ሰልጠነ ግርማይ 'ካብ ጌጋይ ኣይምሃርን' ብምባል ጸርፉን ካሉኡን ይቅጽል'ሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 147

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 4 หลายเดือนก่อน +13

    ጽቡቕ ኣለኻ። ነቐፌታ የድልየና ኢዩ። ሰልጠነ ጌጋታቱ ምስ ቃልሱ እንዳታሓሓዘ ይመዝኖ ኾይኑ። ምግሳጽካ ኣይንጸልኦን ኢና።

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 4 หลายเดือนก่อน +3

    ሕጂውን ማሓሪ ዩ መደብካ ጹቡቅ ዩ ቀጽሎ ኣጆኻ ምስሓሓብ ዘሎ ዩ ሳሚ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏾💙🙏🏾💙🙏🏾💙🙏🏾💙

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 4 หลายเดือนก่อน +9

    ልክዕ ኣለኻ ኤማ፣ ሰልጠነ ነዚ ቃልሲ ሓደጋ ምዃኑ ደጋጊምና ኣብ FB ጽሒፍና።
    ሰልጠነ፣ ዋላ ሓንቲ ዘይፈልጥ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ከም ዘይፈልጥ ውን ዋላ ሓንቲ ዘይፈልጥ ኣብዲ ሰብ'ዩ። ኣብዚ ዕድሚኡ'ዚ ከም ሰልጠነ ገይሩ ኣብ ኩሉ ነገር ድሑር ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን'የ። ንስኻ ግን ብኸምኡ ቀጽል!!

  • @samiwedihabesha7175
    @samiwedihabesha7175 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኤማ ሓውና ያ ጽቡቅ ኣለኻ ዝኾነ ተቃላሳይ ክንቀፍ እንበር ክጽረፍ ኣይግቡኡን ኢዩ ተቃራረቡ ኣይትበኣሱ 💙💙💙

  • @ontheroad3297
    @ontheroad3297 4 หลายเดือนก่อน +4

    አታ ትም በል በጃካ , ንስካውን እንትርፎ ንሰልጠነን ዉፉይን ምቅዋም መአስ ኢካ ንህግደፍ ተቢዕካ ትግጥመላ ዘለካ እዛ ቻነልካ ሁከት !

  • @solomonliza
    @solomonliza 4 หลายเดือนก่อน +3

    በርትዕ ኤማ 👍

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 4 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ሓወይ ይቅረታ ፍቃደቻ እንተኮንካ ሃየ ፊት ንፊት ከነራክበካ መክያቱ ደለይቲ ፍትሒ እንከለኩም ስለምንታይ ትዋቀሱ ? ስለዚ ክራከብ ይደሊ እየ እንተ ኢልካ ፊትንፊት thankis ኤማ ሓውና።

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 4 หลายเดือนก่อน +1

    Right 😭 ✅️ bro please listen seltene wedi aboy keshi 😊girmay

  • @semirtekle1014
    @semirtekle1014 4 หลายเดือนก่อน +3

    Girm alkha ema

  • @tewzoldebereket9952
    @tewzoldebereket9952 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኩቡር ሐው እወ ሰልጠነ ነቀፊታ ሪኢቶ አይቅበልን እዩ እቲ ርእሱ ኸምኡ እዩ ቆዬቃ ጸርፊ ጌሩሉ ወዘተ ምባል አመሉ እዩ

  • @kesetegebrekidan3405
    @kesetegebrekidan3405 4 หลายเดือนก่อน

    Mteram tsbuq
    Deki adna gn mteram aydlyan

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 4 หลายเดือนก่อน +4

    ፁቡቕ ኣለኻ ኣብገለገለ ሰልጠነ ኣነ ዝበልክዎ ይብል እዩ ካብ ሕመቑ ፁቡቑ ይበዝሕ ንስኻግን ከም ገለ ፅልእ ኣለካ ኣብሰልጠነ ብጣዕም ዳዉን ካብምግባር ከምት ንሱ ገለ ፁቡቕካ ዝተዛረበ ፁቡቑእዉን ኣይትክሓድ ኣፈላላይ ንምፍጣር ኣይትታሃንደድ። ህግደፍ ኣብዝ መፅኦም ሓቅኻ ይብሉ ይፃረፍዎ ኣለዎ ብናይ ህግደፍ ኮሜት መልኣ ምድያኻ 😮

    • @YohanaHagos-w5c
      @YohanaHagos-w5c 4 หลายเดือนก่อน

      honestly Seltene is attention seeker. he is truly Immature .

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 4 หลายเดือนก่อน

    Like 👍 shera delta fith 💙💙✍️

  • @selenaeritrea5986
    @selenaeritrea5986 4 หลายเดือนก่อน

    Bravo 🎉

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና 4 หลายเดือนก่อน +1

    ገብራይ ዳኣ ታይ ጥዕና ኣለዎ ኣንታ ኤማ

  • @filimondawit3239
    @filimondawit3239 4 หลายเดือนก่อน

    ናዓይ ስምዑኒ እንዲዩ ሰልጠነ ዳኣ ብላሽ

  • @AllemTewolde
    @AllemTewolde 4 หลายเดือนก่อน

    ጹቡቅ ሓሳብ ኢማ ነዊሕ ኮይኑ ካብ ዘይሰምዓካ እስራኤል ከለኹ ጹቡቅ ይከታተለካ ነይረ ኣብዚ ዘምጻእካዮ ሓሳብ ጹቡቅ ኣወንታዊ ማዕዳ ኢማ

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi 4 หลายเดือนก่อน +6

    Kem seltene gahaf seb yelen aytgedeselu nezi tewetafi wahid

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 4 หลายเดือนก่อน

    ብሃቂ ዝገርም ናይ ሰልጠነ ዱንቁርና ንሰብ ብዘረአ ዱ ዝድግፎ ዋላ ብሃሳብ ይገርም

  • @abdoibrahim7561
    @abdoibrahim7561 4 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ናይ ኤርትራውያን ጽልኢ ስለ ዘለዎ እዩ እዚ ኩሉ እንበርከ ወላ ተቃዎም ብኤርትራውያንትካ ትኾርዕ እንድሕር ኮንካ ካብ ርእስኻ ኣይወርድን እዩ በቲ እሱ ዝፈትዎ መንገዲ ክትከይድ ኣለካ ትግራይ ትስዕር ክትብል ኣለካ ሰልጠነ ክፈትወካ

  • @debesaimelake3576
    @debesaimelake3576 4 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene hakenga eu sk elka hatewtew aytbel

  • @ዓደይዓዲጀጋኑብዓንመንኢዮ
    @ዓደይዓዲጀጋኑብዓንመንኢዮ 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓወይ ሰልጠነ ብጣዕሚ'ዩ ዘገርመኒ ሕጂ ዉን ሰልጠነ መን'ዩ ሓንቲ ጥዕይቲ ስራሕ የብሉን ዩቲበር'ዩ ይቲበራዊ ስርሑ እንተዝሰርሕ ኩሉ ምስ ሰለጠ።

  • @MisgnaRezene
    @MisgnaRezene 4 หลายเดือนก่อน

    Lbona ztehaweso mikri hawey qexlo🙏🙏🙏

  • @haileabaynalem4947
    @haileabaynalem4947 4 หลายเดือนก่อน +4

    Tefetawi smi lokmaxt hasewti amselu

  • @samueltesfalem1791
    @samueltesfalem1791 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቅ ኤማ ኣማን ብኣማን ሰልጠነ ናይ ለውጢ ተሓሳስባ የብሉን

  • @yemanebein6165
    @yemanebein6165 4 หลายเดือนก่อน

    Tefetawi kabtom khasbu zeykulu seb eyou

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልጠነ ዮቱበር እንተ ኾነስ ገጉ ምቅባል ጸገም ኣሎዉ. ጸርፊ ምኒእኣስ ናተይ ኢሉ ሒዝዎ. ኣነ እከታተሎ ኔረ ሕጂ ግን ምዕራይ ስልዝኣበዮ ገዲፈዮ. ዉፍይ ክዛረቦ ኣለዎ እምበር ንኻልእ ዝሰምዕ ኣይኮነን

  • @merihtsegay2776
    @merihtsegay2776 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይቅየር ሰብ ኣብ ኣለም ሓደ እዩ ንሱ ካ ሰልተነ
    ኤማ hawey ፉራ ሓደገኛ እዩ ጊስ ጊስ ኢልካ ሕለፎ
    Bzkone beza nay nohom sle zeydegefnayo ezi kulu hawx wex abilwo alo😂

  • @zaretes3056
    @zaretes3056 4 หลายเดือนก่อน +1

    ገጋታቱ ንነግሮ ሽሕን ሚእትን ኢዮም ኣይሰምዕን

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 4 หลายเดือนก่อน

    ብራቮ ኤማ ነቅፌታ ዘይቅበል ኣይምዕብልን ኢዩ ሰልጠነ ኪኣ ነቅፌታ ዝቅበል ኣይመስለኒን

  • @MeraMaku
    @MeraMaku 4 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ብዓል ከማኻ ዳኣ ከፊኦሞ ኣለዉ ነዚ ህዝቢ ተሓቢእኩም ክትሓምዩ ክፋእ ክትዘርኡ ትውዕሉ ዘለኹም እምበር ናይ ሰልጠነ ኣብ ቅድሚት ኮይኑ ብቓልዕ ዝገብሮ ኣይከፍኣናን እኳ ዳኣ ይሕግዘና ንኸም ብዓል ከማኻ ሕቡኣት ክፉኣት የቃልዕ ጽቡቕ ኢዩ

  • @kiros679
    @kiros679 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ይርድኦ የለን ሰኺሩ እዩ ዘሎ ግድለታቱ ነጊርካዮ ክእረም ዘይ ደሊ ሰብ እዩ

  • @mebgebre2175
    @mebgebre2175 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ካብ ህግደፍ ዘይሓይሽ ንዓይ ስምዑኒ ዝብል ኣነ በሃሊ ፡ናይዚ ቃልሲ መንድዓት

  • @andompillastro6856
    @andompillastro6856 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ልክዕ ከም ተጋዳላይ እዩ ፡ ሎውጢ ክገብር ኣይክእልን እዩ ድፉን ሓንጎል እዩ

  • @henokgoitom5247
    @henokgoitom5247 4 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene ayeselaselin eyu hansab yhasib kalas life yatu

  • @HabtonKewani
    @HabtonKewani 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሃኪ አማ አዚ ወዲ ተጸልሊኦ አይ ዘሎ አንትርፎ ምጽላም ካል ስርሃ ይብሎን
    ንኩሉ ሰብ በጽህዎ አዮ
    ብስንኩ ናብ ህግደፍ ዝከዱ ማለያ ይብለሞን

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 4 หลายเดือนก่อน

      ምስ ሰልጠነ ዝተፃለአ ናብ ህግደፍ ዝኾዱ ብጣዕምዮም ዝገርሙን ንሰልጠነድዮም ክቃለሱ ፀንሖም ዕላማ ዘይብሎም

  • @melu24
    @melu24 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene zey seltene ajoka ama

  • @Fesshaye-p8k
    @Fesshaye-p8k 4 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዝብል ዘይትገደፉ አይሰምዕን አንደሕረ ኢልካዮ ግዜ አይተጥፈእ ።

  • @zegelilaaccount
    @zegelilaaccount 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ነዚ ሰብ ውፉይ እንዳእሉ ዝጽይቖ ዘሎ። ክልቲኦም ከይተባተኹ ድማ ሰላም የለን። እዚ ብጽብጽ መሕፈር መተዓብይቱ!!!

  • @melu24
    @melu24 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሶሺያል መዲኣ ኢንዳዋዓለ ዘይቂየር ሰብ መመሉሱ ዚዲንቁር ኢንተሎ ሰልጠነ ጥራይ ኢዩ ቁሩብ ካብ ብዓል ፍናን ዘይሚሃር ደንቆሮ ሰብ ኢዩ ጸማም ሓደ ደርፉ

  • @medatedrus5319
    @medatedrus5319 4 หลายเดือนก่อน

    ጥኒን ትፈቱ ኾንካ ሓወይ ናተይ ። ናተይ ትብሎ ሓሳብ ሒዝካ እንዶ ተጓዓዝ ። እዚ ትገብሮ ዘለሓ ኣነ ንፉዕ ንሱ ግን ዘይቅየር ሙዃኑ ክተረድእ ብዙሕ ኣይትጽዓር።

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18 4 หลายเดือนก่อน +1

    Bra jobb bror

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 4 หลายเดือนก่อน

    Bjeka seltene wufuy kale yeblkumin for

  • @simomnaizgi3276
    @simomnaizgi3276 4 หลายเดือนก่อน

    ተንክዩ ኤማ ክድሚ ሕጂ ውን ጽሒፈ ነረ ርኢቶይ ብዛዕባ ሰልጠነ ( እቲ ቀዳማይ ነገር ኣብ ልዕሊ ሰብ ክብሪ ዝበሃል የብሉን መልሓሱ ሕማቅ እዩ ምስ ናቱ ሓሳብ ዘይሰማማዕ ሰብ ኣዋሪዱ እዩ ዘውጽኦ ምስ ሓደ ሰብ እንተ ተባኢሱ ናብ ቀረብቱ ይድውል ድሕረ ባይታ ናይቲ ሰብ ብዙሕ ይሓትት ገለ ናይቲ ዝተባእሶ ሰብ ሕማቅ ነገር ክደሊ ድቃስ ዘይብሉ እዩ ዝቅኒ ሕጂ ውን ክደግማ እየ ካብ ናይ ሰልጠነ ዝኸፍእ ኣተሓሳስባን ኣብ ልዕሊ ሰብ ዘለዎ ንዕቀትን ብድዐን የለን ነዚ ደንበ ፍትሒ ሕንፍሽፍሽ ዘእትወሉ ዘሎ እቲ 1 ዝስራዕ ሰልጠነ እዩ ቀደም ኣብ live 3 ክሳብ 4 ሽሕ ሰብ ይከታተል ነሩ ሎሚ ግን 1000 ውን ኣይበጽሕን ስለምንይ ከምዚ ኮይኑ ኢሉ ነብሱ ክሓትት እዩ ዝግብኦ ምስ ኩሉ ተባኢሱ ኣነ እየ ሓቀኛ ናተይ ሓሳብ እዩ ጽቡቅ ንዕቀት ምጽራፍ ምዝንጣል ኩሉ ከይገደፎ ገና ካብዚ ዘለዎ ናብ 000 ክወርድ እዩ ገለ ሳባት ርእየ ኣለኹ ቁሩብ ገንዘብ እንድሕሪ ሒዞም እንተሃብቲሞም ኣብ ሊዕሊ ሰብ ዘለዎም ንዕቀትን ጸርፍን የዘውትሩ ሰልጠነ ሓደ ካብኦም እዩ ሕማቅ ኣተሓሳስባ ዝውንን ሰብ ሓጊዘዬ subscribe ግበሩሉ ኢለዬም ንብዙሕ ሰብ ክዛረብ ሰሚዐዬ ኣለኹ በታ ሓጊዘዬ ዝብላ ወይ ብዝገበሮ ንሰብ ጅሆ ክሕዞ ይደሊ በቃ ናይ ሰልጠነ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ድኹም ኣተሓሳስባ ዝውንን እዩ ወደሓንኩም : :

  • @y-dx1
    @y-dx1 4 หลายเดือนก่อน

    Abza zbelkaya xbuk aleka nhade Abi edme sebu xbexehe seb hasawi aybahaln eyu(

  • @Tesfa244
    @Tesfa244 4 หลายเดือนก่อน +1

    Shelel mbal bezihwo u abi enkfat ab denbe tekalesti koynu kemdelo ayrdoen u seltena fara

  • @yohannesasmelash224
    @yohannesasmelash224 4 หลายเดือนก่อน

    Ama tsbuq aleka

  • @merhawigrmay2323
    @merhawigrmay2323 4 หลายเดือนก่อน

    Btaemi kemesgneka ydeli kab lbey meknyatu zeleka hasab bthtna mglaxka kemtom bxerfi hasbom zgelxu yet gele mkanka gn kemzi aynet bahryat ktkxlo keytexarefka mkxal ylabo kubur mekalsti

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 4 หลายเดือนก่อน +4

    Dear TI gezana,
    Why are you attacking Seltene, always you are pointing out the negative side of Seltene like the pfdj parrots. Please try to communicate & consult inside. Seltene is doing very good job.

    • @YohanaHagos-w5c
      @YohanaHagos-w5c 4 หลายเดือนก่อน

      just be honest Seltene is such a nonsense.

  • @ያሲንመሓመድ
    @ያሲንመሓመድ 4 หลายเดือนก่อน +18

    ዘዕበኻዮ ከልቢ ኣይንከስካ እዚ ኩሉ ሚድያኻ ሳብስክራይብ ግበርሉ ኢሉ ምስ ህዝቢ ዘላለየካ ሰልጠነ ዶ ኣይኮነን እንታይ እዋንካ ክሒድካዮ ? ኣብቲ ብዛዕባ ኣከዳድና ዝበልካዮ ክዳን መምዘኒ ሰብ ድዩ ወይስ ካብቲ ዝሞተ ፋሽኑ ዝሓለፈ ኣዝማሪኖነት ኣይወጻኻን ዘለኻ! ብሓፈሻ ግን ንስኻ ተለኣኣኺ ማስቲካን ደሳለ በረኸትን ኢኻ ዝጸሓፉልካ ኢኻ ከም ፓፓጋሎ ትደግም ሓንቲ ዓቅሚ የብልካን !!! ንሰልጠነ ከተውድቕዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም እንትርፎ ደኺምኩምን ርሂጽኩምን ክተርፉ ! ተፈታዊ ቶልክ ሾው ሚድያ ድምጺ ናይ ዕቡሳት 💙💙💙 ኣንጻር ዑቡያትን ሙስሉያትን ከምዚከማኹምን ኢያ !!! ዓቅሚ የብልካን ንስኻ ቅድም ሰልጠነ ዝሰርሖ ስራሕ ሽዑ ትዛረብ ሓሳብ ኣምጽእ ሓሳብ ተሊካ ንሰልጠነ ስእሉ ለጢፈ ፌመስ ክኸዉን ኢልካ ተሓሲብካ ግን ከምቶም ረብሪቦም ሃጢሞም ዝተረፉ ክትሃጥም ኢኻ ወድሓንካ!!!

    • @amanualsolomun5786
      @amanualsolomun5786 4 หลายเดือนก่อน +1

      በቃ

    • @amanualsolomun5786
      @amanualsolomun5786 4 หลายเดือนก่อน +2

      145k ደናቁር ኣለዉና ማለት እዩ ኣብ ኤርትራ፡ ኣነ ብናይ ሰልተነ ዘሎ ሳብስክራይብ እየ ድቆጽሮ።

    • @a.t2496
      @a.t2496 4 หลายเดือนก่อน +4

      ሰልጠነሲ ብጀካ ጸርፊ እንታይሓሳብ እዩ ዘለዎ ኣንታሓወይ ጋዜጣ ምሉእ ጺሒፍካ ክትጣበቅ፡ ሰልጠነ ናቱ ሓሳብ ዘይብሉ፡ ናይ ሰባት ቪድዮ ኣካኺቡ መደብ ክሰርሕ ንሰባት ከጸልም ክሓሚ እንተዘይኮይኑ፡ናይ ገዛእ ርእሱ ሓሳብን ፖለቲካዊ ትንተናን የብሉን። ሰብ ዓዲሙ ከማንሲ ካብ ኮመንት ዘዝራኣዮ ናቱ ሕቶ ኣምሲሉ እዩ ዝሓትት። ጸርፊ ጸለመ ሕሜታ ምንቋትን እሞ ዝኽእሎ የለን ሓቅኻ። ከም ነፋሒቶ ዳኣ ይቀያየር እምበር። ነዚ ሞጎስ ዝባሃል ኣማኒ ሓንቲ ን ብርጊድ ንሓመዱ ትነቅፍ ጽሕፍቲ ጽሂፉ ኢሉ ኣዋርድ ኣቢልዎ ሕጂ ድማ ግልብጥ ኢሉ። ሰልጠነ ኣምሰሉ። እቶም ዝስዕብዎ የደንግጹኻ​@@amanualsolomun5786

    • @a.t2496
      @a.t2496 4 หลายเดือนก่อน +2

      ሰልጠነ ዶንቆሮ ፋራ ዜሮ ካብ ፍልጠት፡ ዜሮ ካብ ሓሳብ

    • @MeraMaku
      @MeraMaku 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣይገርመካን ተበለጽቲ ኮ በዚሖም ባዕልኻ ዘዕበኻዮ ከልቢ ክነኽሰካስ ዝገርም ኢዩ ተሓቢኦም ክሓምዩን ክፋእ ናይ ሰብ ክፍትሹን ክምህዙን ዝውዕሉ ዶ ይሕገዙ ወደይ ክፉኣት

  • @sabarutt7402
    @sabarutt7402 4 หลายเดือนก่อน

    Hasawie

  • @johnkidane5066
    @johnkidane5066 4 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ዓርከይ ወዮ ደኣ ነብስካ ክትካላከል መሰል ኣለኻ በር እዚ ሰብ ኣንተረሳዕካዮ ይሕሸካ ትርጉም ዘሎዎ ሰብ ኣይኮነን! ሓደጋ ምኳኑ ዝገለጽካያ ግን ትኽክል ቢልካ።

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 4 หลายเดือนก่อน

    እዚኣ እንድያ እታ ጸገም ጸዊዕካ ዘይትዛራረቦ ዝኣቢ ከይኑ ኣይስመዓንን ነዉሪ. ሰልጠነ ፍርቂ ናይዚ ቃልሲ ኢዩ. በንጻሩ ከኣ ዓቢ ጉድለት ኣለዎ. ሰለዚ ተዓዳዲምኩም ተኻትዑ.

  • @petrosandemariam500
    @petrosandemariam500 4 หลายเดือนก่อน

    ኤማ፡እቲ ጸገም ሰልጠነ ዝይኮነ ኣባና ኣብ ህዝቢ ኢዩ ዘሎ፡ንሰብ ዘይግበኦ ክብሪ ሂብና ኣብ ርእስና ንሰቕሎ፡ንነብሱ ፍጹም ከምዝጋግያ ንገብሮ፡እንዳ ተጋገየ ኣብ ክንዲ ተጋጊኻ ኣለኻ ምባል፡ንጌጋታቱ ንከላኸል፡ኣብ መወዳእታ ምስ በዝሓና ኢና ከነውርዶ ንፍትን፡ንሱ ኸኣ ካብ ተሰቐልክዎ ኣይወርድን ይብለና ከምዛ ናይ ኢሱ፡ክእረም ዝደሊ ሰብ ኣይኮነን፡ሓቂ ምንጋርካ ግን ክብሪ ይግበኣካዩ።እታ ቅንዕቲ መንገዲ ግን ሒዝካያ ኣለኻ ኤማ።

  • @MeraMaku
    @MeraMaku 4 หลายเดือนก่อน +8

    ንስኻ ውን ኣይትማህርን ኢኻ ክፋእ ናይ ሰብ ሃለውለው ክትብል ትውዕል ሕቡእ ባሕታዊ ኢኻ ባዓል ንስኻ ኢኹም ከፊእኩሞ ነዚ ህዝቢ ባሕታውያን ተኸዊሎም ንሰብ ከባልዑ ክፋእ ክምህዙ ዝውዕሉ ኢኻ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 4 หลายเดือนก่อน

    Slemntay dea netom yeruktika tegagikum zeytblom

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጥራሕ ድዩ ዘለካ ናይ ሐቀኛ ተቃላሳይ ሰልጠነ! ናብ ስራሕና ክንከይድ ደሊና ሒዝካና-፣

  • @loveyoucanada3569
    @loveyoucanada3569 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማ ነብሲ ሕጅ'ስ ናይ ተቃወምቲ ተቃዋማይ እኮ ኬንካ

  • @kasela6897
    @kasela6897 4 หลายเดือนก่อน

    Blocks 🚫 wun aytgber belo ema hawna

  • @liduhaftikirosasmera2419
    @liduhaftikirosasmera2419 4 หลายเดือนก่อน

    Ezom aletawyan hgi naka xbuk tezaribka keleka mnin kblu eyom

  • @simretabraha2641
    @simretabraha2641 4 หลายเดือนก่อน

    Nayzi seltene xegemu asha tiebiti alewo misi tiebenatati bota yeloni elu dimxawi yenusi

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 4 หลายเดือนก่อน

    ጭጉራፍ ሲ ባዕላ ወቂዓ ባዕላ ተእዊ።ብዛዕባ ውልቀሰባት ዘረባ ዝዛረብ ከም ሰልጠነ እውን ርእየ ኣይፈልጥን።ኣነ ሓደ ካብቶም ወትሩ ብዛዕባ ውልቀሰባት ክዛረብ እንከሎ ካብ ዝሓሙ እየ።

  • @zaretes3056
    @zaretes3056 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ኣብታ ሓገዝ ኢያ መይኡ

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 4 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኹም ኣብ ስደት ዝተግረርኩምን ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲ ዘይምትእምማን ዝፈጠርኩምን ከድዓትን ከሓድትን

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene is very immature and irresponsible . Ema ignore him.

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ከም ሽንፍላ ታሓጺቡ ኣይጸርን ኢዩ!

  • @NkidNqdmit
    @NkidNqdmit 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ዓቢዱ ኢዩ.

  • @NkidNqdmit
    @NkidNqdmit 4 หลายเดือนก่อน

    ደጋፊኡ ነይረ ሕጂ ግን... I gave up on him.

  • @habtomfitwi-i2w
    @habtomfitwi-i2w 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ane zegrmni natka eyu bezyka nay seltene kefaa way dawn kalea seb video. Zerhe zekone seb bezyka heyesa kefaa lemem enda belka nay berged ne hamdu nay beal jon belak trasiru ab gonu nukun way nay Israel zey tewldu kuolt zekzfu zelwu tezaribka semaka ayfelten eye kab beryu kea feleye zey reaka seb eka nay seltene wedket temne kedamay niska eka lekbat seltene dea aflitkum ab kifaa ab mihsaw kea tewalu alkem anaxu

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene liuk hgdef keykone ayterfn nkulu eritrawi tigraway eu endabele kexelim eyu ziwiel

  • @berekethaileslassie8361
    @berekethaileslassie8361 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ግርማይ ድኣ ኣሕቢሩ እኮ ኢልዎ ኢዩ : እንዳህግደፍ ባጎኒ እንዳ ደልይቲ ፍትሒ ጎሓፍ ብሓፈሻስ እቶም ናብ እንዳ ባጎኒ ዝኸዱስ ካብ እንዳ ጎሓፍ ዝወጽኡ ኢዮም.
    ሰልጠነ 50/50 እዩ ዝሰርሕ ጽቡቅ ነገር ኣለዎ ካብኡ ዘይንእስ ከኣ ሕማቅ.

  • @towoldeheyelom3204
    @towoldeheyelom3204 4 หลายเดือนก่อน

    Kendi seltene serhu kidem antum sebat hasewti.

  • @TeklebrhanKiflmariam
    @TeklebrhanKiflmariam 4 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣ ብዘይ ጸርፊ ነቲ ሓሳብ ምህራምካ 100/100 ስዕርካዮ ግን ነዓይ ይቀርበኒ ኢንተ ኢሉ ደምበ ተቃውሞ ንኩሉ ሓደ ኢዩ ዝብጽሓና ዝበልካያ ሓቂ ኢዩ ግን ንስካ ዉን ደግምካያ ኣንጭዋ ደገ ነንጭዋ ውሽጢ ተውጽኣ ዝበልካዮ ትደግማ ኣለካ ካሊእ ኣብ ኢቲ ኣመላልሳካ ኣድኒቀካ

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c 4 หลายเดือนก่อน

    kkkkkk Seltene is such a big nonsense . bhaki etom zsbwo mesakin. yes sir zblu trah eyu zdeli .

  • @senaitsolomon3456
    @senaitsolomon3456 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene Meshrefet 😂 u for get him tirhu bako eyu

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 4 หลายเดือนก่อน

    ወፍሪ ሰላም ወፍሪ ምዝመዛ እንተ ተቀይሩ: ዕላምኡ ጸረ ተቃላሳይ እንተ ኮይኑ: ንመን ብመን ድኣ እዩ ሓዲስ ሰላም ክኮኖ ኣይርድኣካን እዩ:: ጥረ ዝኮነ ዘረባ ንመስርሕ ሰላም ዘይኮነ ንመስርሕ ሕቶ ከማን ስለ ዘይምቹእ መልሲ ኣይረክብን::
    ሕቶ መንእሰያት ብትዕቢትን ኣብ ትሕቲ ዓይኒ ረብሓኡን ዝመለሰ ወፍሪ ሰላም ብቅዓቱ ባዕሉ ኣቃጽልዎ እዩ:: ኣብ ወፍሪ ሰላም ዝዋፈር ናይ ግድን ብብርጌድ ንሓመዱ ክቅየድ ይግብኦ እዩ:: እቲ ምንታይ ንረብሓ ብርጌድ ንሓመዱ ዘይሰርሕ እንተኮይኑ ንመን ድኣ እዩ ክሰርሕ? ንካልእ እንተኮይኑ ካልኦት ይደግፍዎ: ብገንዘብናን ጉልበትናን ግን ንረብሓ ካልኦት ኣይነፍቅድን::
    እዚኣ እታ መበገሲት እያ:: ነዚ ክውንነት ክቅበሉ ዘይደለዩ እዮም ድማ ዕስለ ገለ እንዳ በሉ ክቑጥዑ ዝተራእዩን ዝተሰምዑን:: ንስኻ ድማ ኣብዚ ጉሁም ኢካ ምስ ብጾተይ ትብሎም ኣቲካያ: ምስ ሰልጠነ ዘባእስ ኣይነበርካን. ንዓኻ ድማ ድሕሪ ዘረባኻ እዩ መሊሱልካ:: ንድሕሪት ተመሊስካ ዘክሮ::

  • @robelmulugeta6945
    @robelmulugeta6945 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene jignea niskea hasawii ekea kid abtii sami shikor mininnn bell hasawiii

  • @alwayskeepthefaith8272
    @alwayskeepthefaith8272 4 หลายเดือนก่อน

    Bzeyka hade klte youtuberat ne'aka n seltenen wesika me'ebeyi deqkum ikum t'gebrwo nezi hzbi. Mnqa'h yedlyekum iyu n ba'elkum aykonen seb ketenq'hu.

  • @yo-61
    @yo-61 4 หลายเดือนก่อน

    seltene seraqi hasawi buda eyu

  • @lululove6054
    @lululove6054 4 หลายเดือนก่อน

    Kulukum Hade 0+0=0

  • @EsterHadasa-f4u
    @EsterHadasa-f4u 4 หลายเดือนก่อน

    And you are a great actor and the truth is that your clothes are not from boutique designers either. You're trashing Saltana because you want publicity. I wish all Eritrean racists were like Saltana. Do yourself a favor to study at the academy, a bachelor's degree, a second doctorate, a professorship

  • @teweldenegassi9433
    @teweldenegassi9433 4 หลายเดือนก่อน

    Emma. SEB rekviem elka Dina. Nezi seb gn zeutikebxwo

  • @EsterHadasa-f4u
    @EsterHadasa-f4u 4 หลายเดือนก่อน

    Nischa libam libam tezawet zlecha

  • @perffeto
    @perffeto 4 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጉንዲ ከይረኣኻ ኣብ ናይ ብጻይካ ዘሎ በሰር ክተውጽእ ኣይተቋምት። ንስኻ ናይ ምውቃስ እምበር ናይ ምህናጽን ምምሃርን ክእለት የብልካን።

  • @Hope1921Future
    @Hope1921Future 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene kab Tiktok vidotat akibu bzaebeom kzareb endaweales.nsebat ka kentementi eyom zemxieu ybl.

  • @mikeal672
    @mikeal672 4 หลายเดือนก่อน

    Unsubscribe gibrwo ani kidmi 2 Amet geryo

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 4 หลายเดือนก่อน

    Wedi Seb Zmahar genzeb krekb zeykone Hangol kesfih eu. Please Seltene bzuh xbuq eqa entehaleweka b 2 edka Aytibaas. qdmi mzrabka 2 gize hseb... Atahasasbana kab mnbabn msmaen eu zfwes.

  • @goitomnegassi3888
    @goitomnegassi3888 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ኣብ ምንታይ ትዉዕል እኻ ንስኻ እንትርፊ ኣብዛ ዩቱብ ጥራይ ተወጢሕካ ንጹህ ክትመስል ትገርመኒ ኣበይ ከ ዝዉዕል ዩ እዙ ወዲ ኣለም ክነቅፍ እምበር ክሰርሕ ዘይንዕዘብ ንኹሎም ክዝልፎም ዝዉዕል ምኻኑ ዩ መጺጽ እኻ

  • @Liberal12
    @Liberal12 4 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ሓኪም ኣእምሮ ውሰዱዎ፡ዘ ጀኖሳይደር። ካብዚ ንላዕሊ ውድቀት ዶ ኣሎ ኢዩ ኣንታ ኤማ። ኣብ መጻኢት ኤርትራ ብዙሕ ስራሕ ይጽበየና ኣሎ።

  • @AbrahamWghere
    @AbrahamWghere 4 หลายเดือนก่อน

    ንኸማኻ ሰብኣይ ሓሳዊ!😢

  • @samueltesfalem1791
    @samueltesfalem1791 4 หลายเดือนก่อน

    ካብኡ ብርእይቶ ትፍለ እንተኾንካ

  • @vivastella
    @vivastella 4 หลายเดือนก่อน

    ተፈታዊ ፍንፋን😂😂

  • @amanualsolomun5786
    @amanualsolomun5786 4 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዳ መልኣክ ብርገድ ንሓመዱ እንድዩ ፡ ኩላ ምድረ ዶንቆሮ ኣኪብዋ ኣሎ ።

    • @Liberal12
      @Liberal12 4 หลายเดือนก่อน

      ድንቆሮ ንስካ ኣታ ዓስታኽ ረሳሕ። ንዑኡ ዘይትጸርፎ ፈሊካ። ሃላይ፡ ከምዚ ናትካ ሃላይ ዘረባ ስለ ዚዛረብ ኢና ጸሊእናዮ፡ኣታ ረሳሕ።

    • @amanualsolomun5786
      @amanualsolomun5786 4 หลายเดือนก่อน

      እዚ ኩሉ ጸርፊ ዳ ምስ ሰልትጠነ ሱብስክራይብ ኣለካ ማለት እዩ ። እሞ ከማካ ዶንቆሮ እንተበልኩካ ገጋ ኣለኒ፡ ግን ንኩሉ ስለ ዝበልክዋ sorry.

  • @mussegrmazion1007
    @mussegrmazion1007 4 หลายเดือนก่อน

    ጽጋብ አለው እዚ ወዲሓካሪ አድጊ

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c 4 หลายเดือนก่อน

    I think he is narcissistic .

  • @maebel94
    @maebel94 4 หลายเดือนก่อน

    Seltene TH-camr eu kemey geyru genzebu bekemey yetu ember nay kalsi system ayfeltin eu.

  • @semirtekle1014
    @semirtekle1014 4 หลายเดือนก่อน

    Hahahaha

  • @DesA12346
    @DesA12346 4 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ብዙሕ ግዜ ብዘይግባእ ሰባት ሰለ ዘጥቅዕዎ : በዚ ምክንያት ይጋገ ኣይጋገ ኩሉ ግዜ እቶም መናእሰያት ይከላኸሉሉ እዮም። እዚ ድማ ዋላ ጌግኡ ንኸይርእን ንኸይእረምን ጋሪድዎ ኣሎ። እቶም ጸላእቱ ዕድል ከይረኽቡ እንዳበሉ እቶም መንእሰያት ዋላ እንዳ ተጋገየ እዮም ሸለል ዝብልዎ።እዚ ድማ ብጣዕሚ ስርዓት ከምዝጎድሎ ጌርዎ ኣሎ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ነዞም ወፍሪ ሰላም ዘይከድኩም ኢሎም መንእሰያት ዝቅጥቅጡ ኣነ ውን ኣይቅበሎምን እየ። ዋላ እቲ ወፍሪ ሰላም ነዞም መናእሰያት ኣብርእሲ ዘለዎም ጾር ካልኣይ ጾር እዩ ክኮኖም በሃላይ እየ።ኤማ ድማ ከም ቀደምካ ቀጽል ❤

  • @NMM.official.
    @NMM.official. 4 หลายเดือนก่อน +1

    Ay seltene negram gorebet eber tekyru 😂😂😂

  • @egnor613
    @egnor613 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሓኻሪ ኣድጊ ሰራቂ ሓሳዊ እዩ ኤማ ሓደ ጉሓፍ እዩ