New Eritrean Tigrigna Full Movie 2022 qesar ቄሳር 1/3

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

ความคิดเห็น • 43

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 2 ปีที่แล้ว +11

    ተራጋጊእና ባህልና ክነስተማቅር ሰላም የውርደልና እግዚአብሔር ኣምላክ እምበር ኣነስ ዝራኣኩ እንተራኣኩ ኣየዛናገዐንን እዩ በቃ ልበይ ተሰይሩ 😥

    • @trhassolomona5569
      @trhassolomona5569 2 ปีที่แล้ว +1

      Amlak alo ajoki haftey natey ❤️🙏
      Abe kulatna u 🥲

    • @efremasmerom915
      @efremasmerom915 2 ปีที่แล้ว

      Ajoki kulu gize alewo zihabtey

    • @gualtigrina5944
      @gualtigrina5944 ปีที่แล้ว +1

      Yordi haftey haqiki entsy do xibuq rekibna ena kilite ahwat hizbi welidna tewalidna yetfina alewo 😭💔amlak mehretu ywerdelna.zeqsin geze yhabena.

  • @kmtabproduction1096
    @kmtabproduction1096 2 ปีที่แล้ว +12

    እታ ዝዓበናላ ዓዲ ንነዊሕ ግዜ ካብ ዓይንና እኳ ተተሰወረትና ኣብዚ ቪድዮ ምስ ረኣናያ ግን ብጣዕሚ ነስተማስልን፡ ንስደት ድማ ነማርርን
    ብዓብዩ ከኣ ባህልና ንናፍቕ ኮታስ ኩሉ ክብርታትና
    ደራሲ ድማ ብጣዕሚ ነመስግን ስለቲ ኩሉ ነገር! ቀጽለሉ፡ ደስ እንዳበልና ኢና ቪድዮታትካ ንከታተሎ ወጊሑ ሓወይ! ርሑቕ ዓዲ ጓና ኮይና እቲ ምስ ደምና ዝተዋሃሃደ ስራሕ ድማ ነድንቕ

    • @meleymeley8215
      @meleymeley8215 2 ปีที่แล้ว +2

      ቴድረር ይመስል ኣበይ አዩ

    • @dudududu7590
      @dudududu7590 2 ปีที่แล้ว +2

      Abey ade. Eyu. Gensaba deyu ?

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 2 ปีที่แล้ว +7

    ርሑስ ዓዉደ-ዓመት ህዝቢ ግእዝ ብፍላይ ነዚ ሓንቲ ማዓልቲ ሰለም ዘየበለ ብኹናትን ወረ ኹናትን ኣብ ክልተ ሃገር ዝነብረ ሓደ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራን-ትግራይ🌾 ሰላም ንዓኻ!🌾

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 ปีที่แล้ว +2

    Vera appreciated for me who never been in country side but heard about it from parents and cousins, it is nice to see the mood!

  • @user-kh9gg7nn4v
    @user-kh9gg7nn4v 5 หลายเดือนก่อน +1

    መንክር ናይ ድራማ ቅመም❤❤❤

  • @zewdegebrihans3705
    @zewdegebrihans3705 2 ปีที่แล้ว +2

    ባህሊ ዓደይ ኣዛኻኽሮምኒ

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኩም ይብዛሓ ደቂ ኤረይ

  • @bkacktv143
    @bkacktv143 2 ปีที่แล้ว +4

    ከይጠልሙኻ ከም ናይ ዝሓለፈ hh

  • @semariachannel1513
    @semariachannel1513 ปีที่แล้ว +3

    ባህሊ ትግርኛ መግለጺ ኣልቦ ! ሻዕብያ ነቲ ዘይበርስ እባ ኣብረሶ ! ትንሳኤ ንባህልና

  • @WediShFta
    @WediShFta 5 หลายเดือนก่อน

    Merhab 💖 👈🏽

  • @nahomsolomon3796
    @nahomsolomon3796 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawww taemir movie ziaebenalu yezekireka

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 ปีที่แล้ว

    ደስ ክብለካ እዚ ፍልሚ ግን ናይ ማዓዝ እዩ🥺😥

  • @mahitigray5572
    @mahitigray5572 ปีที่แล้ว

    ቀፃሊ ክፋል የብሉን ድዩ 🥰🥰🥰

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 8 หลายเดือนก่อน

    Good job ❤❤❤

  • @tesfommengs9944
    @tesfommengs9944 2 ปีที่แล้ว +1

    izene koleo des kblaka ❤️❤️

  • @user-fq2gw1uv7l
    @user-fq2gw1uv7l 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ruftalem2803
    @ruftalem2803 2 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome

  • @YonasHailay-ei5rc
    @YonasHailay-ei5rc 2 หลายเดือนก่อน

    #des lbl film gn nayza meetewit music ab TH-cam ngeruni za weta niesnet ked niesnet kedet ela tjmr

  • @mylove9895
    @mylove9895 2 ปีที่แล้ว

    Fnan wedi weyanay selam

  • @berekettesfagabr9968
    @berekettesfagabr9968 2 ปีที่แล้ว +1

    Arku ezi da rinayo kedem

  • @meleymeley8215
    @meleymeley8215 2 ปีที่แล้ว +1

    ✅️✅️✅️✅️

  • @user-eu8oi2nm5y
    @user-eu8oi2nm5y 7 หลายเดือนก่อน

    Mealti dehanina faratat

  • @etibariksebhatu4152
    @etibariksebhatu4152 ปีที่แล้ว

    🥰

  • @ruftalem2803
    @ruftalem2803 2 ปีที่แล้ว

    Ezi dia nay kedem endiu

  • @entsaryakob1832
    @entsaryakob1832 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Wizsolomon
    @Wizsolomon 9 หลายเดือนก่อน

    Menkr😂😂😂

  • @ሚረደላዪሰላም
    @ሚረደላዪሰላም 2 ปีที่แล้ว

    እታይ ደኣ ኣዛ ፊሊም ኣብካልእ ቻነል ምሽ ተጻዒና ኔራ

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 2 ปีที่แล้ว +3

    ዝኸበርካ ፍናን ብመንገድኻ ግጌሩ እንተተዘርዚሑ፡ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ረብሓ ስለ ዝኾነ፡ ቀጽሎ። ክንከታተለካ ኢና። ከምዚ ዝበለ ጥበብ ብልሒ ኢዩ። ምስ እንዳ ህግደፍ ከምዚ ዝበለ ብልሓት ኣገዳሲ ኢዩ። ሃገርና ዓዲ ሕጊ እያ እናበሉ እናተዋስኡ ክነሶም ካብ ወርቂ ብሻ ከይክፈሎ፡ ንዓና ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ሓገዙና እናበሉ ኣብ ልማኖ ኣትዮም።

  • @selebabrhane9784
    @selebabrhane9784 2 ปีที่แล้ว

    እዛ ፊልም ጹሉላት በዚሖማ ሓቀይ ክክክክ

    • @gezananebarittv1479
      @gezananebarittv1479 2 ปีที่แล้ว

      Sekt wedi dkala wahid 😢😢😢

    • @user-ex6ol6tm5y
      @user-ex6ol6tm5y ปีที่แล้ว

      Anta junta wahid meharit ember kondaf agame game over

  • @tesfommelake5561
    @tesfommelake5561 2 ปีที่แล้ว

    Kebti kemey alewa hahah dhan ena

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-zc3of8fl4j
    @user-zc3of8fl4j 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ፍናን ብመንገድኻ ግጌሩ እንተተዘርዚሑ፡ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ረብሓ ስለ ዝኾነ፡ ቀጽሎ። ክንከታተለካ ኢና። ከምዚ ዝበለ ጥበብ ብልሒ ኢዩ። ምስ እንዳ ህግደፍ ከምዚ ዝበለ ብልሓት ኣገዳሲ ኢዩ። ሃገርና ዓዲ ሕጊ እያ እናበሉ እናተዋስኡ ክነሶም ካብ ወርቂ ብሻ ከይክፈሎ፡ ንዓና ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ሓገዙና እናበሉ ኣብ ልማኖ ኣትዮም።

  • @nateyuzigzie8917
    @nateyuzigzie8917 ปีที่แล้ว