#Dedebit_2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 34

  • @negasiju
    @negasiju 3 วันที่ผ่านมา +3

    ጀግና ሓቀኛ ፅንዓት እዩ ህዝቢ ትግራይ ንተግባራውነቱ ክሳብ መስዋእትቲ ኣብ ጎንኻ ክስለፍ እዩ በርትዕ ንበረልና

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 วันที่ผ่านมา +1

    COLONEL TEWOLDE
    YOU DESERVE THE HIGHEST RESPECT AND THANKS A MILLION.GENUINE PEOPLE LIKE YOU ARE THE PILLARS OF DEMOCRACY, EYES AND EARS,AND BACK BONE OF THEIR RESPECTED COMMUNITY.KEEP UP THE GOOD WORK.

  • @SisayGebrekidan
    @SisayGebrekidan 3 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Guys for this special panels needs awareness and will provide a solution for what's happened now.thanks

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 วันที่ผ่านมา

    ዝጋህጻጽ ሓራው ብኻይ ሽዑ እሽቀንጢርካዮ!!!😢😢😢😢💔💔‼️

  • @moe3000
    @moe3000 3 วันที่ผ่านมา

    Whatever you guys said , the naked truth is all about power.

  • @Destah-p8g
    @Destah-p8g 3 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ጀጋኑ ቀፅልሉ ግን ቀልጢፍኩም ናብ ተግባር እተዩ ምኽንያቱ አቢይን ጌታቸውን ስርሖም ትግራይ ንምፅፋእ ለይትን ቀትርን ይጥእሩ ኣለዉ በጃኹም ብተግባር አሪኡና ❤❤❤❤❤❤

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 3 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Dedebit

  • @Selamawit-c4o
    @Selamawit-c4o 3 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉

  • @tewoldetmye
    @tewoldetmye 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ዓወት ልጃለም ዘቀመጠን priority መሰረት አድለይቲን ህፁፅን ሎሟዓንቲ ክንሰርሓን ዝግባኣና ብካሊእ ድማ አድላይን ግን ድማ ህፁፅ ዘይኮነ ኣብዝብላ ኣብክልተ ኸፊሉ ዘቀመጠን ናይ ብሓቂ ሕዚ ትግራዋይ ክዓስለለን ዘለዎን ነጥቢ ኣብቲሕቲ አድላይን ህፁፅን ሎሟዓንቲ ክስራሓ ዘለዎን 1- ላዕላዊ መሬት ምምላስን ተመዛበልቲና ናብ ቦቶኦም ምምላስ፣ ውግኣትና ምሕካም ፣ ፀፅታና ምውሓስ ፣ ጎኒ ንጎኒ ማሕበራዊ መሰረተ ልምዓትና ዳግመ ህንፀት ምስራሕ 2- አድላይ ግን ድማ ህፁፅ ዘይኮነ ስርዓት(system) , government, and political parties እዚኦም ብዲሞክራሲያዊ መንገዲ ምህናፅ ዝብል ኣብቲ እንኮ ኒኩለራዊ ሓድነትና ሰምርና ክንረባረበለን ይግባእ። ብህልኽ ፣ ብቁሸታውነት፣ ብቂም ዝግበር ፖለቲካ ጨሪሱ ከጥፈኤና ከምዚኽል ከሉ ትግራዋይ ከስተውዕሎ ይግባእ።

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 3 วันที่ผ่านมา

    Need action. Power in his hand 🖐️

  • @haye5696
    @haye5696 3 วันที่ผ่านมา

    All this feel good. In suit

  • @rosahaile445
    @rosahaile445 3 วันที่ผ่านมา

    ,,🙏🙏🙏😇😇😇

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @haye5696
    @haye5696 3 วันที่ผ่านมา

    Dedebit please be voice to the voiceless hungry. On shelter THOSE PEOPLE ARE , I AM SAFE IN MEKELLE SELMA DEMOCRACY EYE ZEDELLLI

  • @user-qwjgbkgnfven
    @user-qwjgbkgnfven 3 วันที่ผ่านมา

    Getachew and Tsdeken are experiencing Stockholm Syndrome. It's sad.

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ጅግንነ ሓቅ እሞ እንታይ እኩም ትጽበዩ ዘለኩም ጀጋኑ ስለስተ ወለዶ ሕዝብኩም ሕዝኩም እንዶ ኑዞም ካሕዳማት
    ጽረግዋም ሕዞም ካሕዳማት ሌያቡ እኮ ዓቅም የለሙን በጃኩም
    ዓድ ብዘይ ጀጋኑ ከትቀሪ አደዳ መዒንደሪ ጸላእት ከትከውን ፍጠኑ

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 3 วันที่ผ่านมา +1

    እት ፍልል ፓሎትካ አይኮንን ዝብል ሓሳብ ትክክል አይመስለንን ሓደ አካል ንዝወከሎ አካል ክሕዱ ነታ ናብዙይ ዘብጸሓቶ ስሪዓትን ውድብን ስም ዘጥፍእን ነቶም ቀደምት ጀጋኑ ዘናሽው ዘሓለፈ ቃልስ ሓደሽደስ ዘብል ጉጅለ። ስልጣን አይለቅቅን እሉ ዓድን ሕዝብን ዝሕምስ ዘሎ ጉጅለ ከመይ ገሪካ እዩ ናይ ስልጣን እምበሪ ፓሎትካ አይኮነን ዝባሀል

  • @abebekesete
    @abebekesete 3 วันที่ผ่านมา

    ምጥንካር ንፈተናታት ዝምጥን ጽንዓት ምውናን

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 3 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SisayGebrekidan
    @SisayGebrekidan 3 วันที่ผ่านมา

    The building of institution is the basic idea tha used to build a country those things needs a process to articulate,convince and to implement needs time and finance so it should begin now.The second but have to be the first to implement the Pretoria agreement should be implement with no time ok.
    but the first and

  • @AzabAbay
    @AzabAbay 3 วันที่ผ่านมา

    እት ተወለ ዝበሎ መብዛሕትኡ ትክክል እዩ ግን ከዱ ከዱ እንድሕሪ ናይ ትግራይ ሽግሪ ክፍታህ ኮኑ ኩሉ ንትግራይ ክሓስብ አለዋ እት ቅድም ውድብ ምድሓን ሕዝብ ይድሓን ዝብል ናይ መታለልት ቃል ደግምዋ ሕዝብ ብዘይ ጠንካራ ውዳቤን መሪሕነትን ሓደ ኮኑ ክቃለስ ከሽንፍ አይክእልን እዝ ዝጠፍኦ እይመስለንን ንምንታይስ ተጋዳላይ እዩ ጥንኩሪ ውዳቤ ዘብሉ ሕዝብሕ ከም ናብ ሓደ ድግስ ተዓድሙ አውግዒ ስዒስዒ ውዒሉ ነናብ ገዝኡ ዝብተን እዩ
    አብ እዋን ብረታው ቃርስ ይኩን አብዝ ናይ ሎም ናጽንተት መከተ ሙሪሕ ውድብ ሕውሓት ተዘይትሑሉ ሕዝብ ብቀልሱ እንተወደበን ተበታትንካ ምቅላስ ድማ ውጽእት አየምጽእን ስለዝኮነ ሕዝብ ትግራይ ክድሕን እንተኮኑ መጀመሪታ ውደብዑ ከጥንክሪ ክሓብሪ አለዋ ውድብ ከጠናክሪ አለዋ ሕዝብ ብዘይ ጥንኩሪ ውዳቤ ክድሕን ።አይክእልን።
    እታ ካልኤት ጸጽዋ ዘሓለፍ ድማ
    እት እት ተፍጥሩ ዘሎ ጸገም ናይ ቦሎትካ ፍልልይ እይኮነን ።እሉዋ
    እዋ እንኳያ ንሱ ኩሉ ዝፈልጥስ ዝኮነ ትግራዋይ ዝሪኦ ዘሎ ቅሉእ ዝኦነ አፍላላይን ክሕደትን ንምንታይ ኩሎም ንስልጣን እዮም ዝባአሱ ዘለው ዝብል ከምዘይኮነ እንዳፈለጠ ንመን እዩ ዝከላከል ዘሎ እንድሕሪ ብዛዒባ ሽግሪሕ ትግራይን መፍትሒኡን ተኮኑ እት መድረክ ይጽረ ደብረክረክ ክሳብ ሕዝ አይጠቀመን ይት ሽግሪን ሽግሪ ፈጠሪትን ብሽሞም ይጸውኡ እዝ ኩሎም ሓደ እዮም እንዳበልካ ምጉዑእጻጽ ይአክል

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 วันที่ผ่านมา

    ንምንታይ ሱቅ ኢልካ ዝረአ እዞም ብብልፅግና ዝውነኑ ሰባት አገብ ክባሃሉ አለዎም።

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 วันที่ผ่านมา

    ከላሽ ን ንፁር ሓሳብን አብ ኢድኩም ፤ዘየዳጉም ስጉምቲ ዘይትወስዱ እንታይ ትፅበዩ አለኹም?ሰብ ብጥምየት ክሻብ ዝወዳእ ?እቶም ከሓዲቲ በላዕቲ ነብሲ አብ ሆቴላት ብውስክን ብጮማን ይፃፍዑ አለው።ስቅ ኢልካ ምርአይ ነቲ ግበረ እከዮም ምትሕብባር አይመስልን ዶ?

    • @Destah-p8g
      @Destah-p8g 3 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @እርገጤሞላተሰመ
      @እርገጤሞላተሰመ 3 วันที่ผ่านมา +1

      ኮሎኔል ተወልደ ፤
      ክብርን ምስጋናን ንዓኺ። ካብቶም ጀጋኑ ዓንዲ ሕቐ ሓደ ምዃንካን ብቅዓትካን ዘግርም እዩ።ንስኻን ከማኻን ዝበልኩም ተሓባቢርኩም መረፃ ክሻብ ዝግበር ሥልጣን ዘይትርከቡ?ነዞም አሰርተ ዘይመልኡ አብ ቀይዲ ምእታው ፀገም እንታይ እዩ?

    • @yashenfalgena6247
      @yashenfalgena6247 วันที่ผ่านมา

      አቤት ዛኹላ ወላዲት ማይ ሓቂፋ ቁሙቡላታት ኣብርእሲ እናወደቀ አበይ ክምዝለው ዘይፈለጠት ሃደምደም ናብ ውራ መሬትን ኻሊእን:: አብየት ሞፆት ተማላሊእኹምና‼️☠️

  • @haye5696
    @haye5696 3 วันที่ผ่านมา

    Which country are they talking????

  • @haye5696
    @haye5696 3 วันที่ผ่านมา

    2yrs of Tigray tesserre. If they were to be shit like why they didn't join PP before the genocide war