tigray the land of heroic people! Amazing!
🙏ዋውውው ይገርም 🙏
2:57 ሰለስተ ኢዮም ኔሮም ክንደ'አቡዑር ይኾኑ :: አደ ወሊዳ ትምከን :: ጅግና !!!
I thought it's a joke. What a brave Tigray hero
አምላክ ምሳኩም ይኩን ❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊🙏🙏🙏
ብጣዕሚ አዩ ዝገርም አምላክ ናይ ህዝብኩም ሓጉምኩም ይርይኩም
Congratulations Tegarus Jeganuna & thank you very much TDF
God bless you
what amazing people
May God bless all Tegaru except Banda like Aregawi Berhe. Amen! Amen! Amen!!!🙏🙏🙏
ብሰላም ተመለሱልና አህ አብዘይንዶልዮ ጦርነት ዘእተኩምና ሀዊ ይብላእኩም አደይ መአረይ ምስደቅኪ ብሰላም ተመለሱ
ልና
ዘርኢ እይትረፍካ ኢሳያስ ዘርኢ አትረፍካ አብይ አህ ህዝበይ ድክነት ክተጥፍእ ዲህ እንዳበልካ ዝነበርካ ህዝብስ እዙይዶ ንአካ እንተ አንታ ህጻን ወድና እዚ ታሪካ እዙይ ወጣት ትግራይ ምእንቲ ክተምህረሉ ነቲ ህዝብካ ክተካፍሎ ምእንቲ ብሰላም ተመለሱ አሜን
እዝስ ንእሽተይ ዩ ብጣዕሚ ዝገርም ኣብ tgray ዝፍጠር ዘሎ ጅግና ከም ኣቦታቱ ይገርም ዩ በቃ እዝስ ይመርሕን ገለን ምግራመይ ወዲአ
Eweyyy daki aday daki wukro goyta yehalykom💔💔😭😭😭
Merahay ganta ezi hixan kola hahaha ufff eway weyane rigumat, mergem nayzi hizbi sidri aysedekemum eu
TPLF out of Tigray.
Fetari mesakum yekun 🙏
ትግራውነት ማለት ብምንታይ ትገልፅዋ ተጋሩዋይ
1ይ ብሕስዋ!
❤❤❤❤😢😢
😍😍😍😍❤❤❤❤
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ትግራዋይ እነት እዝይ እዩ ትርጉሙ ኩቡር ማንነት
Yene anbesa 💪🏽♥️♥️
Tgraytsar tgray tawet agekum. Btsotey 🧡🧡🧡🧡🧡💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
Bselamn bawetn ymileskum nabta mawuk gezakum ajekom e/r Amlak miskum ykun🙏🏽👊🏾💪🏾💪🏾🏖❤️⭐️
Amazing
❤❤❤❤❤❤❤
Abet jegnenat✊🏾💊
TDF the lions of Tigray. God be with you.
Arrangements TDF fox of horn Africa
TPLF out of Tigray.
Tigray don't need territories group
Tigray people need fooed, water etc ...NOT WAR
🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪❤💛❤
Ye negeta gegina neh 👍👍🤩🤩🤩 amilak kenanite gar yihun
እሰይ መቅራት
Geytayhalka
መራሒ ሓይሊ እዋይ ተጋሩ ህጻውንቲ ቆልዑ በራሕቲ ሓይሊ ዝኾኑሉስ እንታይ ዓይነት ኪናት ዩ ዘካይዱ ደለው መራሕትና ኢልኩም ሕሰቡ ወደሳ ኣይትፍተው ዝገርመኒ እዞም ገዳይም ተጋደልቲ ሕወሓት ዝነበሩ ኣብ ደገ ዝቅመጡ እንታይ ኮይኖም ዮም ስቅ ኢሎም ዝርእዩ ዘለው ብጣዕሚ ዩ ዘገርም
ኮመንትንዶ ኣምብቦ ኣሚነሞ ይወዳድስዎ ኣለዎ ምናልባት ካብታ ሓይሊ ናቶም ንበይኑ ውጻእ መዓት ኮይኑ ተሪፉ ከይከውንሞ መራሒ ነብሱ ምኳኑ ኣሚኑ ሓይሊ በጺሑ ከይከውን!
Biselam betkum imleskum amlak misakum ikun
ጀግና ወዲ ጅጋኑ ምስ ዘእበየቶ እናሓጉኡ ኣብ ሜዳ ወፂኡ ካብ ተራ ተጋዳላይነት እስካብ ሓይሊ መራሒነት ዝበፀሐ ናይ ጅግና መከላኸሊ ሰራዊት ትግራይ ተጋዳላይ ኣብነት መናእሰይ ትግራይ ዝኾነ ሓውናን ውላድናን ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራኻን ብፆትካን ንምንየልካ :: ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ሃገረ ትግራይ ጀጋኑና ዝልዓለ ሓቀኛ ሽልማት ትሽለሙሉ እዋን ከምንርእይ ኣይንጠራጠርን:: እዛ ጀግና እናሓጎ ደቃን ደቃን ደቂ ደቃን ኣቃሊሳ ንባዕላ እውን ኣብ ግንባር ትርከብ ዋዕሮ ምርኣይ ልዑል ኩርዓት ይስማዓካ እንኻዕ ካዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርኩ እውን የብለካ:: ዕድመን ጥዕናን ንኹሎም ናይ ትግራይ መከላኸሊ ሰራዊት ተጋደልቲ ንምነየልኩም:: ትግራይ ስዒራ!!!
ሓንቲ ፈተነ ብልሰገረ ጀነራል ክኾንኡ
Kkkkkkkk merah hayli kkkkkkkkkk
❤️💛
ክክክክክክ ዘደንጹ ትግራይ እዚ ኾይኑ ተሪፋ ታሪክኩም ንምኻኑ ክንደይ ትሕስው ደሽካ ትፈልጥዎ ኣይብልን እየ ከምዘይትፈልጥዎ ባዕልኩም ትዛረቡ ኣለኩም ህጻን ቆልዓ ደሽካ ተሰኪመ ኢሉስ መንክኣምኖ ሓሲብኩም ፊልሚ ኣየጸበቅኪምን እዚ ህጻን ኣዛዚ ሓይሊ እንተጌርኩሞ ከኣ ከምዘብቃዕኩም ባዕልኩም ትናዘዙ ኣለኩም