Gezalamza wedi mesmer

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 10

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 7 ปีที่แล้ว +21

    ሰዶ ሰዶ ወዲ፡መስመር መን፡ከማካ ኣሎኩም ዶ ሰብ ሎጎ ጭዋ ኣሎኩም ዶ ሰብ ዓድ ገብራይ ኣሎኩም ዶ ኣድባሮ ኣሎኩም ዛውል ኣሎኩም ገዝላምዛ ኣሎኩም ዶ ዓድ ገዳ ኣሎኩም ዶ ጽልማ ብሓባር ኩሉ ብዝያዳ ሎጎ ጭዋ ኩልኩም ወዲ መስመር ጀግና ኣሎካ ኣብልብና ኣሎካ ብመንፈስ ምሳና ኣይሞትካን ሎጎ ጭዋ ዓደይ ንአልያስ አባ ምለስለይ ንሎሚ ኩኒ ።

    • @amanberhe4242
      @amanberhe4242 6 ปีที่แล้ว +3

      tesfalem tewolde አለና እወ ደቂ ዓዲ ገዳ ደቂ ማርያም ሕዳርጼን ጽልማ ለገጭዋ ኤርትራ ክብረት ይሃበልና።

    • @eritreanfarmchannel2084
      @eritreanfarmchannel2084 6 ปีที่แล้ว

      Alema

  • @mathewosghebeye768
    @mathewosghebeye768 6 ปีที่แล้ว +3

    እውይይይይይይ! መንእሰያት: ገዛላምዛ: ኩሉእቲ ዓድና ይርኣያካ ኣጆኹም እውይይይይይይይይይይይ

  • @RobelTesfaslase-i7l
    @RobelTesfaslase-i7l 6 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ መስመር ጥዑም ጓይላ ቐደም ሰይ ሰይ ሰይ

  • @MehariOgba-Michael
    @MehariOgba-Michael 11 หลายเดือนก่อน +2

    ድሕሪ ወዲ መስመር ጽልማ ዓደይ ኣይግድን። ኣብ ዝቐረባ እዋን ውቃዕ ወዲ መስመር ዝጥዕም ኣብ ማርያም ጓሪ ሰሚዕ ብጣዕሚ ተሓጓሰ። ኣማድር ጽልማ ሕጂ ኾይኑ ይራየኒ። ዋጣ ወዲ መስመር ጣላ ኾይኑ ዘሃርሞ ጎቦታት ኣማድር ኮይኑ ይስማዕ ነይሩ። ኢልያስ ስኒ ሽሓኒ ንስኻ ዶ መሲሊኒ እብሃል ነይሩ

  • @sebmukuan
    @sebmukuan ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @lovewithpeace3836
    @lovewithpeace3836 6 ปีที่แล้ว +3

    Xelam eu znebere eti wshate seyti arkey mukana emo abey felite
    Aleliyo eti kcha entay gebere deroho ms serawita tederire

  • @hope3005
    @hope3005 6 ปีที่แล้ว +3

    ኣለና እወ