Tesfay Birhane -'Tiytu Ere' ተስፋይ ብርሃነ -'ጥይቱ ዕረ' - New Tigrigna music -2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 342

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +49

    ተጋሩ አበይ አለና ኑዑ አሕዋትና ነትባብዕ
    ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ ክብሪን ሞጎስን ንስራዊት ትግራይ❤💛😍🙏

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว +2

      antm zero zero zero000000 hasadt gorbet antm zero ay😭😭😭

    • @hwanetube9016
      @hwanetube9016 3 ปีที่แล้ว

      Alena gall Adeyy maAreyyy👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

    • @ffbh9535
      @ffbh9535 2 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 መን ፀዊዕካ ናብዚ ተጋሩ እያ አላ
      ካብኡ ከዓ ሓደ መዓልቲ ፅቡቅ ኣይትፅሕፍን ዕድመካ ልክዕ ክትፃረፍ ክትበኪ ክትሓልፋ ዋይ ዘለኣለማዊ ብክያት ካብ ርእሰካ ኣየውርዶ ፈጣሪ እሺ ማሰተር ናይ ፀርፊ

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 2 ปีที่แล้ว

      @@ffbh9535 nay olem. feterti hasot konkum meshkat nay obay Ethiopia tigray ab tehti megzati. Ethiopia eya terkb eskum Ethiopiawan ekum kkkkkk

    • @ffbh9535
      @ffbh9535 2 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 እወ እ/ያውያን እና ግና ትግረዋይ ይገዝእ እንበር ኣይገዝእን ብናፂነት እና ንነብር እሺ!!
      ኩሉ ከምቲ ከማካ ብህግደፍ ትግዘኦ ዝግዛእ ከይመሰለካ

  • @Selam__499
    @Selam__499 3 ปีที่แล้ว +17

    ተጋሩዋኒ ሰብ ሕድሪ
    ተጋሩዋኒ ተቃበልቲ ሕደሪ
    ተጋሩዋኒ ጀጋኑ❤💛✊
    ተጋሩዋኒ መስተወዕልቲ❤💛
    ተጋሩዋኒ ኩሉ ምሳኩም ኣሎ እንኳዓ ካባኩም ተፈጠሩኩ እንኳዓ ኣማዕድየ ዝሪአኩም ዘይኮንኩ
    ተመሰገን ካባኩም ምፍጣረይ ተጋሩዋኒ ኣነስ መግለጺ የብለን ናዓኩም ዋ ሰሱንለይ ክንዲ 1000 ኩኑለይ ትግራይ ትዕወት ❤💛✊🙏♥ ተስፍሸይ ካዓ ቡሉጽ ስራሕ ቃጹለሉ ❤💛✊

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 ปีที่แล้ว +22

    ክብርን መጎስን ናዓኩም ይኩን ጀጋኑና !! ሃገር ትግራይ ትስዕር !!

  • @ናቲማቲ
    @ናቲማቲ 3 ปีที่แล้ว +17

    የስ ብድንግላ ረኪበያ ካሞንቲ 😹ጀጋኑ ድቂ ዓደይ ❤❤

  • @خيريهالحيدر
    @خيريهالحيدر 3 ปีที่แล้ว +17

    ተጋዳላይ ተስፊሽ ጅግና ወዲ ትግራይ!
    ብጣዕሚ ብልፅቲ ስራሕ ይበል!

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 ปีที่แล้ว +11

    ይበል ተምቤን ተረሲዕኻ ዋና ወፍሪ ዝተገበረሉ ወፍሪ አሉላ አባነጋ💃💃💃💃💃💃💃💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 3 ปีที่แล้ว +18

    ሙቁራተይ እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና😍😍😍❤💊💊

  • @ጓልተዋህዶጓልትግራይ
    @ጓልተዋህዶጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +2

    እሕዋተይ ማዓረይ ቅዱስ ሚካኤል ምሳኩም ይኩን TDF ሓበስቲ ንብዓት🙏🙏🙏💊💊💊💊💘

  • @shhdehe9674
    @shhdehe9674 3 ปีที่แล้ว +5

    ቅድስት ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንኹም ትግራይ ዓደይ 🇻🇳

  • @esayastv7095
    @esayastv7095 3 ปีที่แล้ว +41

    ወዲ ዓደይ ብሉፅ ስራሕ

    • @ሕሉፍወዲዓጋመ
      @ሕሉፍወዲዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +1

      ኤሱ ጅግና ሓላል ሰብ🥰

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 ቆንዳፍ

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 2 ปีที่แล้ว

      @@slamslam766 deka nay obay Ethiopa keflhage 😭😭😭😭

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 ወዲ ሣጥናኤል ፅላዉ

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      @@jhonocbay693 መነጥቲ

  • @fabri8477
    @fabri8477 2 ปีที่แล้ว +10

    ጀጋኑየ ኣንቃዕ ካባኩም ተፈጥሮና 💊🙏🙏😥ቀፅለሉ ጅግና ሓውና❤️❤️❤️❤️🥀🥀🥀

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 2 ปีที่แล้ว +1

    የዒስስስስ ዓይኒ ፀላኢ ዓይንና ይድፈነልና ፈጣሪ ሰላምና ይምለሰልና 🤲🤲🤲 ካልኣይ ተኽለሃይማኖት ♥️👍ተጋሩ ባህሎም ዘክቡሩ 👈ጅግንነቶም ብዓለም ዘመስከሩ💪 ብገዛእቲ ዘይደኑ ብዉሕዶም ዝሰመሩ 💪💪👍👍👍

  • @milimilir6630
    @milimilir6630 3 ปีที่แล้ว +23

    አንካዕ ብሰላም መፃካ ተስፉሸይ አግዚኣብሔር ሰሓሙ ይልኣከልና❤🤝❤❤

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 3 ปีที่แล้ว +8

    ፅብቅ ስራሕ ጅግና ወዲ ትግራይ ❤❤❤❤❤💛💛💛ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሰለይ🙏🙏🙏

    • @fhh5953
      @fhh5953 2 ปีที่แล้ว

      ፅብቅ ሰራሕ ጅግና ወዲ ትግራይ ❤️❤️💊💊💊
      ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሰለይ🙏🙏🙏

  • @ለሚጋልዞምጀጋኑ
    @ለሚጋልዞምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว +5

    ጥይቱ ዕረ ገድሊ ከመይ ነበረ ኣውገዐናየየ ❤❤❤❤❤❤❤ ተስፍሸይ ጅግና

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      antm zero zero zero000000 hasadt gorbet serkti bihuk serkti dorho🐓🐓🐓antm zero zero000000😭😭😭😭

    • @ለሚጋልዞምጀጋኑ
      @ለሚጋልዞምጀጋኑ 3 ปีที่แล้ว

      ደንቆሮ

    • @jhonocbay693
      @jhonocbay693 3 ปีที่แล้ว

      @@ለሚጋልዞምጀጋኑ zero zero000000. aysemon zbele bexfiot yisemeo kkkk Tigray+Ethiopio=Tigray nieshtay =keflehager nay Ethiopia kkkkkk

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቡሉፅ ኣጆካ ኣሰይይይ ጀጋኑ ትግራይ ዓወት ናዓኩሙ💓💓💓💓💛💛💛💊💊💊💪💪💪💪👌👌👌👌👊👊👊👈

  • @seyumhaile4711
    @seyumhaile4711 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ግዜ ተመለስ እንዶ ዋይ ትግራይ ዓደይ ኣምላክ ጽላሉ የንብረልኪ

  • @roozroozy6793
    @roozroozy6793 3 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ጥዑማት ላዛ ትግራዋየ ፈጣሪ ምሳኻቱም ይኹን ዕሸኽ ኣይውጋእኹ ብዓወት ተመልስልና💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ቲቲጋልሃገርትግራይ
    @ቲቲጋልሃገርትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ተሰፋሸይ እንኳዕ ብሰላም መፀካና ጎይታዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምና ይምለሰልና 𝑡𝑑𝑓ይ እመ ብርሃን ዋሕሰ ጠበቃ ትኩንኩም ኣቶም ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ብዓወት ብሰላም ይምለሰኩም ዘም ናትና መን ከም ተጋሩዋይ ፍልያት ፍጥረት 𝑙𝑜𝑣𝑒 𝑦𝑜𝑢 𝑡𝑜𝑜 ደቂ ትግራይ ሓላላት❤❤💪💪💪💪💪❣️❣️❣️

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 2 ปีที่แล้ว +12

    እሰይ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣብ ዙርያኩም ይኩን ተስፍሸይ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 2 ปีที่แล้ว

    ታይ እለ እየማ ኮሜንት ክፅሕፍ ጨነቀንኮ ናታሕጓስ ዱዩ ናይ ናፍቆት ዉሽጠይ ሕቁንቁን እልን በቃ ትግራይ ዓዴይ ዓይን ፀላእትኽ ዲፍን ይበል ዓዴይ ወለላ በይዛኽ ያዙረን ዳአነ ወይአነ ሳአን መንገድኮ መእተይ ስእነ ዉሽጠይ አይኻአለይ ዓዴይ ወለላ ሰራዉተይ ወለላ ዓይን ፀላእኹም ድፍን ይበል ተጋሩዎን ፈጣር ብሰላም ምስ ክድራና ያራኽበና እስክ አይይይይይይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💛

  • @IPi-tb1jn
    @IPi-tb1jn 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ tdfy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhash139
    @trhash139 3 ปีที่แล้ว +6

    ተስፍሽይ ማዓረይ ጅግና የቀንየልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ

  • @ብሬጋልተዋህዶ
    @ብሬጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱና ደቂታ ሓላል መሬት❤💛💉💊💊💉💊💊🌸🌸🌸💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟

  • @ሕሉፍወዲዓጋመ
    @ሕሉፍወዲዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +5

    ትግራዋይ ማለት ጅግንነት እዩ በቃ!💖
    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ🙏
    ትግራይ ትስዕር!!።😍

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 3 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑና ደቅ ሃገረ ትግራይ 💊💊✊✊
    ትግራይ ትስዕርርርር 💊💊✊✊✊

  • @ሊሊጓልደርጋዓጀን
    @ሊሊጓልደርጋዓጀን 3 ปีที่แล้ว +4

    😍😍😍ይበል ተጋሩዋይ ፀላእኹም ዓይኒ ይፍሰስ🙏🙏🙏💛❤🙏

  • @jamilamohamed9002
    @jamilamohamed9002 3 ปีที่แล้ว +2

    Tagaruu Ilove you tigiray muziqaa jagnochii I am oromo I LOVE you tagaruu muziqaa

  • @fhhfg6416
    @fhhfg6416 3 ปีที่แล้ว +7

    አምላክ ምሳኻቱም ይኹን ተጋሩዋይ

  • @fafab8285
    @fafab8285 2 ปีที่แล้ว +1

    ሕሚሚት እየ አብ ዓይንካ ዘሎ ፍቅር 💘💘

  • @sihhsjg2559
    @sihhsjg2559 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ወዲ ዓደይ ብሉፅ ሰራሕ ይበል🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊✊✊

  • @ኣቤጓልዓጋመወልዋሎ
    @ኣቤጓልዓጋመወልዋሎ 3 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑና ኩርዓትና እግዛቢሄር ይሓሊኩም

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተጋሩዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቅራተይ💔💔❤️❤️❤️💊💊💊

  • @ueg4881
    @ueg4881 2 ปีที่แล้ว

    ደቅ ትግራይ ኩሎም እዮም ጀጋኑ ብርክ ሓፅን።

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 2 ปีที่แล้ว

    ሙቁረይ ብሰላም ይምለስኩም መላመል ንስኩም ዶ ናብ ኩናት😭 አቲ ድንግል ሓደራ ህዝብኪ ደግፍዮም

  • @ፅሪቲጓልትግራይ
    @ፅሪቲጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +3

    እኳዕ ብሰላም መፃካ ጆግና 💪ወዲ ጅግና 💪💔💪 ህዝቢ 💝💔💝ዓደናን ❣️🇻🇳❣️ኣደዋናን💔❤💔💝 ኣዞና ትበርቅ እያ ታፃሓይ💝

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ብሰላም ተመለሱ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ኩሉ ግዜ ዓወት ምሳኩም

  • @azmeratigraweyti9106
    @azmeratigraweyti9106 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣበይ ኣለና ተጋሩዋይ ሃየ ነተባብዓዮም ክብርን ሞገስን ልጀጋኑ ስዉኣትና

  • @batnet123haddady7
    @batnet123haddady7 2 ปีที่แล้ว +1

    ወድ ሓላለ መሬት ትግራይ አንበሳ በረካ ❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳

  • @ኣርሴማጋልተጋዳላይ
    @ኣርሴማጋልተጋዳላይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣታ ኣነስ እንኻዕ ካባኹም ተፈጠርኹ 💊💊💊💊👈❤❤❤❤❤❤💋💋💋❤❤❤ፅሩያት ዓወትና ናይግድን እዩ ንዓኹም ሒዝና ❤❤❤❤❤

  • @زهراءعبدالله-ج4ت
    @زهراءعبدالله-ج4ت 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላሚ ሰላሚ ሰላሚ ተጋሩ ጥዒማት ላዛ

  • @ሜቢጓልትግራይ-ሐ8ቐ
    @ሜቢጓልትግራይ-ሐ8ቐ 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ካባኩም ተፍጠረኩ ጀጋኑ ተጋሩዋይ ፀላዓይንኩም ይደፍን

  • @cvxbzfffh8940
    @cvxbzfffh8940 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓልኩም ደቂ ትግራየይ❤💛 ተስፊሸይ ጅግና ብዓወት ይምለስካ ምስ ብፆትካ ❤❤

  • @slam4790
    @slam4790 3 ปีที่แล้ว

    ተስፉሸይ ጅግና ተገዳላይ ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ትግራይ ላይክ ግበሩሉ እዚ ጅግና

  • @helengidey3360
    @helengidey3360 3 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ

  • @kalkidanmuuz4349
    @kalkidanmuuz4349 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ🧡💕 ደቂ❤️ ሃገር❤️ ናተይ 🧡ማዓርይ ❤️ ጀጋኑና❤️🧡❤️💞👊💪

  • @ንግሰቲጓልትግራይ-ጐ6ነ
    @ንግሰቲጓልትግራይ-ጐ6ነ 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጀግና ደቃ ሓላለ መሬት ሃገር ትግራይ 💊💊💊💊

  • @ትግራይኣደይሰላምኪይመለስ
    @ትግራይኣደይሰላምኪይመለስ 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጀግና ወድቶም ጀጋኑ እሰይ ፅቡቅ ስራሕ ተስፍሸይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ብዓዎ ተመልሱ መክብረቲ ሕድሪ ኣቦታቶም መን እሞ ከም ትግራዋይ ሓንቲ ቃሎም

  • @ወይኒራያ-ወ7ሰ
    @ወይኒራያ-ወ7ሰ 3 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩዋይ ቡሉፃት ፈደይት ሕነ ❤❤❤❤እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹኒ🙏

  • @سالمالدوسري-غ9ق
    @سالمالدوسري-غ9ق 3 ปีที่แล้ว +3

    እሰይ ጅግናዋይ ድምፅካ ክፅብቅ ወዲ ትግራይ ጅግና ወድቶም ወየንቲ

  • @afeworkikinfe8823
    @afeworkikinfe8823 2 ปีที่แล้ว +2

    ተስፍሽ ወዲ ዓደይ ሽሕ ዓመት ንበረለይ!ተዓወት

  • @qwert9677
    @qwert9677 3 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊💊💊💊💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💕💕💕💕💕💕💕💖💕

  • @اللالل-ق6ع
    @اللالل-ق6ع 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይዋይ ንብዓትኺ ዝሕብስ ሰላምኺ ዝምልስ መእንተኺ ቀይሕ ደምዘፍስስ መእንተኺ የዕፅምቱ ዝኽስክስ ወሊድኺ እኺ ኣጆኺ ትግራየይ ወለላ

  • @hanahagos7732
    @hanahagos7732 3 ปีที่แล้ว +1

    እወእወ እወ. አጆኻ ዝወደይ ኩሉ ትግራዋይ አብጎንኹም እዩ.

  • @umnhm100
    @umnhm100 2 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ሓላላት እንኳዕ ኣማዕዲና ንሪአኩም ኣይኮና

  • @ውቕሮዓደይናፊቐኪ
    @ውቕሮዓደይናፊቐኪ 2 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዓወት ንዓኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏😘😘😘

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 ปีที่แล้ว

    Eka tigray tawetet 4 4 4 I'm tigray eritray I'm tigray eritray i'm.ertraawy hasewat, eritraway ashawey eyum kem mahru, ezyum kedat fulupes esaysas,belom,ezyum,kedat, Awet nahfash, ER .

  • @ማርየማርየ
    @ማርየማርየ 3 ปีที่แล้ว

    እስይይይ ተጋሩ ዋን ደመይይይይ ዓይኒ ኣባይኹም ይደፈን ትግራይ ትዕወት ብደቃ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🐅🐅🐅🐅💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💋💋💋💋💋💋💋💋💪💪💪💪😘😘😘😘😘😘😘😘💔💔💔

  • @የራያዋጂንታ
    @የራያዋጂንታ 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ጀግና ዋሕስ ህዝበይ። ✊✊✊✊✊✊♥️♥️💋💋💋♥️♥️♥️♥️

  • @felegbelay888
    @felegbelay888 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ሓፁር ህዝቢ ትግራይና ኽብሪ ይሃብኩም።

  • @alexanderkbrom1334
    @alexanderkbrom1334 2 ปีที่แล้ว +1

    ዎው ናይ ብሓዊ ደስ ብሃሊት ጀግና ተገዳላይ

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 3 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ስራሕ ጅግናና🙏🙏🙏እህህህህህ❤️❤️❤️💛💛💪💪💪💊💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊💊💋💋🌹🌹🌿🌿💔💔💔

  • @ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ
    @ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ 3 ปีที่แล้ว +3

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ጀጋኑ ስዋኣትና💪💪💪

    • @saraethyopya5544
      @saraethyopya5544 2 ปีที่แล้ว

      ፅቡቕ ስራሕ ቀፅሊሉ ጀጋኑና

  • @myecnai4317
    @myecnai4317 3 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ህዝቢ ማርያም ኣኩስም ምሳካትኩም ደቅነይ ማዓረይ ፀላኢ ዓንኩም ይደፈን ሓበን ህዝበም

  • @cugu2668
    @cugu2668 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና እመብርሃን ምስኩም ትኩን❤️

  • @charbelkaram6072
    @charbelkaram6072 3 ปีที่แล้ว

    Tegarway fkri demey elelelell awetkum yesmaena amlak 🙏🙏❤❤💪💪💋💋💋💋👍👍🇻🇳🇻🇳temesgen kabkum mwuladey ❤💛❤💛💋💋

  • @ሜሪሓፍቲTDF
    @ሜሪሓፍቲTDF 3 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ከምናማተይ ኮአየ ዝቀንኣልኩም ናተይ ብምካንኩም ክዓ ብታሕጋሰ ይበኪ ቃደማኩምዋ ፅዮነይ ፅላልኪ አንብርሎም ዞምዕሸላት ደቅኪ👏👏❤️❤️🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🥀🥀🥀🥀💋💋💋💋💋💋💋💕💕💕💕💕💕💕💘

  • @ሕብንቲእየብትግራይ2013ዓም
    @ሕብንቲእየብትግራይ2013ዓም 3 ปีที่แล้ว +3

    ተስፍሸይ ጥዑም ላዛ ❤❤❤❤

  • @solomonhailu1977
    @solomonhailu1977 3 ปีที่แล้ว +9

    Great music 👌👌👌 Ajokum Naiena weyane Tigray Yesier 💪💪💪
    God bless 🙏🙏🙏 Tesfay Birhane

  • @semira-n9l
    @semira-n9l 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ትግራይ ዓደይ 😍😍😍😍😍😍ክንዲ ሽሕ ኩኑ ሰስኑ ደቂ ዓደይ💊💊💊💊💊

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ተስፉሸይ ማዓረይ ተባዕ💊👊👊

  • @egfwgre9270
    @egfwgre9270 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ወዲ ሃገር ትግራይ

  • @אביבהתולדה
    @אביבהתולדה 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ጡዑም ድምፂ ጂጋና ወዲ ህዝቡ ❤💛❤

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 3 ปีที่แล้ว +2

    ተስፍሽዋኒ መቅሰን ምሉእ ዓወት ያሃብኩም ምስ ብፆትካ

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ናዓኹም
    ዓወት ንትግራይ😊❤😘 ጀጋኑ

  • @zedan1619
    @zedan1619 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይ ጀጋኑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ብዓወት ተመለሱ

  • @የርዱጓልስብዓእደርታ
    @የርዱጓልስብዓእደርታ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 💪💊
    ጀጋኑና 💊⛱
    ብዓወት🏖💊💪⛱
    ተመለሱና 💊🏖
    ደቂታ ሓላለ መሬየት 💪💊💘💊💪💘
    💊💪💘💪💊⛱⛱
    💊💪⛱🏖💊💪💊

  • @Ngstinerae
    @Ngstinerae 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተስፍሸይ ናይ ልበይ ንጉስ ኣንጊሰካ እየ ንገሰለይ ናተይ ኣንበሳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥♥♥💞💞💞💞💞💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑና ደቂ ትግራይ ዓወት ሒዝኩም ብሰላም ተመለሱ

  • @HamiGaltigray
    @HamiGaltigray 3 ปีที่แล้ว +2

    ተስፍሸይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ንበረለይ So love you💞💞💞💊💊💊

  • @Ffjjg-og2jm
    @Ffjjg-og2jm 9 หลายเดือนก่อน

    ወየው ወየው ኧረ ኡኡኡኡኡኡኡኡኡ የትግሬ ፍቅር ገደለኝ ፍትህ ለኔ ለምስኪኒቱ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @FATUMAYIMER-t1c
    @FATUMAYIMER-t1c หลายเดือนก่อน

    ይችን ዘፈን ይዘናታል የአማራ ህዝብ አይለቃችሁም😢😢

  • @mahisana1809
    @mahisana1809 3 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ትግራይ አምላክ መሳኹም የኹን ዕሸላተይ

  • @marrykonjo4412
    @marrykonjo4412 3 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyyy jeganuna ❤💛

  • @sasaalajmi7213
    @sasaalajmi7213 3 ปีที่แล้ว

    እሥኪ መጨረሻችን ይመር የሑላችንም ጨፍረን ጭፍረን መጨረሻው ናፍቆኛል ይሕ ጊዜ ምን ይሖን😔😔😔

  • @azmeratigraweyti9106
    @azmeratigraweyti9106 3 ปีที่แล้ว

    ተጋሩዋይ ኣበይ ኣለኹም ሃየ ነተባብዓዮም

  • @Ail-ss1cx
    @Ail-ss1cx 3 ปีที่แล้ว +3

    አስይይይይይይይይ አምላኬ ምሳአኩም ይኩን ደቅ ትግራይ ጀጋኑ ፈጣራ ብስላም ይሙልስኩም ትግራይ ትስዕር እዩ አጀኩም ሓላለይ

  • @hannahanna8794
    @hannahanna8794 3 ปีที่แล้ว +8

    ❤️❤️❤️💛💛💛🌺🌺🌺💐💐💐 እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን

    • @عباديابراهيم-ل2ض
      @عباديابراهيم-ل2ض 3 ปีที่แล้ว

      እስእስይይይ እምላክ ምሳኩምይኩን

    • @hannahanna8794
      @hannahanna8794 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ ያሓግዞም ብሓቂ ጀጋኑ መግለፅ የብሎምን ካብ ዓይኒ ፀላኢ የውፃአዮም 🤲🤲🤲

  • @Bሓፍቲንጉሰ
    @Bሓፍቲንጉሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ልበይ ምሰ ደቂ ትግራይ ዓደይ
    ሓላለይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ💛❤️✊

  • @شمسهأبرهات
    @شمسهأبرهات 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ጀግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ወዲ ዓደይ

  • @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
    @ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 3 ปีที่แล้ว

    ላይክ እንዶ ሃብዋ ተጋሩዋይ ማዓረይ

  • @ኣርያምጋልትግራይ
    @ኣርያምጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ተስፉሽይ ወዲ ሪመይ ስይይይይይ ይበል ጅግንነት

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና❤💛

  • @areeyahailu8055
    @areeyahailu8055 2 ปีที่แล้ว

    እሰደጀጋኑናእግዚእብሔርኣብዙርያኩምደኩንተሰፍሸደ

  • @albadralbadr933
    @albadralbadr933 3 ปีที่แล้ว

    ሰይ ጀጋኑ ማርያም ትሓልኩም

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ትግራይ ዓደይ ፁቡቁ ሰራሕ እዩ ኣጀኩም ትግራይ ትዓደት ኣምላ ምሳኩ ይኩን ኣሕዋት ማዓረይ ጀጋኑ ኣምላክ ፁኑዕ ይርግፅኩም🌿🌿🌿🌿🌿🥀🥀🥀🥀🥀❤️❤️❤️

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haftshlov7031
    @haftshlov7031 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል

  • @zafukebede2879
    @zafukebede2879 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ሓፍተይ እኮ ሪእያ የቀንየልና

  • @ጓልትግራይ-ሠ2ደ
    @ጓልትግራይ-ሠ2ደ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተስፍሸይ ማዓረይ ናፍቆተይ ጀግና ሓወይ ብዓወት ተመለሰ ምሰ ብፆትካ 💛❤️✊✊✊

  • @salemtewlde2470
    @salemtewlde2470 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቅ ስራሕ ተስፍሽይ ቁፅለሉ